ንዕሰል ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) 12/18/2013 ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና ይሃምም አሎ መንእሰይና ዕሰል’ምበር ኣታ ብዓል ገመል ከም ኣመልካ ደቅኻ ተቐበል መንእሰይ መጸካ ብደበላ መማዕደዊት ጠምትለይ በላ ንዕሰል-ንዕሰል ኩልና………
ሃለው ባሕሪ (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልብወለዳዊት) (1ይ ክፋል) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ካብ ናቕፋ ዝተበገሰት ቶዮታ ፒክ-ኣፕ ክትቅብቅበና ሓዲራ ኣብ ምውግሑ ጃኒ ኣተና። ኣድካሚ ‘ኳ እንተነበረ ካብ ካልእ ጉዕዞታት ብዙሕ ዝፈልዮ ኣይነበረን። ብጻብራ ገይርና ንጎላጉል ኣዶብሓ ንየማን ገዲፍና፡ ሩባ ሓስታ ሰንጢቕና ሩባ ዓንሰባ በጻሕና። ካብ
ዳስ ሓውያ(ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ 2ይ ክፋል ኑራ ሑሴን ድሕሪ ቀዳመይቲ ጽሕፍቲ ምውጻኣ፡ ብርክት ዝበለን ዝተፈላለዩን ርኡይቶታት ካብ ኣንበብቲ መጺኡኒ፡ ቀዲመ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ሓበሬታታት’ውን ክረክብ ኪኢለ ብጣዕሚ የመስግን። እቲ ታሪኽ ብመልክዕ ዛንታ ካብ ወሎዶታት ናብ ወሎዶታት ክሰጋገር ከሎ ዝድመሮን ዝጎድሎን ብዙሕ’ዩ። ኣብ ምጅማር ጽሑፈይ’ውን፡ ብዛዕባ’ዚ ታሪኽ፡ ካብዚ ብዝዓሞቐ
ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ! ተስፋ ኣሎና ኣባኻ ኣንታ መድሕን ህዝቢ ኪትቕንጥጦ ኢኻ ናይ ጥፍኣትና ሰርቢ ፍትሕን ደሞክራስን ተሓንጊጣ ርግቢ ኣውሊዕ ተናዲ ኣላ ዝኾና መዕለቢ! ገዛኢ ድያብሎስ ኣመና ጨኪኑ ንህዝብን ሃገርን ከዐኑ ሓሊኑ እናተጓዓዘ ብመደብ ወጢኑ ኣብ ሃገር ሰማእታት ዓዲ ናይ ጀጋኑ መዕለብ ርግቢድዩ ኣታ ገረብ ተሳኢኑ!? መዓስ ተተኺሉ’ሞ መዓስ ዝጸደቐ እዚ ዕቡይ መላኺ ህዝቡ ዚናዓቐ ኣይኮነን ንገረብ ሰብ
http://www.youtube.com/watch?v=7xgumR3I9zU&width=200&height=200
ዝሓለፈት 14 ጥቅምቲ 2013 ካብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ን ኣስታት 450 ሰብ ዝኾኑ ወዲ ቫካሮ ዕዉት ናይ ሓድነት ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዓሰርተ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ካናዳን ዘካየዶ ሰሚናር ዝሕሰብ ኣኼባ ደለይቲ ለውጢ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፡ ህዝቢ ንድሕነቱን ድሕነት ሃገሩን
Fresh gunfire has erupted overnight in the South Sudanese capital, Juba, a day after the government said it had quashed an attempted coup. There are reports of heavy weapons being fired near a military headquarters just outside Juba. Several thousand people have taken refuge at two United
http://www.youtube.com/watch?v=YQUjTpjFL0w&width=200&height=200
Stockholm 14 December, 2013 Wedi Vacaro in Stockholm Saturday the 14th of December, 2013 was a day where Eritreans in Stockholm in particular and Sweden in general showed their contempt to tyranny and dictatorship in Eritrea. This was prompted by the incredible energetic inspiration of Wedi Vacaro,
ብድሆ ንጌዴዎን ኣባይ ኣብ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት። ጌደዎን ኣባይ ኣብቲ ብህግደፍ ዝተውደበ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ወካሊ ሃይማኖታት ኤርትራ ኮይኑ እዩ ክምድር ውዒሉ። ካብቲ ብዙሕ ናይ ሃለውለው መደረታቱ፣ ኤርትራዊ መንነት ብሃይማኖት ኣመልኪቱ “ካብ ምስ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓውካ ምስ ኣብ ኣፍጋኒስታን ኣብ ሽወደን ዘሎ ወዲ ሃይማኖትካ ሕውነት
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኬር፣ እሙናት ወተሃደራት ናይቲ ኣቐዲሙ ካብ ስልጣን ዘባረሮ ምኽትል ፕረዚደንት ነበር ሪክ ማቻር ናብ ሎሚ ኣብ ዝወግሐ ለይቲ ዘካየዱሉ ፈተነ ዕልዋ ከምዘፍሸሎ ቢቢሲ ንጋዜጣዊ መግለጺኡ ብምጥቃስ ሓቢራ። ንሱ፣ ኣብ ዋና ከተማ ደቡብ ሱዳን፣ ጁባ፣ ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ ከምዝሓደረ ብዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና
