https://www.youtube.com/watch?v=ktynxtFy5W0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=ktynxtFy5W0&feature=youtu.be
ሰላምን ናጽነትን ኣብ ኤርትራ ልቢ ወለዳዊ ኣስማት ኣይኮናን። ኣብ ሕብረተሰብና፡ ከም መግለጺ ባህግኻ ንእትፈትዎም ደቅኻ ብትምኒትካ ምጽዋዕ ልሙድ ከም ምዃኑ መጠን፡ እቲ ብቐጻሊ ህወከትንን ዕግርግርን፡ ስደትን ሞትን ዝረብረበ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብራህዋን ቅሳነትን ክብረ፡ ንቡር ህይወት ክፍትን፡ ባህጉ ክሰምረሉ መታን፡ ካብ ቀጽሪ ኣብያተ ጸሎቱ ምስ ወጽአ
https://www.youtube.com/watch?v=F2fhnxrb2LM&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=aDruWAFWVoI
Eritrean Veterans – where the best began Reaching for the hard notes As we celebrate our Independence Day, never should we forget about ALL Eritrean Veterans who felt the present, aimed at our future and embraced it all. Walking parallel with our Veterans, let us remember and celebrate
https://www.youtube.com/watch?v=vSenNYwxZV8&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=EOTQ8o_Mivs
https://www.youtube.com/watch?v=s4MnHQl0WGE
SUCCESS AGAINST ALL ODDS: INSPIRATION FOR OUR ERITREAN YOUTH IN DIASPORAS Dr. Tesfa G. Gebremedhin. West Virginia University Eritreans in Diasporas have diverse educational and career background. The majority of us came to North America, Europe, Australia, Middle East, and some African countries as refugees and we are mostly
ማሕሙድ ሳልሕ (Mahmud Saleh) ኣብዚ መበል 27 ዓመት ልደትኪ ነብዕለሉ ዕለት፥ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ግን ከጽብቦ። “ርሑስ በዓል ልደት ብምባል ከ ዘይጅምሮ። እቶም ድቅኺ ናብ ንቡር ጥንሲ ከይበጽሕ ዝተማወቱ፡ ምስ ምውላድኪ መይቶም። ታተ ኢልኪ ኣብ ዝተበገስክሉ ብርክኺ ቐርሲሞም ከረማስሱኺ ዝሃቀኑ፡ ሎሚ ብርኮም ይጠልሞም ኣሎ። ከጽምወክን ክጽልምተክን
ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን
ናብ ዲሞክራሲ ምብጻሕ ትምህርቲታት ካብ ዑዉት ምስግጋራት ብ ኣብረሃም ኤፍ. ሎዌንዛልን ሰርጅዮ ቢታርን ቶርኋሚ ሰመረ ተስፋሚካኤል ሃብተማርያም ኣብረሃም ኤፍ. ሎዌንዛልን: ዘይተቐማጢ ዝለዓለ ኣባል ማሕበር ምሁራን ትካል ብሩኪንግስን፡ መስራቲ ኣመሓዳሪ ናይ ዝርርብ ኣብ ነንሕድሕድ ኣሜርካውያንን ‘ዩ። ሰርጅዮ ቢታርን: ኣቦ-መንበር ናይ ቺለ መስረተ ዴሞክራሲን፡ ዘይተቐማጢ ዝለዓለ ኣባል ማሕበር ምሁራን ዝርርብ ኣብ ነንሕድሕድ ኣሜርካውያንን ‘ዩ።
https://www.youtube.com/watch?v=CTyYIfzjyKw&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=eOGyI67RRq4&feature=youtu.be
መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍላ ህያብ ስውኣት ስለዝኾነት፡ ሓንቲ ካብተን ፍሉያትን ክቡራትን በዓላት ሃገርና ክትከውን ግቡእ’ዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ እታ ን30 ዓመታት ዝበሃጋ ሓቀኛ ናጽነት ኣንተዝጭብጣ፡ “ቅሰኑ ስዉኣትና፡ ሳላኹምም ጽሩይ ኣየር ናጽነት ከነተንፍስ፡ ኮሪዕና ክንነብርን ኣብ ዓለም ግቡእ ቦታና ክንሕዝን በቂዕና” ኢሉ ልዑል ምስጋናኡን ኣኽብሮቱን
