[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Tefagaber-Tesfamichael-Ghebre.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Tefagaber-Tesfamichael-Ghebre.pdf"]
“I can confirm that a foreign diplomat has been ordered to leave the country but I can’t go into the reasons,” foreign ministry spokeswoman Charlotta Ozaki Macías told the TT news agency. The ministry has a policy of not revealing the nationality of diplomats ejected from
The initial Tweet was really more of a question than a statement. Minutes after the New York Giants drafted Nat Berhe in the fifth round of May’s NFL draft, the Aztecs safety tweeted, “First Eritrean in the NFL?” “It was a question that had to be asked
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Manchester_september-1-2014-_2_.pdf"]
ነዚ ካብ ዝጅምር ሰለስተ መዓልቲ ገይሩ ክሳብ ‘ዚ ሰዓት’ዚ ዝቕጽል ዘሎ ግፋ ፍሉይ ዝገብሮ፣ ዋላ መንቀሳቐሲ ፍቓድ ንዘለዎም ዜጋታት ዘይንሕፍ ምዃኑ እዩ። ነቶም መንቀሳቐሲ ከምዘለዎም ዝገለጹ ግዳያት ግፋ ኸኣ፣ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ክትጻረዩ ኢኹም ዝብል ምስምስ ብምሃብ ናብቲ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዝርከብ መዳጎኒ ይጓርቶም ከምዘሎ
ተዛረቢ መስከረም መስከረም እስከ ተዛረቢ ኣበይ ኣለዉ እቶም ደቂ ህዝቢ ሓንቲ ሕልሞም ኤርትራ ክትዓቢ በጃኺባ ንዒ መልሲ ሃቢ ተወንጂልኩም ኣፍኩም ብዑቡሱ ኩሉ ተገዲዱ ኣንጻርኩም ክሕሱ ሕልንኡ ዝሸጣ ብፍትወት ናይ ነብሱ ንሱ ወንጀለና ተከሳሲ ክነሱ እቲ ከሳሲኩም እቲ ወንጀለኛ ብማዕከናት ዜና ዝመሰለ ሓቀኛ ብጅግንነትኩም ዝመሰለ ሓርበኛ ዕርቃኑ ወጺኡ ምዃኑ ናይ ህዝቢ ደመኛ ወይ ታሪኽ ዘይተናሕሲ በትሪ ኣቃሊዕካዮ ሰራቂ ብቀትሪ ኣጋሊጽካዮ እቲ
ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ስዋኣት ንትከለላ’ባ ስርዓት ህዝቢ ኤርትራ ዕለት 04.09.2014 ሓቢርካ’ባ ስራሕ ስንኻ ንኸሶ ፡ ሓቦ ስነቕ ሓሞትካ ኣይተፍስሶ፡ ናይ ተንኮለኛታት ፍሕሶ፡ንዓ በጣጥሶ፡ ንረዚን ታሪኽካ መሊስካ ኣሓድሶ ። ህዝቢ ኤርትራ እንተተፋላለና ንመን ኢዩ ዝጥዕሞ፡ ንጸላኢና ኢዩ፡ ዉሕጅ ንብዓትና ይለከሞ፡ ምስ ፈለጥናዮ ንምንታይ ንጽመሞ ፧ ናህና ነገርስ ንኣዳም ገረሞ ። ህዝቢ ኤርትራ ንሽግር ንብኽያት ኣይትልመድ፡ ናይ ሕድሕድ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/ISAQ-TEKLAI.pdf"]
Expulsions believed to be linked to government fears that Iranian officials were promoting Shia Islam in majority-Sunni country The Guardian: Khalid Abdel Aziz in Khartoum Sudan president Omar al-Bashir. The country is subject to economic sanctions, partly linked to its conflict in Darfur. Photograph: Simon Maina/AFP/Getty Images Sudan has
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Baheti-Meskerem-2014_toronto.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Megltsi-EDA-bimikniyat-bahti-meskerem-2014-tigi.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Weldu_092014.pdf"]
ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ብመንገዲ ኢትዮጵያ ፖሊሲ’ዶ ብልሽውና ወይስ ልሙድ ኤርትራዊ ባህርይ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 02/09/2014 ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ገዛና ዝበቖለ እሾኽ መርገም፣ በብቑሩብ እናኣስፋሕፍሐ ምድሪቤትና ካብ ዝወርሶ ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ገዛእ ውሻጠናን ምድሪ-ቤትናን፣ ማሚቑና ክንድቅስስ ይትረፍ፣ ድርኲኺት ሰገርና ንብረትናን መረበትናን ክንርኢ’ውን ዝፍቀድ ኣይኮነን። ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ናብ
