ዳኒኤል ገብረኪዳን ናበይ ኣበለ ?
ዳኒኤል ገብረኪዳን ናበይ ኣበለ ?
ክቡር ኣንባቢ በዚ ኣርእስቲ እዚ ገይረ ብዙሕ ንኡስ ኣርእስቲ ክጽሕፍ ስለ ዝኾንኩ ንጽሑፈይ ብጽሞና ክትከታተሉ ይላቦ ::
ክቡር ኣንባቢ በዚ ኣርእስቲ እዚ ገይረ ብዙሕ ንኡስ ኣርእስቲ ክጽሕፍ ስለ ዝኾንኩ ንጽሑፈይ ብጽሞና ክትከታተሉ ይላቦ ::
ኣብ ነዘርላንድ ዝርከብ በርጌሳዊ ማሕበር ንጉዳያት ምስናይ ጭብንጥታቶም ብምትእስሳር ኣስዒብና ምስ ምሉእ ስእሎምን መንነቶምን ኣሰኒና “እዞም ሰባት መን ኢዮም?’’ ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዓምዲ ጽሑፍና መቕድም ሂብና ደቂቕ ዝርዝር ኩነታቶም ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ከኣ ናብ ነባሪ ተቐማጢ ሆላንድ ከነቕርብ እንከለና እቲ ናብ መንግስቲ ሆላንድን ትካላቱ ዝኾኑ ፖሊስን ጸጥታን ትካል ኣታዊ ውሽጢ ሃገር “ብላስቲን ደኒስትን” ብቐንዱ ኸኣ ናብ ክፍሊ ኢመግረሽን IND ዝቐንዐ ፍልይ ዝበለ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ኣቕሪብና
ንስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ ከም ወኪል ሓደ ዓሌት ወይ ኣውራጃ ወይ ሃይሞኖት ገይርካ ክትውስኖ ምፍታን፡ ንስርዓት ህ.ግ.ድ.ፍ በደሉ ምሕባእ፡ ንሕዝቢ ኤርትራ ድማ ሕሰሙ ምቕባር ኢዩ ዘስምዕ።
ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ባዕዳዊ መግዛእቲ ስደት ካብ ዝጅምር ፍርቂ ዘመን ሓሊፉ ኣሎ። እቲ ነቦሓጎታትና ዝቐዘፈ ወፍሪ ትሩቡሊ ኣብ ጸብጻብ እንተ ኣእቲናዮ ድማ ዳርጋ ናብ ሓደ ዘመን ይጽጋዕ። ስደት መሪር ምዃኑ ንማንም ሰብ ብሩህ ስለ ዝኾነ ብዛዕባኡ ብዙሕ እንተ ተዛረብኩ መደረ’ዩ ክኸውን። ስለዚ፣ ብቐጥታ ናብቲ ዘገድሰኒ ጉዳይ ክኣቱ’የ።
ሚኒስተር ሚኒስትሪ ፍትሒ ፎዝያ ሃሽም፡ ከም ቆጸራኣ ናብ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን ኢያ ተመርቂፋ፡፡ ካብ’ቲ ልምድ ኣካይዳኣ ብዝተፈለየ መንገዲ ነታ ሒዛታ ዝነበረት መኪና ባዕላ ኢያ ተሽከርኪራ ነይራ። እቲ ካብ ጎና ዘይፍለ መራሕ መኪናኣ ንሎሚ ምስኣ ኣይነበረን።

እዚ ሕጂ ዝስዕብ ጹሑፍ፡ ብቐጥታ መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ ተኸታታሊ ጽሑፍ ‘ኳ እንተዘይኮነ ከም ሳዕቤን ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ክውንነት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ናይ ዝተኸስቱ ሓደሽቲ ምዕባሌታትን ንዝተፈጥሩ ተቛውሞታት ኣንጻር ምጕሓፍ መርዛም ሓተላን ከትሪ ሽፍትነት ባሕርን ኣብ ውሽጢ ሰበ ስልጣን አርትራ ዝተወልዐ ሓዲሽ ፖለቲካዊ ቁርቁስን ምዕባሌታቱን ከተኩር ምዃኑ ከዘኻኽር ይፈቱ፡፡

