Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሃለው ባሕሪ (2ይ ክፋል) (ኣብ ሓቀኛ ተዘክሮታት ሃብቶም ዝተመርኮሰት ልበወለዳዊት) ማሕሙድ ሳልሕን ሃብቶም ጸጋይን ዝሓለፈ 1ይ ክፋል ባሕሪ በዚ ዝስዕብ ሕጥበ ጽሑፍ ዛዚሙ ነይሩ። “ድሕሪ ናይ ሳዓትን ፈረቓን ጉዕዞ፡ ባሕሪ ኣብ ዝባን እሮታ ኣብ መኣዘዚ ቦትኡ በጺሑ። ባሕሪ ኣብ እሮታ ኣሎ፡ ጽባሕ ነገር ኣሎ ። ‘ባሕሪ’ መጸውዒ ኮድ ጅግና

READ MORE

ኩሉ ሰብ ኣብ ሓንጎሉ ዝኸዘኖ፣ ቮልዩማት መጽሓፍቲ ዝወጾ ዛንታታት ኣለዎ። ወዲ ሰብ ተንቀሳቓሲን ህይወት ዘለዎን መጽሓፍ እዩ። እቶም ጽሑፍ እንመልኽ ነቲ ኣብ ኣእምሮና ዘሎ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ወይ ዛንታታት ኣብ ጽሑፍ ነስፍሮ። እቶም ጽሑፍ ዘይንመልኽ ድማ ዛንታና ዝጽሕፈልና ሰብ ክሳብ እንረክብ ወይ ናይ ጽሕፈት ልምዲ ክሳብ

READ MORE

ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኤፍሬም ገ/ክርስቶስ ብዕለት 10.12.13 ምስ ወከልቲ ምምሕዳርን ዓበይቲ ዓድን ኣብ ከተማ ማይምነ ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ አኼባ ብምሕዳር ንኡስ ዞባ ዝተወደበ ኮይኑ አብዚ ኣኼባ ዝተዓደማ ዓድታት ኣብ ኣከባቢ ማይምነ፤ ከባቢ ደብረስላሰ፡ ከባቢ ዓዲ ዃላ ዝርከባ ዓበይትን ንኣሽቱ ዓድታት ክኾና ከለዋ፣ ብሓፈሻ ካብ አስታት

READ MORE

ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? 12/24/2013 ረ.ክ.(ባሻይ) ንገርኒ………. ኣንታ ጅግና አንበሳ በረኻ ንገረኒ ንመን ተሓጺኻ? ንገረኒ……… ምሕጻይሲ ተሓጸ ጽቡቕ ትምኒት ጥንቃቐ ግን ግበር ካብ ዕንቅርቢት ይሕነና ’ለዋ ይቝነና ከይዓብጣኻ ወይዘሮ ጽገና ንገረኒ……… ምስ ጸገመን ኢየን ምስ ሕማመን ጽንሕ ኢለን ናብ ሰብኣይ ቀደመን ልቢ ግበር መንእሰይ ኤርትራ ነታ በቕሊ ህበይ ከይትሰራ ንገረኒ……… ይብላ ’ለዋ የማን ጸጋም ሆይ-ሆይ ዒላመን ኣይከደን ናይ ብኣምሆይ ሒዝካ ካብ መጻእካ ወርቂ ሽቦ ኣጻብዕ ናይ

READ MORE

ህጹጽ ዜና ኣሰና - ኣብ ቦር ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ናይቲ ልዕሊ 450 ኤርትራውያን ዝርከቡዎም ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዘለዉ ቀጽሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጽዑቕ ቶኽሲ ክስማዕ ጀሚሩ ከምዘሎ ቅድሚ ፍርቂ ሰዓት ደዊልና ኣብ ዝገበርናዮ ናይ ቴለፎን ዝርርብ ኣረጋጊጽና። እቲ ቶኽሲ ኣብ ዝስመዓሉ ዘሎ እዋን፣ ቆልዓ

READ MORE

እዚ ጽሑፍ 'ዚ፣ ኣሰናዳእን መስራትን ኣሰና ኣማኑኤል ኢያሱ ብ 13 ታሕሳስ 2013 ናብ እስራኤል ኣብ ዝገበሮ ምብጻሕ ከም መበገሲ ዘተ ኣሰናን ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ እስራኤልን ንስምረት ኤርትራውያን ብዝምልከት ዝሃቦ መግለጺ እዩ። ብራድዮ ድሮ ስለዝተመሓላለፈ ብጽሑፍ ምዝርግሑ ሸለል ኢልናዮ ኳ እንኣተናሕና፣ ተኸታተልቲ ኣሰና ብጽሑፍ ምዝርግሑ 'ውን ኣድላዪ

