ተጠሊሙ ሕድሪ ስዉኣትና። ክሳብ መኣስ`ዩ February 23, 2011 10:10 amፖለቲካassenna00 SHARE ክቡር ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ!! ህዝባዊ ማዕበል ዝዓግት ሓይሊ ከምዘየሎ፡ ኤርትራውያን ፡ ብናይ 30 ዓመታት መሪር ብረታዊ ቓልሲ፡ ብከቢድ ክቡር ዋጋ ብሉጻት ዜጋታትና፡ ዝዓነወ ዝተራሰየ ሃብትና፡ ስደት ማሕበራዊ ምዝንባልና፡ በሰልኡ ገና ዘይሓወየ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጉዳትና፡ ድምር ኩሉ ኩቡር ዋጋ ከፊልና ናጽነት ኣረጋጊጽና። Continue reading POST TAGS: ሕድሪመኣስስዉኣትና።ተጠሊሙክሳብዩ
መን’ዩ ንኤርትራን ኤርትራውያንን ዝኸድዐ ? – ብ ግዱስ ኤርትራዊ January 17, 2011 11:54 pmኣብነትassenna01 SHARE ዳኒኤል ገብረኪዳን ናበይ ኣበለ ? Continue reading POST TAGS: መንብንኤርትራንኤርትራዊኤርትራውያንንዝኸድዐዩግዱስ
”ብጻይ ቑጽሪ ኽልተ፤ሞትውን ክውሕዶ’ዩ…….” ኣኽባር ሕጊ December 13, 2010 10:27 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሚልክያስ ምሕረትኣብ ዮውሃንስ መጋባእያ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኩነታት ገበንን ምጽናት ዓሌት ደቅ ሰባትን፤ግቡእ ስርሑ ዝጅምረሉ ንግሆ ከባቢ ሰዓት 9 እኩዋ እንተኾነ፡ ዕዱማትን ዘይዕዱማትን፤ስድራቤታት ግዳያትን ህልቂትን ፋሽስታዊ መንግስቲ፤ Continue reading POST TAGS: ሕጊቑጽሪብጻይኣኽባርክውሕዶኽልተ፤ሞትውንዩ
ሃገራት ናይ ኤርትራ ኤምባሲታተን ይዓጽዋ/ኤሮጳዊ ሕብረት 122 ሚልዮን ናብ ህዝቢ ዝቐንዐ’ዩ ይብል/ኣትለታት ኤርትራ ካብ ጆርዳን ነርወይ ሰጊሮም ዑቕባ ይሓቱ April 20, 2009 1:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብሰንኪ ‘ቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኽተሎ ዘሎ ተጻባኢ ስጉምትታን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን፡ ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ኣምባሳደራት ኤምባሲታት ከፊተን ክዓያ ዝጸንሓ ሃገራት ኤምባሲታተን ክዓጽዋ፡ ገሊአን ናብ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈት ጥራይ ክሓጽሮኦ፡ ገለ ድማ ብተንቀሳቓስቲ ኣምባሳደር ቆንስላዊ ቤት-ጽሕፈተን ከስርሓ መደብ ሒዘን ከም ዘለዋ ንዲፕሎማስያዊ ምንቅስቓሳት ናይቲ ከባቢ ቅርበት ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 122ሃገራትህዝቢሕብረትሚልዮንሰጊሮምነርወይናብናይኤምባሲታተንኤርትራካብዑቕባዝቐንዐዩይሓቱይብል/ኣትለታትይዓጽዋ/ኤሮጳዊጆርዳን
ገንዘብ’ ዩ ሕማምኩም ! March 11, 2009 10:48 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝብና ብሰንሰለታውያን ገዛእቲ ንኣማእት ዓመታት ክሳቐ ከም ዝጸንሐ ንኹላትና ርዱእ ይመስለኒ። ዝያዳ ከፊኡዎ ዘሎ ናይዚ ሕጂ ኣብ ስልጣን ተዀዲጩ ዘሎ ውልቀመላኺ ስርዓት ስለ ዝኾነ ግን: ብዛዕባኡ ብዙሕ ኣይክዛረብን’ የ። በሉ ብቐጥታ ናብቲ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ምስ ሓደ ኣቦ ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ሃገርና ዘገበርናዮ ዕላል ከካፍለኩም ጽን በሉ። እቶም ኣቦ፡ ወዶም ካብ ወጻኢ ዝሰደደሎም መድሃኒት ከምጽኡ ’ዮም ነስመራ መጺኦም። እቲ ዘምጻሎም ሰብ ብጉዳይ ዶላር ስለ ዝተኣስረ ግን ካብ ዓዲኣቤቶ ብዋሕስ ክሳብ ዝወጽእ ከም ጋሻይ ኣብ ገዛይ ቀንዮም። ንቐጽል ናብቲ ዕላል። Continue reading POST TAGS: ሕማምኩምዩገንዘብ’
ክወግሕ’ዩ! May 9, 2007 11:57 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ክወግሕ'ዩ ቀደድ ክብል ሓቂክዅላዕ ከም ወርቂክንርእየሉ ዕንቍ። ኣንታ ክወግሕ 'ዩ! Continue reading POST TAGS: ክወግሕዩ