ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ነገር ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ናብቲ ናይ ጥንቲ ባህርያቱ እዩ ኪምለስ ዚደሊ። ማለት ንሓደ ስፍራ-ኣታኽልቲ ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ግዜ ወሲዱ ናብ እንዳ ኣትማንን ኣናጹን እዩ ዚልወጥ። እቲ ኣብኡ ቦቒሉ በነበረ ግሩም ፍረታት ድማ ብኣእሻዅን ካልእ ተሰማሚዑዎ ዝበቖለ ጻህያይን ቆጥቋጥን ይትካእ። ጻዕሪ ዝጎደሎ ኩሉ
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ነገር ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ናብቲ ናይ ጥንቲ ባህርያቱ እዩ ኪምለስ ዚደሊ። ማለት ንሓደ ስፍራ-ኣታኽልቲ ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ግዜ ወሲዱ ናብ እንዳ ኣትማንን ኣናጹን እዩ ዚልወጥ። እቲ ኣብኡ ቦቒሉ በነበረ ግሩም ፍረታት ድማ ብኣእሻዅን ካልእ ተሰማሚዑዎ ዝበቖለ ጻህያይን ቆጥቋጥን ይትካእ። ጻዕሪ ዝጎደሎ ኩሉ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ADIYAMM.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=d-nVyuzzX28&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=tsboeGbP_30
ኖርወይ ብልፍንቲ ዝተፈላለያ የማናውያን ሰልፍታት ትምራሕ ኣላ:: ሓደ ካብቶም ነቲ ልፍንቲ ዘቖሙ ሰልፍታት ገስጋሲ ሰልፊ ዝተሰምየ ኢዩ:: እዚ ሰልፊ እዚ ዝሓለፈ ሰሙን ኣኼባ ኣካይዱ ነይሩ:: ኣብቲ ኣኼባ ቀንዲ ዛዕባ ዝነበረ ጉዳይ ስደተኛታት ምንባሩን ብፍላይ ኖርወይ 10 ሽሕ ሶርያውያን ስደተኛታት ክትቅበል ዝወጽአ መደብ በቲ ገስጋሲ ሰልፊ
መሸጣ ናትተን ብሓደ ብሕታዊ ኖርወጅያዊ ትካል ናብ ህግደፍ ዝተሸጣ 17 ናይ ጽዕነት መካይን ሕጋዊ ከምዘይነበረ ኣብ ባይቶ ኖርወይ ኮሚተ ምቁጽጻር ሰደድ ገሊጹ:: ሚኒስትሪ ምክልኻል ነተን መካይን ግቡእ መረጋገጺ መዓላአን ከይቀረበሉ ምሻጡ ርኡይ ጥሕሰት እገዳ ኢዩ ብምብል ኣብ ባይቶ ኖርወይ ወኪል ምቁጽጻር ሃንስ ፍረደሪክ ግረቨን ወቒሱ:: እተን
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ሽበራ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ዘመናት ኣብ ዝተፈላለየ እምነት ዝኣምን ህዝቢ ክረኤ ዝጸንሔ ዝኾነ ይኹን ሃይማኖታዊ መንነት ዘይብሉ ኣብ ፍትሒ ዝጎድሎ ባይታ ዝበቁል ሓንሳእ ብስሰዔ (ምግባት) ሓንሳእ ብተስፋ ምቁራጽ ዝተባባዕ፤ ብውልቀ-ሰባት፡ ብእኩባት፡ብመንግስታት ክፍጸም ዝኽእል ተርእዮ እዩ። ብውሑዱ ነቲ ዝደሓረ ዳርጋ መብዛሕቲኡ ህዝቢ ኤርትራ
ናይ ሕጊ ምሁርን ብዓል ጸጋ ዕድመን ስለዘይኮንኩ፡ ብዛዕባ ዘመናዊ ወይ እንዳባ ሕጊታት ብዙሕ ክዛረብ ኣይክእልን’የ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝዓበኹሉ ከባቢ፡ ዓዲ እትምሓደረሉ ሕግታት እንዳባ (ልምዳዊ/ባህላዊ) ንኣብነት ሕግታት ሳዕሪ ብላዕ፡ ሕዛእቲ፡ መጓሰ፡ ቀለብ ቆልዓ፡ መንገዲ ኣርብዓ፡ ምጥዋርን ምኽባርን ዓበይቲ፡ ጤሳ፡ መውስቦ፡ ፍትሕ፡ ዕርቂ ብኡሳት ዝኣመሰሉ ጉዳያት
ኣብቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝመደበሩ ሕብረት ኣፍሪቃ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ናስታት 35 ዓመት ከም ኣባል ህዝባዊ ግንባር ተቓለሰ ኣቶ መሓመድ እድሪስ ያውጅ ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ራሕሪሑ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። ካብ 1980 ኣትሒዙ ኣብ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ ብደረጃ መሪሕነት ኣባል ባይቶ ከምኡ ‘ውን ኣባል ፈጻሚት
https://www.youtube.com/watch?v=hsk_yXJxN1U&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=taZ45vYEh6Q&feature=youtu.be
Part I By Dr. Russom Mesfun The story of Boston's Eritrean-American Civic Center is a sordid tale of a rogue government and its cohorts arrayed in a scorched-earth war by proxy against a peaceful yet determined local members in the City. For the longest time, the PFDJ leadership
እዚ ዝስዕብ ግጥሚ ብዕለት 03 ወርሒ ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ብዝተገብረ ናይ ሽምዓ ምብራህ መደብ ንመዘከርታን መግለጺ ሓዘን ነቶም ግዳይ ቅዝፈት ብምጥሓል ኣብ መኣኸላይ ባሕሪ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ንጹሃን፤ ከምኡ’ውን ነቶም ብኢድ ኣኽረርቲ ናይ እስልምና ሃይማኖት (ኣባላት ግብረ ሽበራ ተባሂሎም ዝፍለጡ ኣብ ሃገረ ሊብያ)
ንሓደ ግንቦት መዓልቲ ሰራሕተኛታት ዓለም ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዝተጸውዐ ሰልፊ፡ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፍትሒ በርገንን ከባቢኣን፡ንመጀመርታ ግዜ ብምስታፍ ነቲ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ ኣብ ኤርትራ ንዝካየድ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፊ ገሩ። እቲ ብምረሻ ዝተዓጀበ ሰልፊ፡ ልዕሊ 1 ሽሕ ዝበጽሑ ወከልቲ ዝተፈላለያ ትካላት ዝተሳተፍዎ ኪኸውን እንከሎ፡ ኣዝዩ
Eritrean Unity for Justice Stockholm branch founded on the initiative of Dr. Tewolde Tesfamariam (Wedi Vaccaro) is preparing for annual meeting. The association is a mass movement which is open for everyone. Management report and association plan for coming years will be presented by the
ኣማኢት ስደተኛታት ዘጥሓለት መርከብ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተረኺባ እታ ብ19 ሚያዝያ ኣስታት 900 ስደተኛታት ኣሳፊራ ካብ ሊብያ ምስ ተበገሰት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝሰመጠት መርከብ ከምዝተረኽበት ሰበስልጣን ኢጣልያ ሓቢሮም:: ንሳቶም ነታ መርከብ ሰሜን ምብራቕ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣብ 375 ሜትሮ ማዕሙቕ ሓሙስ 7 ግንቦት ከምዝረኸብዋ ገሊጾም:: ቀዳማይ ሚኒስተር
ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91 ብሓጎስ ክንዘልል ካብ ምንጋጋ ሓርገጽ ወጺና ካብ ጸልማት መስገደል ተጋደልቲ ሓቑፍና ብዓውታ ናጽነት ጥዕምቲ ኢልና ክንዕልል መግዛእቲ ኣፋኒና ኣውዳውና ዘርጊሕና ናጽነት ክንቅበል፡፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ይዝከረካ’ዶ ግንቦት 91፡ ክንምሕል ንፍትሒ ማዕርነት ሕድሪ ክንፍጽም መብጽዓ ስውኣት ብሓባር ክንምርሽ ንሰላም ንልምዓት ብኩርዓት ክንነብር ብሓጎስ ብጽንዓት። ግንቦት 91፡ ነዚ ዲኺ መጺኽና ንውርደት
https://www.youtube.com/watch?v=Z2eBoVrkCEs&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/“ንሕና-መን-ኢና”-ይበሃል-ኣሎ።.pdf"]
By: Mohammad Abu Fares Date of publication: 8 May, 2015 Analysis: Saudi Arabia has been cosying up to Eritrea, leading to reports the African nation will join Senegal in offering troops for the war in Yemen, says Mohammad Abu Fares. Eritrea could be the second non-Arab African
ወልቀ መላኺ ኢሳያስ አፍወርቂ ብ 29 ሚያዝያ 2015 ዕለት ዝገበሮ ዕውደት ናብ ሱዕድያ ብወገን ህግደፍ ሚስጥራዊ ንክኸውን ተሓሲቡ፤ በቲ ስርዓት ብዝውነና መራኸቢ ብዙሓን ናይ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ዕውደት ንሱዕድያ ንህዝቢ አይተሓበረን። እንተኸነ ግን መራኸቢ ብዙሓን ካብ ሱዕድያ ነቲ ዕውደት ኣቃዕንኦ። በዚ ድማ ናይ ህግደፍ ደገፍቲ
ኣብ ሊብያ ተጨውዩ ዝጸንሐ ሓደ ጉጅለ ኢትዮጵያውያን ብሓይልታት ሰራዊት ምስሪ ናጻ ተለቒቑ: ሓሙስ 7 ግንቦት ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ካይሮ ከምዝኣተው ንፕረሲደንት እታ ሃገር ዓብደል ፋታሕ ጠቒሱ ማዕከን ዜና ምስሪ ሓቢሩ:: ፕረዚደንት ኣልሲሲ ነቶም ብነፋሪት እታ ሃገር ዝኣተው ኣስታት 30 ኢትዮጵያውያን ክቕበሎም ከሎ ብተለቨጅን እታ ሃገር ቀሪቡ::
It is with the great sorrow and disgust that I am expressing a deep feeling of despair regarding the Eritrean Govt’s indiscriminate recruiting campaign of diabetic and blood pressure(hypertension) victims to the most punitive and life threatening military training camps. The day to day life in
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ፕሮፌሶር-ደስበለ-ኣብ-ቩፐርታል-18.04.2015.pdf"]
ኣባይቲ ኤርትራ ፈሪሱ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኣመኖ መሪሕነት ተባሳቢሱ ቃል ናይ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ፤ ቍጽሪ ፩። ግንቦት 6, 2015 Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) ኣብ ዝሓለፋ ሰሙናት ብኣማኢት ዝቁጸሩ ኤርትራውያን ኣብ ማአከላይ ባሕሪ ከም ዝጠሓሉ ዓለም ይዛረበሉ ኣሎ። ብዕለት ሚያዝያ 19, 2015 ማዕረ 350 ዝኮኑ ኤርትራውያን ጢሒሎም ከም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Guzo-Lewtti-Yijemer-Bielee.pdf"]
“Today 23 May 1997, on this historic date, after active popular participation, approve and solemnly ratify, through the Constituent Assembly, this Constitution as the fundamental law of our Sovereign and Independent State of Eritrea.” We are in the middle of the Japanese “Golden Week” as many Japanese workers
ኣማኑኤል ሳህለ ዓቀብትን ኣኽረርትን ማሪተኛታትን ክብል ከሎኹ ነቶም ንነገራት ከምቲ ዘለዎ ኪቕጽል ዚደልዩን፡ ንድሕሪት ኪመልሱ ዚደልዩን ሳየንሳዊ ብዘይኮነ መገዲ ኪሓስቡን ኪሓልሙን ዝደልዩን ሰባት እየ ኣብ ኣእምሮይ ስኢለ ዘለኹ። ከምዚ ዝመርገጺኦም ኣዕሩኽ ኣለዉኒ። እቲ ዝኽተሉዎ መስመር ኣተሓሳስባ ወይ መጎተ ደስ ዚብሎም ግዲ ኾይኑ፡ ኣብቲ እነካይዶ ክትዕ እንሓንሳእስ
