In CNN’s Multichoice African Journalism Award, the Free Press award went to Seyoum Tsehaye of Eritrea whose wife received the prize because Seyhoum is in jail for daring to report that some journalists and politicians he previously met in jail were incarcerated without trial. CNN/

Seyoum Tsehaye was born in Tukul in 1952 from his father Tsehaye Woldemariam and his mother Roma Solomon. His father was the owner of Bar Da’Osta at Campobollo in Asmara.
ስዩም ጸሃየ ብ1952 ኣብ ትኹል ካብ ኣቡኡ ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያምን ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ሮማ ሰለሞንን ተወሊዱ፡፡ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ጸጸራት ዝበሃል ቦታ ድማ፡ ዓብዩ። ኣቡኡ ወናኒ ናይ ኣብ ካምበቦሎ ዝርከብ ባር ዳኦስታ እዮም ኔሮም።
A lot of people are waiting for Martin Luther King or Mahatma Gandhi to come back — but they are gone. We are it. It is up to us. It is up to you.
ዓሚ ሕዳር ኣብ ልዕሊ ሮቤል ተወልደ ዝተባህለ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ ተማሃራይ ዝተኸሰ ጀርመይን ካሉም ዝተባህለ ገበነኛ፡ ጉዳዩ ኣብ ቤትፍርዲ (Old Bailey) ድሕሪ ምስምዑ ናይ ሕልፈት ማእሰርቲ ይጽበዮ ከምዘሎ South London Press. ዝተባህለ ጋዜጣ ኣብ ናይ ትማሊ ሰሉስ ሕታሙ ሓቢሩ።
በሽር ክሽበር፡ ኢሳይያስ ጭሕሙ ይሰንትር ‘ምበር!
ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ፍራንክፈርት ጀርመን ናይ ዝተኻየደ ሰላማዊ ስልፊ ስእላዊ ምግለጺ
ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ነቲ ወትሩ ብህግደፍ ዝካየድ ደሞክራሲያውን ሃገራውን ተስፋ ዝንበ ኮነ ኣስተዋጽኦ ዘይውንን፣ ብዘይካ መአከቢ ገንዘብን ዝጎደላ ሳንዱቅ ህግደፍ መምልኣኢ እንተዘይዀይኑ ካልእ ፋይዳ ዘይብሉ ኣበርክቶ ኣልቦ ዝኾነ ፈስቲቫል ህግደፍ ንምቅዋም እዩ።
እዘን ኣብ ስእሊ እትርእዩወን ዘለኹም ሰበይቲ ኣብ ፍራንክፈርት ሰላማዊ ሰልፊ ይገብር ንዝነበረ ዜጋ ስለዝሃረማ ብፖሊስያ ጀርመን ተኸሲሰን ከምዘለዋ ካብ ፍራንክፈርት ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። ብዛዕባ ቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝርዝር ትህዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ኢና።
ኤረትራዊት ወንጌላዊትን ዘማሪትን ሄለን ብርሃነ ብዛዕባቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኮንተይነር ማይስርዋ ክሳብ ሃለዋታ እተጥፍእ ምቕጥቀጥን ኩሉ እቲ ዘጋጠማ ግፍዕታትን ብከመይ ትጸሮ ከምዝነበረት ተሓቲታ ክትምልስ ከላ ከምዚ ዝስዕብ ትብል፡ ከም ሰብ ክትጸሮ ብጣዕሚ ከቢድ ኢዩ፤ ዕላማ ግን ንኹሉ ኢዩ ዘኽእለካ፤ መንፈስ ኣምላኽ ከኣ ብዙሕ ኢዩ ዝሕግዘካ ትብል። እቲ ቀንድን ካብ ኩሉ ዘሕዝነን፡ ሎሚ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ፡