https://www.youtube.com/watch?v=gNSIrwohG6U&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=gNSIrwohG6U&feature=youtu.be
Amanuel Sahle In a clear night one can see forever. I don’t know who said it but I like the maxim, whatever it means. And in a serene mind one can think forever. There are people who love to think, and they travel far and wide,
ሓላፊ ንግዳዊ ባንክ ኤርትራ ኣቶ የማነ ተስፋይ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣስረ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ ሓላፊ ንግዳዊ ባንክ ኣቶ የማነ ተስፋይ፣ ንቀጥታዊ ምትእትታው ኢሳይያስ ኣብ መስርሕ ምቕያር ባጤራ ናቕፋ ብምቅዋሙ እዩ ግዳይ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኮይኑ ዘሎ። ቁጽሮምን ኣስማቶምን ዘይተነጸረ ካልኦት ሓለፍቲ
https://www.youtube.com/watch?v=O152aVVp7To&feature=youtu.be
ጳጳስ ካቶሊክ ፍራንሲስ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ኣብ ሓደ መጊድ በጺሖም ኣብ መንጎ ኣምንቲ ክርስትናን እስልምናን፣ ዘሎ ጽልእን ቅርሕንትን ደው ኢሉ ብስኒት ክትካእ ብምምሕጻን ኣብ ኣፍሪቃ ዘካየዱዎ ሰፊሕ ዑደት ከምዝዛዘሙ ሮይተርስ ሓቢሩ። ንሶም ኣብ መግለጺኦም፣ “እቶም ኣብ ኣምላኽ ንኣምን ኢና ዝብሉ ኩሎም ደቂ ሰብ፣ ናይ ሰላም ሰባት
ኣብ ካናዳ እትርከብ ማኒቶሊን እትብሃል ደሴት ንሓሙሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ‘ሳድበሪ ስታር’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ምምሕዳር ናይታ ደሴት ሓፈሻዊ ኣኼባ ተቐማጦ ብምግባር ስደተኛታት ንምቕባል ድሕሪ ዝበጽሖ ውሳኔ ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ብምርኻብ እዩ ነቶም ኣብ ሱዳን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነበሩ ሓሙሽተ
https://www.youtube.com/watch?v=wegyXSLo0mA&feature=youtu.be
Not everyone he knew in the Sudanese refugee camp supported Girmai Araya’s decision to seek refuge in the United States in 1984. “They said, ‘You don’t want to go to America. You’re gonna wash dogs, you’re gonna wash horses.’ It was scary,” said Girmai, seated with
መኒኻ ኣብ መቃብር ስዉኣት ትስዕስዕ ዘለኻ መኒኻ ግዱዓት ወለዲ ተንብዕ ዘለኻ መኒኻ ብዕድል ህጻናት ትላገጽ ዘለኻ መኒኻ ብደም ኣሕዋትካ ትስውድ ዘለኻ፡ እምበር’ዶ-ኤርትራዊ ኢኻ!! መኒኻ ኣደ ሓርበኛ ተሕዝን ዘለኻ መኒኻ ኣቦ ጅግና ተቋሽሽ ዘለኻ መኒኻ ብህይወት ንጹሃት ትጣላዕ ዘለኻ መኒኻ ብኽቱር ስስዐ ዓዊርካ ዘለኻ፡ እምበር’ዶ ብዓል ሕልና ኢኻ!! መኒኻ ወገንካ እናተረግጸ ኣስቂጥካ ዘለኻ መኒኻ ሃገርካ
https://www.youtube.com/watch?v=x-P5N02DAaE&feature=youtu.be
December 2nd - international day for the abolition of Slavery: Slavery has become a historical term elsewhere, only remains to be practiced in Eritrea This day is to be observed as a day for the abolition of all forms of slavery. Eritrea, the only remaining country,
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ፡ ከም መቀጸልታ ናይቲ ብሒም ዝበለ ይተሓጎም ዝብል ጨፍላቂ ፖሊሲታቱ፡ ምስ ምቅያር ባጤራ ናቅፋ ብዝተኣሳሰር ጉዳያት ምስ ሓለፍቲ ንግዳዊ ባንኪ ኤርትራ፡ ሚኒስትሪ ፋይናንስ፡ ሚኒስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣብ ምፍጣጥ ኣትዩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ከምዝኣመትዎ፡ ንትግባረ ምቅያር ባጤራ
Amanuel sahle I have decided to write this article in English taking into consideration some readers whose grasp of Tigrinya is a bit too shaky to completely understand what I have written over the past few months. I think that in order to effect a change of
https://www.youtube.com/watch?v=nykCQdRw_Ko&feature=youtu.be
በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስምምዕን ኣውንታዊ ራኢን ናይ ኩሎም እቶም ኣብ በይ ኤርያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ ለውጢ ሓይልታት ምርኩስ ጌሩ ዝተመስረተ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምንጋስ ብኹሉ ዓቕሙ ዝሰረሕ ዘሎ ምትእኽኻብ ‘ዩ። እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሕዳር 2013፡ ድሕሪ እቲ ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ዝስካሕክእ
Human rights violations, relentless cruelty, tyranny and oppression are, tragically, everyday experiences for Eritreans. It is horrifying. It is also so far away from what so many Eritreans heroically fought for, and what campaigners outside that country were supporting, in the struggle for liberation. Twenty-seven years ago,
ሓበሬታ ንተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና ብዛዕባ ምትእትታው ሓድሽ መደብ ኣሰና - ‘ህይወትና’ ድምጺ ኣሰና፣ ሓድሽ ወለዶ ኤርትራ ካብ ተመክሮ ህይወት ኣብነታውያን ምሁራት፣ ሰብ ሞያ፣ ለባማትን ተቓለስትን ደቂ ሃገሩ ውርሻ ዝእንገደሉ መድረኽ ንምፍጣር ‘ህይወትና’ ዝብል ሓድሽ መደብ ከተተኣታቱ ምዃና ተበስረኩም። እቲ ንህይወት ኣብነታውያን ኤርትራውያን እንተላይ ኣበርክቶኦም ንሕብረተስብ ብስፍሕ ዝበለ
The government is to give the BBC £289m over the next five years to invest in expanding the BBC World Service into countries such as North Korea as part of its strategy designed to strengthen the UK’s “soft power”. The cash injection was announced on Monday
https://www.youtube.com/watch?v=nPNzbgWpX9M&feature=youtu.be
ብዛዕባ መጻኢ መደብ ዕዮናን፡ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ንምዝታይ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት፡ ቀዳም 12 ታሕሳስ 2015 ግዜ፡ ካብ ሰዓት 13:30 - 17፡00 ቦታ፡ Kistaträff, Finlandslokalen ግዜኹም ኣኽቢርኩም ንኽትመጹ ንላቦ። ብደሓን ምጹ። ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ Stockholm- Sweden دعوة لكل المناضلين من أجل العدالة يسرنا دعوتكم لحضور الاجتماع المقرر عقده يوم السبت الموافق ١٢ ديسمبر
ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ትርከብ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን፡ ብምኽንያት መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ደለይቲ ፈትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ፡ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ከምኡ ኸኣ ብድሕሪ’ቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ
ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ከም ክልተ ዝተፈላለያ ሃገራት ትማሊ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ Cecafa ንፈለማ ኣብ ዘካየዳኦ ግጥም ብዘይ ሸቶ ማዕረ ማዕረ ከዝተፈላለያ ቢቢሲ ሓቢሩ። ኣብ ሳልሳይ ጉጅለ ተመዲባ ትጻወት ዘላ ጋንታ ደቡብ ሱዳን ኣቐዲማ ንጅቡቲ ሓደ ብባዶ ስለዝሰዓረታ ናብ ርብዒ ፍጻሜ ንምሕላፍ ተስፋ ረኺባ ኣላ። እታ ብቐጻሊ ሕቶ
https://www.youtube.com/watch?v=-MGCp2KI94c&feature=youtu.be
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ “ሓቅን ፍትሕን ስለ ህዝብን ሃገርን” ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ዘቕረብናዮ ቃል ኣሰና፣ ኢሳይያስ ብፖለቲካዊ ዓይኒ ምዉት ስለዝኾነ ኣካላዊ ሃለዋቱ ምጽንጻን ገዲፍና ኣብ መተካእታ ናይቲ ስርዓትን መጻኢ ኤርትራን ከነተኵር ከምዝግባእ መደምደምታ ብምሃብ ኢና ዛዚምና። ቃል ንቓሉ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ “ሞይቱ እንተዝኸውን ከ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/11/Zena-Erefty-Europe-Mis-SiElu.pdf"]
ኩሎም ገዛእቲ ሓይልታትን ውልቀ-መለኽትን ዕድመ ስልጣኖም ንምንዋሕ ኣብ እዋን ዕርበቶም ዝጥቀሙሉ ሓደገኛ ሜላ፡ ነቲ ዝገዝእዎ ህዝቢ ሓድነቱ ምዝራግን ሓድሕዱ ከምዝናቆት ምእላምን’ዩ። ህዝቢ ንተንኮላት ገዛእትን መለኽትን ተገንዚቡ ንጸላእቱ ሓቢሩ ክምክት እንተዘይክኢሉ ድማ፡ ጉዕዞ ቃልሱ ዝተሓላለኸን ዝነውሐን ይኸውንን ዝያዳ መስዋእትን ስቃይን ይኸፍል። ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣብ ስልጣን
ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ሕዳር 24 2015 ብዙሓት ሰባት “እዚ ሕቶ`ዚ ክለዓል`ውን ኣይነበሮን” ከም ዝብሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን። እንተኾነ ብገለ ሰባት ንክብርን ተራን ተጋደልቲ ዘቛሽሽ ዘረባታት ይስማዕ ስለ ዘሎ፡ ብዛዕብኡ ቁሩብ ምዝራብ ጽቡቕ እመስለኒ። እዚ ዘረባታት`ዚ ካብ ነጻ ርእይቶ ናይ ውልቀ
https://www.youtube.com/watch?v=PhFDgBUtuzk
ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ መላእ ዓለም፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዘውርዶ ዘሎ ግፍዒን ኢ-ሰብኣዊ ግህሰትን ንምቅላዕን ንምኹናንን፡ ሰፊሕ ብሰላማዊ ሰልፊን ንዝምልከቶ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ጥርዓን ብምቕራብን ብዓውታን ብጥምረትን ይንቀሳቐስሉ ኣለዉ። ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ከም ኣካል ናይ`ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝነጥፍ ዘሎ ናይ ኤርትራውያን
https://www.youtube.com/watch?v=RmtzhE68qOk
By Andrew Korybko Global Research, November 18, 2015 Katehon 16 November 2015 Region: Middle East & North Africa, sub-Saharan Africa Recent media reports indicate that Saudi Arabia and the UAE have contracted Eritrea’s government for assistance in the War on Yemen, using the East African state as a transit
Posted on Friday, 20 November 2015 11:00 Faced with a stunted economy and a dismal reputation abroad, Eritrea is taking small steps towards keeping up appearances with the international community, engaging with foreign investors and changing its heavy-handed approach to the large-scale flight of its citizens. The
Officials say suspected Islamist gunmen who stormed a hotel in Mali's capital, Bamako, have "no more hostages". The Radisson Blu Hotel was stormed by special forces after gunmen entered it and seized 170 people. At least 30 of the hostages are known to have escaped. Al-Qaeda in
https://www.youtube.com/watch?v=TN8BAGEPw60&feature=youtu.be
ብንኣምን ተኪኤ ጀርመን፡ 17/11/2015 ሓደ ሓደ ጊዜ፡ ሓቂ ክትጉሰ ትርእያ'ሞ፡ በጨቕ ክኣ ይብለካ፡፡ ክሳብ መዓስ'የ ትም ክብል ኢልካ ውን ንነብስኻ ትገንሓ። ዝመስለካ ክትብል ወይ ክትጽሕፍ ውን ትውስን፡፡ “ ዝመኸርናዮ ንልቦና፡ ዝሓጎምናዮ ንጥዕና ይግበረልና “ ኢልካ ክኣ ነቲ ዝመሰለካ፡ ብዘይጎድእ መንገዲ ትድሕድሖ። እቲ ለለባሙ ይቕበሎ ወይ ይግምግሞ፡
ኣብዚ ቕንያት’ዚ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ኣብ ዝርከብ ኤርትራዊ ክልታት፣ ኢሳይያስ ሓሚሙ፣ ዓቢዱ፣ ሞይቱ ዝብል ወረ ክላባዕ ቀንዩ ‘ሎ። ዓለምና ምስቲ ኩሉ’ቲ ናይ ሃብታምን ድኻን፣ መላኽን ተመላኽን፣ ዓማጽን ተዓማጽን ፍልልያታ፣ ሓደ ፍትሓዊ ጸጋ እንተልዩዋ ማዕርነት ኣብ ሞት ‘ዩ። መጠን ገንዘቡን ሓይሉን ብዘየገድስ፣ ካብ ሞት ዘምልጥ ሰብ የልቦን።
By Fesseha Nair The role of dialogue between any actors in the struggle for democratic transition is very important for communicating the concerns, the understanding of the problems or challenges and for establishing a clear roadmap that satisfies the needs of our people. The designation of the
ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮሚሽን ተጣባቂ ሰብኣዊ መሰላት፡ ብምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ካብ ዝኽሰስ ንድሓርን ብገበን ኣብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ከይቀርብ ፍርሒ ስለዝሓደሮን፡ መዕቆቢኡ የጣጥሕ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እዚ ኣብ ልዕሊ ኢሳያስ፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ግንባርን ትካላት’ቲ ስርዓትን ዘንጸላሉ ዘሎ ክሲ