ኣልማዝ፡ (ምዕጉርታ ብንብዓት ጠልቅዩ፡ ንዘረባ ‘ውን ሓይሊ ስኢና)፡ ‘ ይኣክል በጃኻ ኤፍሬም ሓወይ! (ትብል ብድኹም ድምጺ)
ኤፍሬም፡ ናተይስ ድኻ መውጋእቲ እያ፡ ታሪኽ የብላን። ድሕሪ ኩነታት እንዳ ቐረምና ከለና እንዳኣላ ሓንቲ ኣብ ኣፍ ሞት ዝነበረት ዘማች መንሺራ ገዲፋትኒ፡
ኤፍሬም፡ (ንበይኑ የስተንትን) ብናይ ገዛእ-ነብሰይ ንእስነትን ከርተትን ደንጊጸ ኣይፈልጥን ‘የ ‘ሞ፡ ነዞም ዕሸላት እዚኣቶምስ ‘ባ እዛ መሬት ልቢ የዕብያ ንናጽነት ዓቝራቶም ትህሉ! ኣብ ክንዲ ዶክተር፡ መምህር ሲ፡ ካን ክሳብ ሕጂ “ተጋዳላይ” ጥራይ ኮይኑ ‘ቲ ሞያ።
“ እዞም ንኣእሙሮ ንእስነተይ ሓቅን ቅንዕናን፡ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዘዕጠቑዎ ብጾት፡ ከመይ ኢሎም ዝናርካ ፍታሕ ይብሉኒ ኣለዉ? ኣነ ክውዛዕ፡ ክጋደል፡ ኣብ ልዕሊ መሬት ይኹን ትሕቲ መሬት ብጻይ ተጋዳላይ ኮይነ ቅያ ክሰርሕ ‘ምበር፡ ከመይ ኢለ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዛንታ ተጋዳላይ ከድንቕ እነብር…! መልክዐይ መስዋእቲ፡ መስትያተይ ታሪኽ እዩ። ጽባቐይ ከኣ ካልኦት ‘ምበር ኣነ ክርእዮ ህርፋን የብለይን!”
መን ኣመገልጋሊ መን መውደልደሊ? (መኸተ ለንደን)
ኤፍሬም፡ (ሃንደበት ስምብድ ኢሉ ሰገጥ ይብል። ክልቲኡ ኣእዳዉ ንድሕሪት ናብኣቶም ዘርጊሑ) እስከ፡ እስከ ኩሎኹም በጥ በሉ (ኢሉ የብሩኽ።) እዚኣ ደኣ ባንዴራ ኢትዮጵያ እንድያ! (ፍርሕን ስምባደን ሕርቃንን ተሓዋዊሱዎ) እቲ ኣብ ኩሎም ተዋህሊሉ ዝጸንሀ ተስፋ ብኡ ንብኡ ክበንን ይረአ።
ኣሕመድ፡ ሕጂ ሞ ናበይ ‘ዩ ክምለስ ኤፍሬም፡ ብቕድሚት ምድረበዳ ብድሕሪት ምድረበዳ
ወዲ መሓመድ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ተሓቢኦምሉ ዘለዉ ከውሒ ኮይኑ፡ ሃንደበት ስምብድ ኢሉ፡ “ እስከ እስከ ወዲ ሕድሩ ጢን በል ደረባ ይሰሚዐይ” ብየማናይ ኢዱ ንወዲ ሕድሩ እናተንከፈ በቲ ሓደ ጉምቦ ኢዱ ኣእዛኑ ደጊፉ ዝያዳ ንኽሰምዕ ጽን ይብል።
ጉሒላነት ኣብ ስልጣን ዘሎ መንግስትና ብቐጥታ ጥራይ ኣይኮነን ንህዝብና ኣረኻኺቡሉ። እቲ ዕንደራ ኣመና ሓሊፉስ ንህዝብና ዕላማ ርእሰሓያል ጌርካ ኣብ ሰብኣዊ ቅልውላው ምእታው ድማ ይመስል እዚ ናይ ሕጂ ስትራቴጂ።
ርግኣት፡- ስማዕ ስከ ኣንታ ኣለም ንዓይ ኳ ጉዳይ በዓል ኤፍሬም ጽውጽዋይ ኢዩ ኮይኑኒ ብሓቂ ከዲዖም ማለት ዲዩ?
ኤፍሬም፡
ክዳውንተይ ከሪጺት ፊኖ
መዓስከረይ መሬት ልማኖ፡
ኣነ ብጸሓይ ነብሰይ መጊጉ፡
መተዓብይተይ ይረጋረጉ
ቶኽሲ ሰሚዐ ከሊኡኒ ድቃስ
ዕርዲ ጀጋኑ ናይ ሜዳ ንፋስ
ምስ መን ኮን ኣላ ‘ታ ካላሽነይ
ክንዲ ዝዓትራ ተኣሲረ ኢደይ፡…….
ንገለ ዘይናቱ እንክምጥዎ፡
ንገለ እታ ዘላቶ ይምንጥሎ፡
መንዩ እንተበሉኹም መን ትብለዎ፡
ሚርያም፡ ኣየ ገባር፡ ናጽነት ኮ ናይ መግዛእቲ መወዳእታ ምበር ናይ ቃልሲ መወዳእታ ኣይኮነትን። ከምዚ ሕጂ ናጽነት ዝናር ዝዓጠቑ ተጋደልቲ ዘድልዩዋ፡ ሽዑ ኸኣ፡ ምበር ምእንቲ ምዕባለ ኣእምሮኦም ፈልጠት ዝዓጠቐ ሃነጽቲ ከድልዩዋ ኢዮም ‘ዛ ሃገር።
ኤፍሬም፡- ደሓን ግን ፊተ-ዓይነይ፡ ካብዛ ማእሰርቲ ጥራይ ንፈታሕ እምበር፡ ግርም ምኽሪ መኪረ ኣለኹ። ወዲ መሓመድ ኢደይ እንተኣሰረ ኣእምሮይ ኣይተኣሰረን።
ምራቕ ንእስነተይ ዝሰተኺ ጎርዞ
መን ኣጋግዩኪ ልቢ ከይኣዘዞ
ግደይስ ሂበኪ ግዴኺ ተሪፉ
ጣዕሳ የብለይን እንቋዕ ኣይበደልኩ
ኣልማዝ፡- መሰለ፡ ልብኻ ዝደልዮ ካልእ ኣፍካ ዝብሎ ካልእ፡ እንታይ ገደሰካ ብልብኻ እናፈተኻ ብኣፍካ ትጸልእ ወደይ፡ ኣብታ ናይ ጸልማት ጉጅምጅም ስ ባ ኸኣ ንስኻ ትገድድ። መኪና ሻዕቢያ! ።
ብሓቂ ዕድለኛያ ኤርትራ ክበሃል ይከኣል፣ ሕፉራት ሰባት ንዕኦም ኮሪዕም ንዓዶም ዘኹርዑ ደቂ ከተፍሪ ብምኽኣላ። ሰብ ወዲ ሰብ ዘኹርዖ እንታይ እንተ ኢልና፣ ብዙሕ ክበሃል ይከኣል ኢዩ። ብዓቢኡ ግን ብወገን
ኤፍሬም ፡ ኣብ ጥራዝ ዘይኮነ፡ ኣብ ሜዳ “ብጾት ተጋደልቲ” ክንከውን ንደሊ ‘ለና። ንሕና ኢና ብጾት ተጋደልቲ! (ይብል ብነድርን ዓውታን)
መበል 15 ትርኢት
ኤፍሬም፡- “እምባእ! እዚ ኮ ርኡይ ኣንጻርነት ኢዩ” (ናብ መታርፍቱ ኣሕመድ ቁሊሕ ኢሉ) ዓይኒ ንዓይኒ ኣድልዎ ! ኣሕ! (ነቲ ኩነታት ፍጹም ምእማን ይስእኖ፡ ሕርቃን ኣብ ገጹ እናተነበ ይፍክር፡ ኣስናኑ ይሕርቅም።) ደሓን ክንረአአ ኢና ናይ ኣንጻርነት ሲ (ርእሱ ይንቕንቕ።)
መነን፡- ልብኺ ፍርቀ-ፍርቂ ኮይኑ ደኣ ኣየስተብሃልክን ምበር ዘይኩልና ካብ ሓደ ተኽሊ ኢና ሰሊዕናዮ። ውልዶ ዘይትሰልዒ ዝነበርኪ፡ እንኪ’ስኪ ካብዚ ናተይ፡ (ሰው ተብለላ)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና።….. (ሰናይ ንባብ)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)
7ይ ትርኢት፡ (ተዘክሮኣዊ ትርኢት/ ፍላሽ ባክ) ጉዕዞ ምዝላቕ (1978)

..ኤረየ ንዒ’ንዶ ተሎ ኤሬየ ኩሕሎ፡ ኤሬየ ንዒ’ንዶ ተሎ ኤሬና ቦኽሪ ገዛና…” ሰናይ ንባብ
ኪዳን ምስ መን? – ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።