President Salva Kiir: "The government is doing all it can to make sure that citizens are secure and safe" South Sudan's President Salva Kiir says an attempted coup by soldiers loyal to his sacked former deputy Riek Machar has been put down. It comes after heavy gunfire
EMDHR Statement on the death of former South African President Nelson Mandela The Eritrean Movement for Democracy and Human Rights (EMDHR) expresses its profound sadness at the death of the gallant freedom fighter, human rights activist, and peace maker Nelson Rolihlahla Mandela on 5th December 2013. We
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 15 ክፋል 15/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ
ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና (ሰመረ ፍስሃየ ካብ ፈረንሳ) አብ ጉዕዞ ብረታዊ ቃልሰይ፡ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገንን ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለን ካብቶም ብቖራጽነቶምን ብናይ ሃገሮምን ህዝቦምን ፍቕሪ ዝተሰነየ ጀብሃዊ እምነቶም ዘደንቑኒ ዝነበሩ ውሑዳት ተጋደልቲ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ እዮም፡፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብዛዕባ ስዉእ
http://www.youtube.com/watch?v=ViwcD1WJNJU&width=200&height=200
http://www.youtube.com/watch?v=nJ9utF0EFlQ&width=200&height=200
ነቲ ብዕለት 30/11/2013 ዝተባዕለ ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን፡ ጉጅለ ጓይላን ደገፍቱንውን ብከበሮን ዳንኬራን ከም ዘብዓሉዎ ብኣዒንተይ ተዓዚበ ኣለኹ። ጉጅለ ሕሰም ግን ቕድሚ ጓይላ ምግባሩ፡ ጀጋኑ ስንኩላን ኤርትራ ንምንታይ ኣካሎም ጎዲሉ? ንዚብል ሕቶ ክምልስ ነይሩዎ። ነዛ ሕጂ ህዝባ ብሕሱም ምሕደራ ምልኪ ተበታቲኑ፡ ኣብ ምልእቲ ዓለም ብሕስረት ዝንከላበት ዘሎ ዜጋ ዝዋንኣ፡ ድሕሪ 23 ዓመተ ናጽነታ ብሕጽረት መሰረታዊ ቀረባት ትሳቐ ዘላ ዘይትጽቢታ ዝረኸበት
ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዕርቂ ንጥቕሚ መን? ለማቕነ ብዛዕባ ናይ ሰላም ዝርርብ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ወረ ማዕከናት ኤርትራ ገኒኑ ይርከብ። ብፍላይ ቅድሚ ሕጂ ተራኢዩ ዘይፈልጥ ኣብ ናይ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ኢንተርነት መርበባት ይጐልሕ ኣሎ። ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ’ውን ዳርጋ ትንፋስ መሊሶም “ዮሃና” ዝበሉ
ዶክቶር ተወልደ ተሰፋማርያመ (ወዲ ቫካሮ) ብ1973 ኣብ ፓቪያ ሚላኖ ዝተገብረ ሃገራዊ ጉባኤ፡ብተሰፋ ቑርጸት “ንሕና ኤረትራውያነ ንከይንሰማማዕ ተሰማሚዕና ኢና ክብሉ” ዝመደርዎ ነቭሰሄር ክቡር ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም፡ ብምዝካር፡ክቡር ኣቦና፡ኣያና ወይ ድማ ሓውና ዶክቶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ)፤ “ሎሚ ንሕና ኤረትራውያን ከምቲ ክቡረ ኣቦና ወልደኣብ ዝበሉዎ ዘይኮነስ እንታይ ደኣ፡ “ኤረትራውያን
ምዕራፍ 2፡ ግምሩክ ባጽዕ ኣብ ፖለቲካ ወትሩ ምስቲ ጭፍራ ክትጐዪ ኣለካ። ምኽንያቱ፡ ጐተት ክትብል ኣብ እትርኣየሉ እዋን፡ ኣባላት’ቲ ጭፍራ ከም ዝተዳኸምካ ፈሊጦም ከም ተዅላ ክሰሃሉኻ’ዮም። ሪቻርድ ኤ ባትለር ብኸምዚ ኣብ ላዕሊ ክግለጽ ዝጸንሐ ኣገባብ፡ ኣብ ባጽዕ ዝነበርና ተጋደልቲ ኣብ ካልእ ቦታታት ካብ ዝነበሩ
መስራትን ኣሰናዳእን ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ትማሊ ምሸት 13 ታሕሳስ፣ ዘይልሙድ ብርቱዕ ማይ ከየዐንቀፎም፣ ገሊኦም ድማ ኣማኢት ኪሎሜተራት ተጓዒዞም ኣብ ኣኼባ ንምስታፍ ልዑል ተገዳስነት ምስ ዘርኣዩ ብዝሒ ዘለዎም ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተራኺቡ፣ ኣብ ስምረት መንእሰያትን ደምበ ተቓውሞን፣ ምቅልጣፍ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ዘተኮረ ዕዉት
http://www.youtube.com/watch?v=mom8bMkVd9Y&width=200&height=200
UPR Submission Eritrea Updated in December 2013 – All updates are in bold Eritrea’s human rights situationhas not improved since the Council’s 2009 Universal Periodic Review. Torture, arbitrary detention, and severe restrictions on freedom of expression, association, and religious freedom remain routine. Elections have not been held since
