Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽቡቕ ዝምነ ህዝብና ጽቡቕ ከም ዘይተፈደየ ብመጠኑ ዳህሲስና። እዛ ዓለም ብምህለላን ልመናን በጃኻን ዘይትምእዘዝ ምዃና ንዓመታት ብዝወርዶ ዝነበረ ወራራትን ብደቀይ ዝብሎም ዝነበረ ዝወርዶ ዘሎ ዝመረረ ግፍዕን ክፈልጥ ተገዲዱ። ንቱርክ፡ ግብጽ፡ መሳፍንት ትግራይ፡ ጥልያን ከከም ኣመጻጽኣኦም ይምክቶም ከም ዝነበረ ካብ ታሪኹ ክፈልጡ ዝኸኣሉ

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሓድሽ ናቕፋ ከተኣታቱ ድሕሪ ምእዋጁ ኣብ ህዝቢ፣ ብሕልፊ ድማ ኣብ ሰብ ገንዘብ ዕግርግርን ሕንፍሽፍሽን ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ኣብዚ ዝሓለፈ ሓያለ ዓመታት፣ ቁጠባ ኤርትራ፣ እቲ ስርዓት ብቐንዱ ካብ ዘዋፈረን ትካላት ህግደፍ ጀሚርካ ክሳብ ውልቀ ነጋዶ ዝዋስኡሉ ናይ ኮንትሮባንዳ ቁጠባ ኮይኑ ስለዝጸንሐ፣

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ «ሓሚሙ ዶ ተጸሊሉ» ዝብል ወረ ኣብ ከም ፈይስ ቡክ ዝኣመሰሉ ማሕበራዊ መራኸቢታት ገኒኑሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ኤሪ ቲቪ ትማሊ ንኢሳይያስ ብዝምልከት ዝዘርግሓቶ ብደረቕ ስእሊ ዝተሰነየ ዜና ነቲ ፈኸም ክብል ዝቐነየ ወረ ላምባ ወሲኹ ዘብእስ ኮይኑ ተረኺቡ። መደበር ቴለቭዥን ናይቲ ስርዓት፣ ኣብ ናይ ትማሊ

READ MORE

ኣብ ኤውሮጳ ብሰንኪ ስድተኛታት ተፈጢሩ ዘሎ ቅልውላው ከይብእስ፡ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ድሌት እንተለዎ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸቕጢ ክገብር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣዘኻኺሩ፡፡ ንሱ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዘካየዶ ቃለመጠይቕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ሃገሮም ንዝሃደሙ ኤርትራውያን ኣብ መዳይ ትምህርቲ፡ ስልጠና ከምኡ እውን ኣብ ስራሕ ምምዳብ ከም

READ MORE

እወ! ሓቂ’ዩ፡ ስዓት ንመገሻ በጺሑስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ይሽባሸብ አሎ። እንተኾነ ነዚ ናይ ህዝብናን ሃገርናን ኣደራዕ ብናይ ሓንቲ መዓልቲ ምትእኽኻብ ዝፍታሕ ኣይኮነን። ንነዊሕ እዋናት ክንዕዘቦን ክንዛረበሉን ዝጸንሓና ሽግር ብዘይ ጥርኑፉን ድልዱል መሪሕነት፡ ናይ ህዝቢ ተቋውሞ ጥራይ መዕለቢ ፍታሕ ከምጽእ ኣይክእልን፤ ኣይከኣለን’ውን። ቃልሲ ብዘይ ዋና፥ ኣለይን

READ MORE

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዑደት ንዘሎ ወረቐት ባጤራ ናቕፋ ክቕይሮ ምዃኑ ትማሊ 4 ሕዳር ብመንገዲ መራኸቢ ብዙሓኑ ኣዊጁ። ብመሰረት እቲ ኣዋጅ፣ ነቲ ኣብ ዑደት ዝጸንሐ ባጤራ ብሓዱሽ ናቕፋ ናይ ምቕያር መስርሕ ብመንገዲ እተን በቲ ስርዓት ዝውነና ንግዳዊ ባንክታት ዝካየድ ካየድ እዩ። ውልቀ ተገልገልቲ ይኹን ትካል

READ MORE

ሰባት ኣብ ጉዳያት ዝተፈላለየ ኣጠማምታን መርገጽን ክህልዎም ንቡር’ዩ። እቲ ዘይቅቡል ባህርያት ግን፡  ምስ ሓሳባትካን እምነትካን ዘይሰማማዕን ዘይቃዶን ሰብ ወይ ኣካል ምስዘጋጥመካ ክትጻወሮ ዘይምኽኣልን መሰል ካልኦት ምግሃስን ምዝንጣልን’ዩ። ኣብ ክንዲ ነቲ ዘይትሰማምዓሉ ጉዳይ ካብ ስምዒት ተናጊፍካ መልሲ ምሃብን ርእይቶ ካልኦት ምጽዋርን፡ ደረቱ ዝሓለፈ ዘለፋን ሚዛናውነት ዝጎደሎ

READ MORE

ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ተመዲቦም ዝሰርሑ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ ካብ ገያሾ ገንዘብ ከም ዝልምኑ ምንጭታት ካብ’ታ ከተማ ሓቢሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጸጥታን ኢመግረሽንን ካብ ወጻኢ ናብ ኣስመራ ንዝኣትውን ካብ’ታ ከተማ ንዝወጽኡን ኣብ ተርሚናል ደው ብምባል “ እንታይ ደኣ ገለ’ባ በልና( በሉና)” ብምባል ውርዙይ ብዝመስል ልመና ንገያሾ

READ MORE

ሃገር ብዘይ መንእሰይ መጻኢ የብላን፣ መንእሰይ ብዘይሃገር ከኣ ህይወት የብሉን። ኣብ ሃገርና ክልተ ሜላ ኣቆጻጽራ ግዜ እዩ ዘሎ። እቶም ርኡያት ናይ ግእዝን ፈረንጅን ኣቋጻጽራታት ማለተይ ኣይኮንኩን። ንግዜ ብዘይካ ብካላንደር፣ ፍሉይ ኣበርክቶ ወይ ተኣምር ብዝሰርሑ ሰባት፣ “ዘበን ኩስቶ” እናበልካ ምዝካር ኣብ ያታዊ ሕብርተሰብና ዝውቱር እዩ። ንኣብነት፣ ነቲ ብፈኸምታ

READ MORE

መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ትማሊ ቀዳም 31 ጥቅምቲ ኣብ ዙሪክ ስዊዘርላንድ ምስ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብምርኻብ ብዛዕባ ‘ቶም ኣብዚ መድረኽ ‘ዚ ንመንእሰያት ኤርትራ ዝብድሁዎም ዘለዉ ሽግራትን ፍትሖምን ሰፊሕ ዘተ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ መእተዊ ናይቲ ክፉት ዘተ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብመንገዲ ‘ቲ

READ MORE