Subject: The Ever-Elusive True Liberation that Eritrea Never Achieved —
Subject: The Ever-Elusive True Liberation that Eritrea Never Achieved —
https://www.youtube.com/watch?v=W_lWtqB2s-E
https://www.youtube.com/watch?v=LZ_Py4kUO4A
እቲ ዝተፈልየ ሓበሬታ ምንእጋድ ዘሻቕሎ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ቅንያት ናጽነት ናይ ህዝባዊ ምልዕዓል ስግኣቱ ዓሪጉ ዝጸንሐ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ካብ ቅድሚ መዓልቲ ናጽነት ኣትሒዙ ኣብ ኣስመራ 5 ኢንተርነት ካፈታት ከምዝዓጸወ፡ ስእሊ ናይ ገሊኣተን ብምስናይ ምንጭታት ቴለቭዥን ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ስርዓት ኣብ ቅንያት ጽምብል ናጽነት
ኣብ ድርኮ ንእሱ ዞባ እምኒ ሓይሊ፡ ዞባ ደቡብ፡ ሓደ ኣብታ ዓዲ ዝቕመጥ ተወላዲ ትግራይ ከም ወዲ ዓዲ ጤሳ ሓቲቱ ብዝህቢ ናይታ ዓዲ ተቓውሞ ምስ ኣጋጠሞ፡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ቀንዲ ተቓወምቲ ንዝበሎም፡ ልዕሊ 10 ተወላዶ እታ ዓድን ወከልቲ ህዝብን ከምዝኣሰረ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቲ ጤሳ
ናይ ሎሚ ዓመት ብዓል ናጽነት ካብ ካልእ እዋን ቁሩብ ዝፈልዮ እንተሎ ስርዓት ህግድፍ ኣብ ከቢድ ወጥርን ጸቕጥን ይብዕሎ ምህላዎ ካብ ማንም ሰብ ዝርሓቀ ወይ ዝተከወለ ኣይኮነን። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምስቲ ዝሓለፈ ዓመታት ተማሳሳሊ ኮይኑ ኩሉ እቲ ዝግበር ንስለ ዝክሪ ናይ’ቲ ዕለት ተባሂሉ ንፕሮፓጋንዳዊ ሃልኪ
https://www.youtube.com/watch?v=TiyEhd-5ULc&t=3s
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ንዝኽሪ መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ካብ ድሮ 24 ግንቦት ኣትሒዞም ክሳብ ጽባሕ መዓልቲ ናጽነት፡ ናይ ይኣክል ንምልኪ ኣኼባታት ብምቕጻል፡ ሰላማዊ ሰልፍታትን ጽንብላትን ብምክያድ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ከብዕሉዋ ከምዝቐነዩ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሑና ብስእልታት ዝተሰነዩ ጸብጻባት ሓቢሮም። ኣብ ሰሜን
መ ር ድ እ ኣፍቂርና ዘይጸገብናያ ምጭውቲ ጓልና ፈለግ ኣንገሦም ገ/መስቀል ብዘጋጠማ ሓደጋ ኣብ ዕሸል ዕድሜኣ ብዕለት 23.05.2019 ሓሙስ መዓልቲ ብፅዋእ ሞት ተፈልያትና።ነዚ ወሪዱና ዘሎ ክንጸሮ ዘይንኽእል ጓህን ሓዘንን ብፀሎት ከተሰንዩና ንምሕጸን። ሥነ-ስርዓት ቀብሪ ፡ ንዕለት 31.05.2019 ዓርቢ መዓልቲ ሰዓት 10፡00 ቅ.ቀ ኣብ Friedhof weg 17, 88239 Wangen im Allgau, BW ክፍጸም ኢዩ። ሓዘንተኛታት
https://www.youtube.com/watch?v=uPnteM2fBY0
https://www.youtube.com/watch?v=JtOzeYkZEqY
https://www.youtube.com/watch?v=4BzsOa3w2y0&t=2s
May 24, 2019 ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሓተይን፡ ኣሕዋተይን፡ ደቀይን ደቂ ደቅየን፡ ከምይ ኢልኩም ቀኒኹም፡ ከምይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ኣነ እኽግዚኣቢሄር ይመስገንን ጽቡቅ ኣሎኹ ።እንሆ ድማ ኣብ ናይ ነጻነትና በዓል መዓልቲ፡ መልእኽተይ የማሓላልፍ። እቲ ዘማራይ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ ይብል። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ መዓልቱ ኣኺሉ መንእሰይ ኤርትራ ህዝቢ
ሚላኖ፡ 25 ግንቦት 2019 መበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሚላኖን ዓዲ ጥልያንን ብሓፈሻ፡ ኣብዚ ብኣጋጣሚ መበል 28 ዓመት ናጽነት፡ መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ኤርትራ፡ ሓርነት ህዝብን ግዝኣተ-ሕግን ደሪባ ምእልቲ እትኾነሉ ውጥን ንምድህሳስ ዘዋደድኩሞ ናይ ዘተ መኣዲ፡ ምሳኹም ሓቢረ ክውዕል ንዝገበርኩምለይ ዕድመ ኣዝየ
https://www.youtube.com/watch?v=UF5emOdRcBE
Subject: The Ever-Elusive True Liberation that Eritrea Never Achieved — Part 6 Commentary, 20 May 2019 Issayas Afewerki Abraha Miratch vs the People of Eritrea in Front of Judicial Eritrean Court
ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዘቤታዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኮይኑ ከምቲ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ `ዮውሃንስ 4ይ ` ተባሂሉ ይጽዋዕ ምህላዉ ዘርኢ ሰነድ። ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ`ምበር ኣብ ሰነዳት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ከምዘየላ ዘርኢ፡ ንኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ፡ ልክዕ ከምቲ ናይ ንጉስ ሃይለስላሰ ዝነበረ፡ `ዮውሃንስ 4ይ- ዮውሃንስ
ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ዓበይቲ ከተማታት ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳክራመንቶ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ውሒዞም ናብቲ ብማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተዳለወ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ” ዝተሳተፍዎ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ ብ18 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ሰሜን ካሊፎርንያ ተኻይዱ። ኣብቲ ብሓልዮት ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ
https://www.youtube.com/watch?v=MydNCXD0YfA
https://www.youtube.com/watch?v=XzyvdKCgjXo
ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ 24 ግንቦት 1991፡ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ካብ ኤርትራ ተሓግሒጉ ዝወጸላ ዕለት ስለዝኾነት፡ ኣኽሊል ሃገራውያን በዓላትና’ያ። ህዝቢ ኤርትራ ድማ፡ ልዕሊ ዝኾነ ካልእ ህዝቢ፡ ንመሰሉን መሬቱን ከቢድ ዋጋ ስለዝኸፈለ፡ ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ጥራይ ዘይኮነ ን24 ግንቦት ክዝክራ ዝግብኦ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወቱ፡ ከም
https://www.youtube.com/watch?v=06lcpHM9hgI&t=494s
https://www.youtube.com/watch?v=Ox_dKLJI3fU
Adjunct Professor Mike Smith, from Macquarie University's Department of Policing, Intelligence & Counter Terrorism was appointed as Chair of a new commission to investigate alleged human rights violations in Eritrea. Appointed by the President of the Human Rights Council, Ambassador Baudelaire Ndong Ella, Smith joined
By Petros Tesfagiorgis A British Baroness, a certain Kinnock, appears to have found new zeal to sponsor notorious Eritrean quislings for nefarious ends. One would have thought she could devote her time to pressing domestic problems (relevance of the Institution in which she is life-peer, Bre-exit
https://www.youtube.com/watch?v=CZ7waypfY44&t=10s
https://www.youtube.com/watch?v=sBKQoq7lC-4
https://www.youtube.com/watch?v=z92NMG_6j3M&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=E9DfRQlV0M0&feature=youtu.be
ኣቦ ወንበር ናይታ ኣብ ካሊፎርንያ፡ በይ ኤርያ እትርከብ ዳዕሮ እትብሃል ጽላል ደለይቲ ፍትሒ ከም ኣቦ ወንበር ዝነጥፍ ዝነበረ ማእከለ እምባየ ብ 12 ግንቦት ኣብ ከባቢ ገዝኡ ብጥይት ተወቒዑ ብ 14 ግንቦት ኣብ ሕክምና ዓሪፉ። ኩነታት ኣቃትላኡ ብፖሊስ ኣመሪካ ተታሒዙ ኣብ መስርሕ ምርመራ ይርከብ ኣሎ። ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ
ናጽነት ኤርትራ ሕሳስልደን ቦኽርን ከፊልና ኢና ረኺብናያ ; ኤርትራውያን ንፍትሒ ነበርቲ ሲያትል ዋሽንግተን ዓመት መጸ ድማ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ኢና ነብዕሎ ፤፤ ዝሓለፈ ዓመት ብዝኽሪ ሽምዓ ; ብምርኢት ;ታሪኻዊ ቅርስታትን ንሓርበኛ እሱራትና ብምዝካርን ; Silent auction ኣብዒልናያ ሓሊፍና;; ናይ ሎሚ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ኣክባብራ መዓልቲ ናጽነት
https://www.youtube.com/watch?v=nIYvjwdg0bA