Fetsum: My subjective view on the Vacarroian philosophy of unification 1 ‘Nine members of the Eritrean National Football team, including the head coach Mr Omer Ahmed and team captain Haile Goitom abandon the dictatorial regime in Eritrea seeking political asylum in Kenya.’ Comment: How many defections does it take
ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ ቀዳማይ ክፋል ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከበሳ፡ ሓደ ዳስ ሓውያ ዝብል ቢሂል ኣሎ። ብዙሓት ደቂ’ቲ እዚ ዳስሓውያ ዘበለ ዛንታ ዝተሰርሕሉ ከባቢ ከም ኣብነት ዘግልገልሉ ኣዘራርባ’ውን እዩ። ብተወሳኺ እዚ ከም ምድጋም ቃል ወይድማ ከም ምስላ ዓይነት ጥራይ ዝግለጽ ዘይኮነስ፡ ከም
http://www.youtube.com/watch?v=SX8LTYgvGKw&width=200&height=200
ብምኽንያት ኩነታት ኣየር፣ ብፍላይ ኣብቲ ብ ሓጺር ማዕበል ናብ ኤርትራን ከባቢኣን ዝፍኖ መደብና፣ ካብ ሰኑይ 16 ታሕሳስ ጀሚርና ናይ Frequency ለውጢ ክንገብር ምዃና ነዘኻኽረኩም። በዚ መሰረት፣ እቲ ሓዱሽ ግዝያዊ መስመር 11720 kHz ኣብ 25 meter band ክኸውን እዩ።
http://www.youtube.com/watch?v=rAzNs4tNIA4&width=200&height=200
ዋንጫዶ ኣታ ዓቲራ ጋንታ ኣፈወርቂ ደሃያ እስከ ሃቢ ክንቲት ድምጺ ሓቂ ርግጽ ተዓዊታ ጋንታ ኣፈወርቂ ራህዋ ከተተንፍስ ካብ መከራ ጭንቂ *ተኣንጊባ ኢሎማ ናይ ሓርነት ዕጥቂ! *ተሰኪማ፡ ተዓጢቓ ኣንቲ ድምጺ ሓቂ እንታይ ደኣ ትም ኢልኪ ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ደሃዮምዶ ኣሎኪ? ‘ፎእ!’ ከም ዝበሉዎ ንምሕደራ ምልኪ ሓቂ’ባ ንገሪ ልበስዮ ስምኪ! ጸሓይ ዝወቕዖ ፍጻመ ጨው ቀትሪ ክፋእኪ እንተ ኾይኑ
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 14 ክፋል 10/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ
Communiqué No. 2, Eritreans for Facilitating National Dialogue (EFND) Statement of Clarification Regarding Our Mission. We acknowledge with great appreciation the various encouraging messages of solidarity we have received since we released our first communiqué several months ago. As many of you have expressed in your
The U.S state department has blamed again that Eritrea is still supporting Somalia's militant group Al Shabab. A report by the state department has blamed that Eritrean officials were in Somalia's Lower Shabelle region to give training and other mechanical support to Al Shabab fighters
On November 19, 2013 demo.assenna.com invited you, fellow artists in particular, to cooperate in designing a new logo for assenna. The famous Eritrean artist, Michael Adonai took the initiative and came up with four different logos. While thanking the renowned artist Michael Adonai for his
http://www.youtube.com/watch?v=ESZc6gb7RA4&width=200&height=200
Nine members of the Eritrean National Football team, including the head coach Mr Omer Ahmed and team captain Haile Goitom abandon the dictatorial regime in Eritrea seeking political asylum in Kenya. Two of them confirmed to demo.archive.assenna.com on the phone about their decision not to go
ስርዓት ህግደፍ፣ ንህዝቢ ብናይ ኩፖን ኣዝቤዛ ኣናፈራርሐ ናብ ገርገር ዝብሃል ቦታ ብዘይፍታው ከይዱ ከም ጊላ ብነጻ ጉልበት ኣብ ምእካብ ኣማን ክወፍር የስገድዶ ከምዘሎ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ ዝሓልፈ ቀዳም ከም ሓላፊ ናይቲ ህዝባዊ ሰራዊት ዝብሃል ምሊሻ ስርዓት ህግደፍ ኣዛዚ ከባቢ ማይ ተማናይ (መራሒ
http://www.youtube.com/watch?v=yvisWtGqUAw&width=200&height=200