READ MORE

ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) መግለጺ ቁ. 2 ብዛዕባ ተልእኾና ዝምልከት ዝያዳ መብርሂ፤ ብዛዕባ እቲ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዘውጻእናዮ ቀዳማይ መግለጺ፡ ብርክት ዝበለ ዝለኣኽኩምልና ዘተባብዕ ናይ ደገፍ መልእኽትኹም ልዑል ክብሪ ንህቦን ነመስግኖን። ብዙሓት ኣብ መልእኽትኹም  ብዛዕባ ተልእኾና ተወሳኺ መብርሂ ምሃብ ነቲ ክፍጠር ዝኽእል ናይ ተበግሶኹም ጌጋ ኣረዳድኣ

READ MORE

ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ብዘይካ ክልተ ኩሎም ነጻ ተለቒቖም፣ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዘይሕጋዊ ንጥፈታት ዘካይደሉ ሰነዳት ብጭብጢ ተታሒዙ። ድሕሪ’ቲ ኣብ መንጎ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስን ትማሊ ቐዳም 21 ታሕሳስ ኣብ ገሊላ ዝተኻየደ ግጭት ፖሊስ እስራኤል ኣሲሮሞም ዝነበሩ

READ MORE

ብዛዕባ ኣብ ምድረበዳ ዝተዘርዉ ወይ ከኣ ኣብ ባሕሪ ዝጠለቑ ሬሳታት ኣይኮንኩን ክዛረብ ደልየ። እቲ ዘረባ ብዛዕባ ኣብ መሬት ኤርትራ ዝሞተ እሞ ዝኾነ ዘይሓዘነሉ፡ ዘየልቀሰሉ፡ ዘይገጠመሉ፣ ገና’ውን ቀባሪ ዘይረኸበ በድኒ መንግስቲ ኤርትራ እዩ። እቲ መንግስቲ ካብ ዝመውት ነዊሕ ኴይኑዎ እዩ። ንህዝቡ ክምግብ፡ ማይ ከስቲ፡ ከብርህ፡ ከምህር፡

READ MORE

  ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 17 ክፋል         23/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ

READ MORE

ሎሚ ቀዳም 21 ታሕሳስ ደለይቲ ፍትሕን ደገፍቲ ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስን ኣብ እስራኤል፣ ገሊላ ኣብ ዝተባህለ ከተማ በእማንን ድሕሪ ምግጫዎም ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ እትርከቦም 12 ኤርትራውያን፣ 3 ካብኣቶም ብኸቢድ፣ ትጎዲኦም ናብ ሕክምና ክለኣኹ ከለዉ፣ ልኡኽ ስርዓት ኢሳይያስ ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ) ካብ ቴልኣቪቭ ልዕሊ ክልተ ሰዓታት

READ MORE

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ ኣብ ኣሰና ወጺኡ ኣንቢበ። ነቲ ‘መሲናስ’ ዝጸሓፎ መጎስ ዘይበቕዖ እኳ እንተኾንኩ

READ MORE

ኣብ’ታ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ተቓወምቲ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ወዲቓ ዘላ፣ ዋና ከተማ ኣውራጃ ጆንግለይ፣ ቦር፣ ዝርከቡ 550 ኣቢሎም ዝግመቱ ኤርትራውያን ንህይወቶም ኣብ ዘስግእ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ተዋጢሮም ከምዘለዉ ብምምልካት ማሕበረሰብ ዓለም ካብቲ ኣትዮሞ ዘለዉ መዓት ከድሕኖም ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻውዒት ክገብሩ ሓደ ካብቶም ኣብ

READ MORE

ጽገና! ሸለል ተበልኩዎ ዋዛ መሲሉኒ እንታይ እዩ እዚ ዕላል ዝደጋገመኒ መን’ዩኸ *መሃንድስ መን’ዩ እቲ ወጣኒ    *ጆሜትራ (ብጥልያን) ብሓድሹ እንከሎ ንዘይኣዕቖበኒ ዝዓነወ መንደቕ ኪጽግን ዝብለኒ! መን’ዩ ኣንታ ጸጋኒ ወሓለ ነዳቓይ ኪቕጽል ዚምነ ናይ ህዝብና ስቓይ ህይወት ኪዘርኣሎም ንጉጅለ ጣልማይ ኣብ ዓርቢ ስቕለቶም ዘቐብል እኽለማይ! ኪንጽግን ዝበለ ይፈለጥ ብልሓቱ እስከ ሕተቱዎ እንታይ እዩ ድሌቱ? ነዚ እኩይ ስርዓት ኣብ ኣጋ ዕርበቱ ብዓልመን’ዮም

