Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብ ኣማኑኤል ሳህለ   ኣደይ ማኑ፡ ኣብ ውሽጢ ካንቸሎ በይነን ይቕመጣ ስለ ዝነበራ፡ ነቲ ዝርካቡ ንብረተን ከይስረቐን ብማለት፡ ከልቢ ኣጥርየን ነይረን። ይኹንምበር፡ ነታ ኸልበን  ጣይታ ጥራይ ይድርብያላ ብምንባረን፡ ዕባራን ውሕ ንኽትብል ድማ እኹል ሓይሊ ዘይነበራን ፍጥረት እያ ነይራ። ስለዚ፡ ኣደይ ማኑ እቲ ናይታ ከልበን ዝና ኣብ ልዕሊ

READ MORE

ወርሒ ግንቦት፡ ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ፍሉይ ምዕራፍን ዝኽርን’ዩ ዘለዋ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕሪ ናይ 30 ዓመታት መሪር ዕጥቃዊ ቃልሲ፡ ነቲ ዝስዓር ዘይመስል ናይ ሓያላት ሃገራት ምሉእ ዘይጉድል ኩለንተናዊ ደገፍ ዝነበሮ መግዛኣቲ ኢትዮጵያ ብስሙር ቅልጽሙ ስዒሩ ልኡላውነቱ ኣረጋጊጹ። ግደ ሓቅን ፍትሓን ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብመጠን ንመሰሉን

READ MORE

ጀኔቫ (2 ግንቦት 2018) - ዓለም ሎሚ 3 ግንቦት ምዓልቲ ናጽነት ፕረስ 2018 ኣብ እትዝክረሉ ዘላ ኣጋጣሚ ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ሺላ ኪታሩት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ናጽነት ፕረስ ዘዘትሮ ዘሎ ነቲ ዓፋኒ ቀይድታት ደው ከብሎ ትጽውዕ። ንጋዜጠኛታት ኤርትራ፡ እቲ

READ MORE

  ፖሊቲካን ሃይማኖትን- ናይ ኤርትራ ቅልውላው- Eritrean Opposition Crisis                                                      ብፍስሃ ናይር                                  " Build A Wall between State and Religion"                                                                      Thomas Jefferson                       ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እንተረኤና ካብ ፖሊካዊ ቃልሲ ክሳብ ብረታዊ ቃልሲ ቀጺሉ ድማ ድሕሪ ናጽነት

READ MORE

ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ ድምጽኻ ናብ ማዕበል ተመሊሱ `ሎ `ሞ፡ ልቦናኻ ናብ ልቡ ይመለስ!!   እታ ን10 ዓመት፡ ዓምጽን ውዲትን ናይቲ ማህጸን ለዋሃት ኣዴታትካ ንዘፍረዮም ጀጋኑ ሓዚሉ ኣብ ዘዕበየ ዝባንካ ሸይሸይ ዝብል ዘሎ እኩይ ምልካዊ ስርዓት ብምቅላዕ፡ ንኣውያትካ ካብ ትሕቲ መሬትን ዕምቆት ባሕርን ኣውጺኣ ኣብ ኣየርን ሰማይን ዘቃልሐት፡ ድምጽኻ ድምጺ

READ MORE

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን

READ MORE