By Petros Tesfagiorgis A rumour has spread that Isaias Afewerki has suffered heart attack and he is in Dubai/Abu Dhabi for treatment. Some people were hopeful that it may be his last and the pains and suffering of the population will end. I searched on website
Over a thousand Eritreans protested outside the Swiss national parliament on Friday against tough new rules that could see as many as 3,200 people returned to the autocratic African country. After the demonstration, which Swiss People's Party politician Natalie Rickli filmed on her mobile phone, protesters
https://www.youtube.com/watch?v=j0ggtkd2cls&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=cPbllibCECI
https://www.youtube.com/watch?v=09F6ky2xq14&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=iGRrQ4lDEXI
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ፈትዩ ጸሊኡ፡ ኣብ ውሽጢቲ ነንሓድሕዱ ዝተሓጋገዝ ሕብረተሰብ እዩ ኪነብርን ኪዓብን ህላወኡ ከውሕስን ዚኽእል። ሓድሕዳዊ ምትሕግጋዝን ምክብባርን ዘይብሉ ሕብረተሰብ ንኺፈርስ ዘለዎ ተኽእሎ ዓቢ እዩ። ሰብ ከም ደሴት ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን። ካብ ቀቢላ ጀሚሩ ክሳዕ ሃገርን ልዕለ-ሃገርን ደረጃ ኪበጽሕ ዝኸኣለ፡ ብናይ ሓድሕድ ምትሕግጋዝን ምድንግጋጽን
https://www.youtube.com/watch?v=gQZR2oPXVbs
https://www.youtube.com/watch?v=kVJoBk2U07E&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=R2LLMGSY7o8&feature=youtu.be
ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ፡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 500 ዝኾኑ ስደተኛታት ተታሒዞምሉ ኣብ ዝነበሩ ቤትማእሰርቲ ሊብያ 180 ዝኾኑ ስደተኛታት መንነቶም ብዘየፈልጡ ዕጡቓት ሸፋቱ ከምዝተጨውዩ ተፈሊጡ። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ ኣብቲ ብ 14 ግንቦት ኣብ ሰብራታ ዝተባህለት ከተማ ጅምላዊ ጭውያ ዝተኻየደሉ ኣጋጣሚ፡ ሓለውቲ ናይቲ ቤትማእሰርቲ ዝኾኑ ወተሃደራት ነቶም ጨወይቲ ቶኽሲ
https://www.youtube.com/watch?v=ps5xeguz_EE&feature=youtu.be
ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣጋጣሚ መበል 27 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ምስሉይነት፡ ጃህራን ሓሶትን ዝሕመረቱ፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓንን ማሕበራዊ መራኸቢታትን ወፈራ የካይድ ኣሎ። እቲ ጸሓፊ ህግደፍ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ኣብ “ኤምባሲ ሜድያ” ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘካየዶ ዘስደምም ግን ዝኣረገ ቃለመጠይቅ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ብ 14 ግንቦት 2018 ብማዕከናት ዜንኡ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ሱዳንን ኢትዮጵያን ኣብ ዶባተን ኣንጻሩ ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት፡ ነጻ ንምቅስቓስ ሃልዩዎም ኣድማዒ ስርሒታት መታን ከሳላስሉ ብምወላ ቐጠር በብወገኖም ክድግፉዎም ከምእተሰማምዑ ዳግም ከሲሱ። እቲ ሓጺር መግለጺ፡ `ምውህሃድ ናይ’ቲ ስርሒታት ዘድምዕ ምእንቲ ኪኸውን፡ ብወገን ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ካርቱም ኤምባሲ ከም ቈንስልን ቐጠር ትምውሎም ጅሃዳዊ ውድባት ዝሰርሕን ቡርሃን ዝተባህለ፡ ብወገን መንግስቲ ሱዳን ከኣ ልዋእ (ጀነራል) ሓምዲ ኣል’ሙስጣፋ ከም ኣወሃሃድቲ ስርሒታት ተመዚዞም።” ተባሂሉ። እቲ ዛንታ ሓድሽን ዘገርምን’ኳ ተዘይኰነ፡ ዓጀብ ዘብል’ዩ።