ZAWIYAH, Libya — The no-money-down offer was too tempting for the children to resist. Smugglers had offered the boys and girls transportation out of the refugee camps along the Eritrean border, across the African deserts and the Mediterranean Sea, to a new life in Europe. There,
SNIT Eritreans in MN would like to invite all Eritreans and friends of Eritrea to celebrate the 24th Eritrean Independence day. We commemorate this year’s Independence Day under especially tragic circumstances by also holding a candle light vigil for those who perished in the Mediterranean
By Seyoum Tesfaye Atlanta Georgia May 5, 2015 “A good communist finds use for everything, and nothing is more useful than a useful idiot” Quotation attributed to Lenin “The more repressive and vicious the regime, the more some in the West will strain to find benign intentions in their leaders.” Mona
ደርዘናት ስደተኛታት ደቡብ ካብ ሲችልያ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ትካል ህጻናት ኣድሕን ገሊጹ::እቲ ትካል ካብቶም ዝደሓኑ ብዝረኸቦ ሓበሬታ:እታ ዝሓለፈ ሰንበት 3 ግንቦት ዝጠሓለት ጃልባ 137 ሰባት ተሳፊሮማ ከምዝነበሩን: 40 ሰባት ከምዝጠሓሉን ገሊጹ:: ወኪል ህጻናት ኣድሕን ኣብ ካታንያ ሚስ ጂዮቫና ቤኒዴቶ: እታ ናይ ፕላስቲክ ጃልባ ተተኩሳ
ስርዓት ህግደፍ አብ ኤርትራ ንዝርከቡ መምህራን አብ ዝኸፍኣ ናይ ድኽነት መነባብሮ ሸሚምዎም ይርከብ። እቲ ስርዓት አብ መላእ ኤርትራ ናይ ጥፍኣት ተልእኾ የካይድ ኣሎ፤ ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ኮን ተባሂሉ ህይወት ሃገርን ህዝብን ከማሕይሽ ብዘይክእል መንገዲ ተዋቒሩ ይስርሓሉ አሎ። እዚ ድማ ፖለቲካዊ ረብሓታት ምልካዊ ስርዓት ንኸቐጽል ብዝኽእል
https://www.youtube.com/watch?v=PyBp2PazRQQ&feature=youtu.be
ኣደይ ቅበጽኒ!!!!! ኣደይ ቅበጽኒ!!! ኣደይ ቅበጽኒ!!! ከይደ እየ!! ኣነስ ኣኺሉኒ ጥይት ዓደይ ቀቲሉኒ ዓሳ ድዩ ባሕሪ ዉሒጡኒ ምድረበዳ ሑጻ ደፊኒ ጋለዶ ናይ ሊብያ ቆሪጹኒ ሲናይ ዘሎ ካራ ጎሚዱኒ ኣብቂዔኤ! ትንፋስ ሓጺሩ ኣይምለስን ኣነስ ድሓንኩኒ። ኣደየ!!!ኣንቲ ብርሃን ዓይነይ እንክኸይድ ንስኺ ኣብቕድመይ ንብዓትኪ ንኽጸርግ ነበረ ትሕልመይ ኣይካኣልኩን ኣነ ዘይኮነለይ ተወዲኡ ናብራ ኣብ ዓለመይ ኣደይ! ወላዲት ይቕረ ግበርለይ ንብዓትኪ ንኽጸርግ ነበረ ትሕልመይ። ወላዲተይ ረኻቢት መከራ ክትወልደኒ ብዙሕ
ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ኤርትራ ብክልተ ኣንጻር ፍጻሜታት ክትዝከር ኢያ:: ኣብ 1993 ወርሒ ሚያዝያ ኣፍ ልብና ነፊሕና ነቲ ብቃልሲ ዘረጋገጽናዮ ናጽነት ብሕጋዊ መገዲ ብረፈረንዱም ኣድሚቕናዮ:: ነታ ቀያሕ ወረቐት ጉሒፍና ሰማያዊት ካርድ ኣብ ሳንዱቕ ብምእታው ልኡላውነትና ዘረጋገጽናላ ወርሒ ብሓበን ንዝክራ:: ሎም ዘበን ድሕሪ 12 ዓመት ድማ
https://www.youtube.com/watch?v=W4MKalmh1vw&feature=youtu.be
መንነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ኣብ ዝተኻየደ መሪር ቃልሲ ራሕሪሑና ዝሃደመ ጀጃዊ ሕጂ ወሃብን ከልካልን መንነት ክኸውን የምሕረሉ ዶ? ወይጦ ሱሌማን ሓሰን (ማንጁስ) ከ መን ኢዩ? መንቀሊ ጽሑፈይ ኮይኑ ዘሎ ኣብዚ ቅንያት’ዚ ብምኽንያት እታ ዓመት መጸ ዜጋታትና ናጽነት ሓሪምዎም እግሮም ናብ ዝመርሖም ሃጽ ኢሎም ክጠፍኡ ገለን ብ ISIS ክጉይሑ