Google Translation from an Italian Newspaper - La Stampa "I survived a year ago from Sweden looking for my missing brother in another shipwreck" Roussom and Marx destinies divided family in distress NICCOLÒ ZANCAN TORINO Every day that God sends on earth, calls him his father. "He's a farmer, 80
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/Meskerem-1.pdf"]
ኣብ ጀርመን ካይዘርስላውተርን ኣብ ዝተባህለ ከተማ ጀርመን ተዓቝቦም ካብ ዘለዉ 4 ኣዋልድ ዝርከቡዎም 17 ካብ ሊብያ ብጽንኩር ናይ ባሕሪ ጉዕዞ ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጀርመን ዝኣተዉ ሓደሽቲ መንእሰያት ስደተኛታት፣ ሓደ ብሕጋዊ መንገዲ ብዘይተገልጸ ምኽንያት ህይወቱ ክትሓልፍ ከላ፣ እቶም ዝተረፉ ብተዘዋዋሪ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ልኡኻት ህግደፍ ይርከቡ
ኣንታ ሓወይ ሰብ ዲኻ ህግደፍ? ሰብ ተኾንካስ ንህዝብኻ ተሰለፍ Tesfamariam W/giorgis 01/09/2014 Oslo Norway ሰብ ተዝኸውነዶ በዚ ሎም መጣቕዐ ሕልና ተዝህልዎ ምስ ህዝቡ ምተሰርዐ ክንዲ ዝድንግጽ ህዝቡ ደም እናነብዐ ጓይላን ኮቦሮን ኣቐዲሙ ህዝቡ ዝረስዐ እንኳን ሰብ ኣድጊኳ ንዘርኣ ዘይትጭክን ህግደፍ ኩፉእዩ ግን ኣይከም ሎምዘበንን ጸሊም ታሪኽ ገዲፎም ናይ ዘለኣም ሓዘን ኣብ ሓንጎልና ተሰሪጹ ዘመዝገብካዮ ገበን ተገብረ ጌና
Fetsum: EDA's defining moment has arrived Information: The best Bicyclists on planet earth are competing in the prestigious Grand Tour event in Spain called the Vuelta since August 23 and an African team called Team MTN-Qhubeka is in the event for the first time with two Eritreans in the roster that
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/09/EYSNS_Declare.pdf"]
A very joyful get together of Eritrean Londoners at the beautiful Hyde Park. The kids, their mums and dads absolutely loved it! The first family event organised by the Eritrean Unity for Justice was really great! Don't miss it next time. Make it bigger!
https://www.youtube.com/watch?v=Qh7IOEWSsH8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=R9BRQv6SHMU
Immigration court overturns Home Office decision to refuse entry to Yordanos Takle Tesfagabir who wed at just 15 The Home Office has failed to prevent an African woman coming to Britain despite fears she was involved in an illegal underage marriage when she was just 15. Theresa
ወድና ሰገን ክብርኣብ፣ ካብ ኣቦኡ ኣቶ ክብርኣብ ተኽለግዮርጊስን፣ ካብ ኣዲኡ ወሮ. ኣስመረት ሓጎስን፣ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካሊፎርንያ፣ መስከረም 5, 1991 ተወሊዱ፣ ድሮ በዓል 23 ዓመት ዕድሚኡ ከኣ ብድንገታዊ ሞት ነሓሰ 28, 2014 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዓሪፉ። ንረቡዕ 03 መስከረም 2014 ሰዓት 10፡00 ቅ፡ቀ ኣብ ኪዳነ
At the biggest Eritrean public meeting held in Jeddah celebrating reconciliation between the ELF-RC and the PLF, Osman Saleh Sabe explained that he never knew that what he was doing was wrong. He added, he was misled by his supporters’ loudness, cheering and clapping hands.
ሳልሳይ ክፋል ኤርትራ ንኤርትራውያን! ንመን ድኣ..? ቅድሚ ናብቲ ዘልዓልኩዎ እዋናዊ ዛዕባና ምእታወይ፡ ገለ ካብቲ ዝመጻኒ ኣዝዩ ብዙሕ ርእይቶታት ኣነ ውን ናተይ ትዕዝብትን ንእሽቶ ኣፍልጦይን ወስ ከብል፡፡ ብዙሓት ምስቲ ዘልዓልኩዎ ሓሳብ ዝሰማማዕ ጉዳይና ኣብ ሸንኮለል ኣይነእትዎ፡ ሕቶ ኤርትራ ንኤርትራውያን ብቓልስና ተመሊሱ ዝተዓጽወ መዝገብ ኢዩ ዝብል ስለ ዝኾነ፡
እታ ብገንዘባዊ ደገፍ ህዝቢ ተበጊሳ ንሓያለ ዓመታት ብዘይ ብኩራት ቀጻልነታ ዘረጋገጸት ነጻ ድምጺ ኣሰና ምስ ምውሳኽ ናይቲ ን24 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ 7 መዓልቲ ኣብ ሰሙን ዝሰፍሐ ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ዝፍኖ ናይ ሳተላይት መደባታ ተሰማዕነታ ኣዝዩ ክብ ኢሉ፣ እቲ ኣብ ምስማዕ ጥራይ ተሓጺሩ ዝነበረ ኣብ ውሽጢ
