Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም ከም ዝነበሩ፡ ብዕለት 22.12.11 ኣብ መርበብ ሓበሬታታት፡ ዜና ዘርጊሕና ምንባርና ዝዝከር`ዩ፡፡

እቲ አብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ዝግበር ዝነበረ ዓመጻትን ምእሳረን ምቕታልን ሕጂ ኩሉ በዞም ናይ ሕጂ አቦታት ናይቲ ሹዑ ግዜ ጀጋኑ ተቓለስቲ ይጸሓፍ አሎ ካብዚ ብምብጋስ ንሕና እዞም ናይ ሕጂ ወለዶ ከነንብቦ አንቢብና ካኣ ንዝሓሸ ለውጢ እጂጋና ክንስብስብ ይግባኣና

POST TAGS: