Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ጽሕፈት ተዋፊሮም ዝሰርሑ ዝነበሩ 15 ኣባላት ምክልኻል ካብ ባጽዕ ተበጊሶም ናብ ሱዳን ከምልጡ እናተጓዕዙ ከለዉ፡ 10 ካብኣቶም ብ ሓሙስ 10 ግንቦት ኣብ ከባቢ ማህሚመት፡ እስራይ ዝብሃል ቦታ ከምእተታሕዙ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ ኣብቲ ከባቢ ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣባላት ስለያ ምስ

READ MORE

ውፍይቲ ተቓላሲት ተኽኣ ጸጋይ መኮነን፡ ብዝሓደራ ሕማም ሰኑይ 7 ግንቦት 2018 ኣብ እትነብረሉ ከተማ ኦክላንድ/በርክሊ ካሊፎርንያ ኣብ ሕክምና ዓሪፋ። ስነ-ስርዓት ቀብራ ከኣ ሎሚ ዓርቢ 11 ግንቦት 2018 ኣብ ኦክላንድ/በርክሊ ተፈጺሙ። ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ተቓላሲት ተኽኣ ጸጋይ፡ ኣብ ፈለማ ሰብዓታት ኣብ ኤርትራ ብዝነበረ ፖለቲካዊ ኩነታት ምኽንያት

READ MORE

ኣብዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ንህዝባዊ ግንባር ክነቅፍ እንከለኹ፡ ነቲ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ዓምጺጹ ዘዳኽር ዘሎ ውሑድ ክፋል’ቲ ስርዓት እምበር፡ ነቲ ሓፋሽ ተጋዳላይ፡ ግዳይ ግፍዕታት ህግደፍ ኮይኑ ዘሎን ንለውጢ ብሃንቀውታ ዝጽበን ዝምልከት ኤርትራዊ ከምዘይኮነ፡ ኣቀዲመ ኣንበብትን ሰማዕትን ክግንዘቡለይ እላቦ። ኣብ 1978፡ ብሰንኪ ምትእትታው ሕብረት ሶቭየት፡ ካብተን ብህዝባዊ ግንባርን

READ MORE

ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-ሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ከም ሕብረተ-ሰብን ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) ሕቶታት፡ ኣንበብቲ ቅድሚ ነዛ ጽሕፍቲ ምንባብ ምጅማሮም ክምልስወን ዝደልየን ሕቶታት ብምቕዳም ጽሑፎይ ክጅምር ይደሊ። ንሳተን ካኣ እዘን ዝስዕባ ኢየን፦ ሀ) ናይ መጀመሪያ መምህርካ/ኪ መን ነበረ/ነበረት? ለ)ሃገርካ/ኪ ትፈቱ/ትፈትዊ ዶ? መልስኻ/ኺ እወ እንተኾይኑ፡ ብኸመይን

READ MORE

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ኣድያብ ኣብ ዝብሃል ቦታ ዝዕለሙ ዝነበሩ እሱራት ትማሊ ሓሙስ 10 ግንቦት  ሰዓት 2:30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ማዕጾ ካንሸሎ ሰይሮም፡ ነቶም ዝሕልዉዎም ዝነበሩ ካብቲ ከባቢ ተወዲቦም ዝዓጠቑ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት ብኣእማን ሃሪሞም ድሕሪ ምህዳሞም፡ ብ መራሒ ሓይሊ ወዲ ሳበ ዝምርሑ ናይ ክፍለሰራዊት 61

READ MORE

ብ ሚስተር ካይራት ኡማሮቭ ኣምባሳደር ካዛኪስታን ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ኣቦ ወንበር ኮሚተ ኣገዳ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ዝተመርሐ ኮሚተ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማልያን ኤርትራን፡ ብ 9 ግንቦት ኣዲስ ኣበባ ብምብጻሕ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ወይዘሮ ሄሩት ዘመነ

READ MORE

The Ethiopian government through the sector ministry has suspended the mining license of top gold mining firm, Mohammed International Development Research and Organization Cos., MICROC. The state affiliated FANA Broadcasting Corporate reported that the Ministry of Mines, Petroleum and Natural Gas had suspended MIDROC’s Lega Dembi gold-mining license. The Ministry confirmed

READ MORE

The Destructive Impact of the Psychopathic and Narcissistic Leadership on the Diplomatic Dimension of Nation Building   The Case of the PFDJ Central Office in Eritrea   By       Desalegn Abraha Gebrekidan Acting Professor University of Skövde, Sweden Email: desalegn.abraha@his.se                                                   Abstract: This article examines the Diplomatic Dimension of Nation building in Eritrea in light of

READ MORE

ሰራዊት ሱዳን ግዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ሰባት (human trafficking) ንዝኾኑ 231 ስደተኛታት ገይሊ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ገዳርፍ ዝርከብ ጫካ ነጻ ከም ዘልቀቐ መርበብ ሓበሬታ ሱዳን ትሪቡን ንመንግስታዊ ኣገልግሎት ዜና ሱዳን፡ ሱና ብምጥቃስ ትማሊ 8 ግንቦት ሓቢሩ። ዜግነት ናይቶም ግዳያት ኣይተገልጸን፡ ይኹን እምበር ዶባት ሱዳን ኤርትራውያን ብብዝሒ ናብ

READ MORE

ብ ኣማኑኤል ሳህለ ወድሰብ ብጥንቲ ማሕበራውን ፖለቲካውን ምሕደራ ከየማዕበለ ኸሎ፡ ኣብ ነኣሽቱ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ቀቢላዊ ንጥፈታቱ የካይድ ነይሩ። ኣብቲ እዋንቲ፡ እቲ ከሕብሮን ኪጠምሮን ዚኽእል ዝነበረ እንኮ ሓይሊ፡ እቲ ናይ እምነትን ማሪትን ሓይሊ እዩ ዝነበረ። ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዚፍጸም ዝነበረን ኪገልጾ ዘይክእል ዝነበረን ተፈጥሮኣዊ ክስተታት (ከም ንኣብነት፡

READ MORE

ትማሊ 6 ግንቦት መበል 20 ዓመት ምጅማር ናይቲ ብዶብ ተመኽንዩ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዝተኻየደ፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመታት ብውሑዱ ህይወት ልዕሊ 100 ሽሕ መንእሰያት ክልቲኤን ሃገራት ዘህለቐ መዕነዊ ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ገጻት ዝተፈላለያ ጋዜጣታት ዓለም `ኳ እንተተጠቕሰ፡ ህዝቢ ክልቲኤን ሃገራት፡ ብፍላይ ድማ እቲ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብዕለት 4 ግንቦት 2018 ኣባ እምሃ ንዝተባህሉ፡ ኣብ ዓደባዓኾኾይ ከባቢ ኣስመራ፡ መንፈሳዊ መምህር ዝነብሩ፡ ፈላሲ መምህር ዜማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትይዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እዞም መነኮስ ብዕለት 4 ግንቦት ናብቲ ስማዊ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትሬያሬክ ብምኻድ፡ `ንበዓል ኣባ

READ MORE

መስራትን ሓድነታውን ጉባኤና፣ ጉባኤ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ “ ንጉዕዞ ሓርነት ብሓድነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፣ ንኣርባዕተ መዓልታት ማለት ካብ ዕለት 27 - 30 ሚያዝያ 2018 ብ ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ወከልቲ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ። ከምኡ’ውን ክመጹ ዘይከኣሉ ወከልቲ ኣባላት ብሓገዝ ቴክኖሎጂ ብምስታፍ፣ ዓሚቕ ዘተ ብምክያድ

READ MORE