Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

አብ ትሕቲ ምንቅስቓስ “ይኣክል”፡ ኤርትራውያን ንኽንሰማማዕ ተሰማሚዕና አሎና!

ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ዓበይቲ ከተማታት ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳክራመንቶ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ውሒዞም ናብቲ ብማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተዳለወ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ” ዝተሳተፍዎ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ ብ18 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ሰሜን ካሊፎርንያ

ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-ኤርያ ካብ ዓበይቲ ከተማታት ሳንፍራንሲስኮ፣ ሳንሆዘ፣ ሳክራመንቶ፣ ሳንታሮዛን ካልኦት ከተማታትን ውሒዞም ናብቲ ብማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝተዳለወ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ” ዝተሳተፍዎ መጠነ ሰፊሕ ኣኼባ ብ18 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ሰሜን ካሊፎርንያ ተኻይዱ። ኣብቲ ብሓልዮት ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ” ዝተዳለወ ኣኼባ፣ ዝተሳተፉ ድማ ንኤርትራዊ ፖሊቲካውን ማሕበራውን ብዙሕነት ዝወከሉ፣ ንመብዛሕትአን ናይ ተቓውሞ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ከምኡ’ውን ውድባዊ ጸጊዕ ዘይብሎም ሃገራውያንን ዝጠርነፈ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተሳትፎ ምንባሩ ዝያዳ ድምቀት ዘንጸባረቐ ነይሩ።

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
4 COMMENTS
  • Brhane Alazar May 25, 2019

    Ab Mannheim tbhal Adi Germany . HGDF seb sinom bejakum mzu indabelu fekodo geza Debdabä isedu alowu. Telefon da dewolu ilmunu alowu. . Akäba geirom btami kurub seb trah meziuwom.

    • Haben May 31, 2019

      How Berhane kemzi zbele zenatat agedasi eyu mknyatu HGDEF seb Kemzfenfenom kifeltu alewom.
      Well done

  • Haile “Posta” May 26, 2019

    ኣብ ኣውራጃዊ ዝተሞርከሰ ምንቅስቓስ ከመይ ጌሩ ይዕወት? ልብኹም ኣጽርዩ ቅድም!

  • Haben May 31, 2019

    Haile you make your head work first

POST A COMMENT