READ MORE

ሓላፊ ማእከል ወፍሪ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዶር ወልዳይ ፍጡር፣ ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ኣንጎላ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ ርእሰማሎም ከውፍሩ ንምእማን ፈተነ ‘ኳ እንተካየደ፣ ብሓቂ ናይ ወፍሪ ሃዋህው ዘይምህላዉ ዘቃልዑ ሕቶታት ከምዝገጠሙዎ ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። ንሱ ኣብቲ ኣስታት 200 ኤርትራውያን ዝተረኽቡሉ ኣኼባ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ 104 ሰብ

READ MORE

  ይበሃላሎ ዕርቂ ምስ ህግደፍ ጸይቂ Tesfamariam W/giorgis 19/12/2013 Norway ህግደፍ ኣብ ዘብሎ ጠፊኡዎ ጸሓይ ከላ ብቐትሩ ጸልሚቱዎ ዓዕበድቢዲሎ ጭንቀት ሓዲሩዎ ለሚኑ ምስ ኢትዮጵያ ክዓርቅዎ   ተንኮለኛ ህግደፍ ውላድ ሻዕቢያ ካብ መዓስ ድኣዩ ንሰላም ዝደልያ ምስ ወደቐ ናተጓሕፈ ኣብ ጽርግያ ዓሻ ድዩ በራኺ ዓሻድያ ኢትዮጵያ   ልዕሊ 30ዓመት ዝኣኽለካ ተጻሪፍካ ብሓባር ምስ ናይ ስደት ኣኽላባትካ ወያኔ ገርካያ መዓልታዊ በስምኣብካ ኩሉ በደል ንወያኔ

READ MORE

ምዕራፍ 3፡ ምስጢራዊ ሰልፊ መራሕ ብርጌድ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (ወዲፍላንሳ)፡ ናይ ሓደ ስዉእ ብጻዩ ብሽክሊት ምስ ፈተሾ ምስጢራዊ ሰልፊ ከም ዘሎ ፈሊጡ። ብዛዕባ’ቲ ፍጻሜ ንሓደ ኣባል መሪሕነት ምስ ኣዕለሎ ድማ፡ “ብዛዕባ’ዚ ምስ ዝኾነ ሰብ እንተ ተዛሪብካ ሞት ከም ዝስዕበካ ፍለጥ” ኢሉዎ።                                           ሓደ ኣባል ብርጌድ 58 ነበር ስራሕ ግምሩክ

READ MORE

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 16 ክፋል         19/12/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ

READ MORE

 ድጉል-ሓዊ ድጉል ሓዊ አንዲዱኒ እግረይ ባዕዲ ዝቐበሮ ከጥፋኒ ሱረይ ደም ናየቦይ ሰትዩ ባጃ ዝሓርደለይ አካላተይ ሸይጡ ጋህሲ ዝፍሕረለይ ሬሳይ ተበቲኑ ዓለም ክነብዓለይ። ዓንቲሩ ገቢሉ ብደም ንጹሃት መንቕብ ዘይብሎም ደቀባት ንሞት ዝፈረዶም ለውሃት ከይፈለጡ ከይዶም ናይ ኮብራ ተንኮላት። ተመን ከንሱ ዕንቅርቢት ፍሽኽ እንዳ በለ ከም ለዋህ ርግቢት ልቢ ህዝቢ ሒዙ ዝአተ አብ መንጠቢት ሃገር ዘታለለ መንደላይ አራዊት። ህዝብና አይጎርሐን ንሰላም

READ MORE

ኣብ ሃገረ ንግስነት ሱዑዲ ዓረብ ንርከብ መንእሰያት ኤርትራውያን፣ ንዘይሕጋዊ ስርዓት ኤርትራ ንምውዳቕ ኣብ ዝካየድ ቓልሲ ከም ኩሉ ስደተኛን ከም ኩሉ ደላይ ፍትሒ እጃምና ከነበርክት ጸኒሕና። ስለዚ ቓልስና ንምሕያል ይኹን ኣድማዒ ተራ ክንጻወት ቕኑዕ ውዳቤ ኢልና ንኣምነሉ ንምምስራት ጻዕርታት ክንገብር ጸኒሕና። ናይ ቓልሲ ኣገባብና ዝያዳ ንምምዕባል፣ ሓድሕዳዊ እምነትና ንምዕባይ፣

READ MORE