ነቲ ጸሊም ደበና መን ይቐንጥጦ? – 1ይ ክፋል (ውሕሉል ፈዳይ ንጉስ)
እዚ ሕጂ ዝስዕብ ጹሑፍ፡ ብቐጥታ መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ ተኸታታሊ ጽሑፍ ‘ኳ እንተዘይኮነ ከም ሳዕቤን ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ክውንነት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ናይ ዝተኸስቱ ሓደሽቲ ምዕባሌታትን ንዝተፈጥሩ ተቛውሞታት ኣንጻር ምጕሓፍ መርዛም ሓተላን ከትሪ ሽፍትነት ባሕርን ኣብ ውሽጢ ሰበ ስልጣን አርትራ ዝተወልዐ ሓዲሽ ፖለቲካዊ ቁርቁስን ምዕባሌታቱን ከተኩር ምዃኑ ከዘኻኽር ይፈቱ፡፡