ውድቀት ዘንጸላልዎ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ስልጣኑ ዝሕልዉሉ እሙናት እንተረኸበ ብስልጣን ንምትላሎም ካብ ለተናል ኮለኔል ንላዕሊ ንዝነበሩ ኣዘዝቲ ምክልኻል ብዘይእዉጅ መንገዲ መዓርግ ወሲኹዎም። እቶም ብሓባር ንጥፋእ ኢሉ ናይ ኣማውቱኒ መዓርግ ወሲኹዎም ዘሎ ዕሱባት ውልቀምልኪ ብዙሓት ‘ኳ እንተኾኑ፣ ብዘይካ ‘ቲ ምሉእ ጀነራል ከም ዝኾነ ኣብ ቀብሪ ናይቶም
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ኣደስኪሉዎም ንዝጸንሐ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር መሓሪ ሰለሙን፣ ፈለማ ኣብ ክራይ ኣባይቲ ዝሰርሕ ዝነበረ ወዲ ርእሶም ከምኡ ‘ውን ንተስፋንኪኤል “ሸሪፎ” ብዘይተፈልጠ ምኽንያት ከምዝኣሰሮም ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እዞም ግዳያት ኮይኖም ዘለዉ ተጋደልቲ ብመላኺ ኢሳይያስ ንነዊሕ ዓመታት ደስኪሎም ዝጸንሑ
ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንሓርነት! እዞም ደቂ ህዝቢ፥ 'ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንምሉእ ሓርነት' ንኹሉ ገምጊሞም ዘለናዮ ኩነት ኤርትራ ምስ ህዝባ ንኽትረክብ ድሕነት ዋጋ ከም ዘድሊ ክቡር መስዋእትነት፡ *ከተያ ክረክብ መግዛእቲ ባርነት *መዕጸዊ፡ መዛዘሚ ኩልና ክንጥርነፍ ኣብ ጽላል ሓድነት ይጽውዑ ኣለዉ ከብቅዕ ምልክነት! *ሃጥር ብምስኣኑ ደማሒ ዚቕንጽል *ጅግና እንሆ ጥፍኣትና ብዕጽፊ ይቕጽል ኣብ ሑጻ ንቕበር ኣብ ባሕሪ ንጥሕል ብዙሓት ክነብዑ ውሑዳት ንዕልል፡ ኣብ ሓደ
ህዝቢ ኤርትራ ኣይትተሃመል፣ ንስኻ ደራኺ፣ ኩሉ ተወሳኺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣይሂ ጠያይቲ ዝዘነበሉ ክልተ ክፉእ ክራማት ኣሕሊፍካስ፣ ሕነ ሞት ህይወት ክትርእየሉ ዝግብኣካ ወቕቲ ከየስተማቐርካዮ ሓሊፉ። ኣብ ሰማያትካ ሓጋይን ክረምትን ዘይፈሊ ጸሊም ደበና ተንጠልጢሉ፣ ምድርኻ ብቐትሩ ጸልሚቱ፣ ዓንዳፋትካ ነቆ ወጋሕታ ረሲዖሞ፣ ንጉሆን ኣጋምሸትን ድንግርግር ኢሉካ፣ እዋን ወፍርን
A Swiss court recently permitted an Eritrean asylum seeker to enter Switzerland, in an effort to prevent the man from being held in an Israeli detention center. A three-judge panel of the Swiss Federal Administrative Court accepted the man’s appeal against a Swiss government decision to
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/08/ናቅፋተዛሪቡNakfaTezaribu-2.pdf"]
Libyan rescuers have recovered the bodies of around 170 people after a boat carrying illegal migrants from sub-Saharan Africa sank at sea last week, a Coast Guard official said on Monday. “We freed about 100 bodies trapped in the hold of the 16-metre wooden boat which
https://www.youtube.com/watch?v=nhWq6cHBkm0
I thank the individuals that welcome me back to the home base Assenna. I also thank Assenna for accepting my reconciliation drive and posting my last article in the website. I must admit, however, that reading the reaction of forum participants makes me wonder sometimes.
The European Union's Home Affairs Commissioner Cecilia Malmström said she was "appalled" by reports that migrants had died trying to cross the Mediterranean to get to Italy as six more migrants died in a shipwreck on Sunday night. "I am appalled by these new tragedies at
ዮውሃንስ ጸጋይ - ሎንዶን - 25 August 2014 ናይ ሎሚ ሓጺር ጽሑፈይ፡ ነቲ ደራኺ ለውጢን ሞዕባለ ሓደ ሃገርን ዝኾነ መንእሰይ ኤርትራዊ፡ ዝዓለመት ኢያ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ውዳበታት ማሕበራት መናአሰይ ማለት፡- EYSNS, EYSC ዓርቢ ሓርነት,…ወዘተ ዝፍለጣ ማሕበራት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ውሽጢ ፖለቲካውያን ውድባት ኮይኖም ዝነጥፉ ዘሐብኑ