` ክብል ድማ መግለጺኡ ይድምድም። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ
https://www.youtube.com/watch?v=OHckp1PLC3U
https://www.youtube.com/watch?v=Uu8cNTIi2co
May 15, 2018 (KHARTOUM) - The Eritrean government on Monday has reiterated allegations that Sudan, Ethiopia and Qatar are providing support to opposition Jihadist groups to destabilise security in the Horn of Africa country. “During the visit of Prime Minister of the Democratic Federal Republic of
https://www.youtube.com/watch?v=mZB5vY9nWkw&feature=youtu.be
ነቲ ኣብ ኣስመራ ሚልዮናት ናይ ወጻኢ ባጤራ ከምእተዘምተ ካብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣትሒዙ ሓንሳብ ካብ ባንክ ሓንሳብ ካብ ሂምቦል እናተባህለ ዓቐን ገንዘብን ፈጸምቱን እናተቐያየረ፡ ክናፈስ ዝጸንሐ ወረ ንምርግጋጽ ዝተወከስናዮም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ምንጭታት፡ እቲ ፍጻሜ ከምተኻየደ ብምጥቃስ፡ ካብቲ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ሂምቦል ተባሂሉ ዝፍለጥ ማእከል ሸርፊ
https://www.youtube.com/watch?v=3FrWBcW_XG0
ብ ኣማኑአል ሳህለ ሰስኑ ሴፍን ዋልታን ኩኑ፡ ዝዓድና ከይኣትዎ ጓና፡ እትብል ጥንታዊትን ያታዊትን ከምኡውን ፍቕሪ ሃገር እትቕስቅስን ደርፊ፡ ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ብተደጋጋሚ ክትድረፍ ኣገዳሲ እዩ፣ ይኹንምበር፡ እቲ ቓላታ ተለዊጡ ከምዚ ዚስዕብ እንተ ዚኸውን ኣብዚ ግዜናዚ ዝያዳ ኣድማዒት ምኾነት ነይራ፥ ማለት፡ ሰስኑ ንቑሓት ኩኑ፡ ኣእምሮና ከይኣትዎ ጓና። ኣብዛ
ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ክሳብ ክንደይ መብቲ ናይ ካለኦት ትሕሉን የገድሰካን፤ ክሳብ ክንደይ ንሓለፋ ትጻረር፤ ክሳብ ክንደይ ብሕጊ ትቅየድ፤ክሳብ ክንደይ ሃይባ ፍርዲ ቤት የገድሰካ ፤ ክሳብ ክንደይ ትሕትና ኣለካ፤ ክሳብ ክንደይ ነቀፌታ (ተቃውሞ) ትጻወርን ትቅበልን፤ክሳብ ክንደይ ጸሬ ብልሽውና ኢኻ፤ ክሳብ ክንደይ ሃለዋት ዜጋታትካ ትከታተልን ተማሓይሽን …………… ካብ
https://www.youtube.com/watch?v=9oR5vMFU1TE
On May 13, 2018, some Eritreans, who live in metro Atlanta, had the opportunity to meet with the Ethiopian Ambassador to USA: H.E Ambassador Kassa Tekelmariam Gebrehiwot for about 45 minutes. In this first of its kind meeting in the USA we had an opportunity to
Semere T. Habtemariam At the end of April 2018, Donald Yamamoto visited Eritrea, Djibouti and Ethiopia.He is the highest-ranking US diplomat to visit Eritrea in over a decade. Many things have changed in the region, but the one thing that had stayed the same is: the