1.ንሕና ኤርትራውያን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ሃገርና ከቢርና ንኽንነብር፡ፍትሒ ዘምጽእ ሓያል ሓሳብ ኣበጊስና፡ብጥርናፈ ኣብ ቅኑዕን ጽኑዕን ተግባር ከይንበጽሕ፡ደላዪ ድሌትና መሲሉ ዝሓልከና ስዉር ሽርሒ ከም ዘሎ። መንግስቱ ሃይለማርያም ፣ጓና ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ጥራይ፡ፍቕሪ መሬትን ባሕርን ኤርትራ እምበር፡ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበሮን። ስለዘይነበሮ ድማ ''ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየንን