Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዎዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሰያትል ንተሳትፎ ሰላማዊ ሰልፍን መዓልቲ ናጽነት ኤርትራን

ናጽነት ኤርትራ ሕሳስልደን ቦኽርን ከፊልና ኢና ረኺብናያ ; ኤርትራውያን ንፍትሒ ነበርቲ ሲያትል ዋሽንግተን ዓመት መጸ ድማ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ኢና ነብዕሎ ፤፤ ዝሓለፈ ዓመት ብዝኽሪ ሽምዓ ; ብምርኢት ;ታሪኻዊ ቅርስታትን ንሓርበኛ እሱራትና ብምዝካርን ; Silent auction

ናጽነት ኤርትራ ሕሳስልደን ቦኽርን ከፊልና ኢና ረኺብናያ ; ኤርትራውያን ንፍትሒ ነበርቲ ሲያትል ዋሽንግተን ዓመት መጸ ድማ ብዝተፈላለየ ኣገባብ ኢና ነብዕሎ ፤፤ ዝሓለፈ ዓመት ብዝኽሪ ሽምዓ ; ብምርኢት ;ታሪኻዊ ቅርስታትን ንሓርበኛ እሱራትና ብምዝካርን ; Silent auction ኣብዒልናያ ሓሊፍና;; ናይ ሎሚ ዓመት ፍሉይ ዝገብሮ ኣክባብራ መዓልቲ ናጽነት ፤ ህዝቢ ኤርትራ ንተግባራት ኢሰያስ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣብ ዝኽዓበሉ ይብዓል ብምህላውን ተሳትፎ ህዝቢ ኣብ ዝዓበየሉን ኩሎም ብዓላትና (ሓድሽ ዓመት ; መዓልቲ ናጽነትን ; ካልኦትን) ህዝቢ ኣብ ዝወነነሉ ይብዓል ብምህላዉ እዩ ፤፤

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT