ኣገዳሲ ጻውዒት ኣኼባ ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ምእንቲ ናይ ሕልና ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ድርብ ጃምላዊ ሓደጋ ጥፍኣት April 12, 2011 1:37 amMessageassenna00 SHARE 11 ሚያዝያ፡2011 ኣገዳሲ ጻውዒት ኣኼባ ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ምእንቲ ናይ ሕልና ዝኽሪ ኤርትራውያን ግዳያት ድርብ ጃምላዊ ሓደጋ ጥፍኣት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ!!! Continue reading POST TAGS: ሓደጋሕልናምእንቲናይንኹሉኣኼባኣገዳሲኤርትራዊ፡ኤርትራውያንዝኽሪድርብጃምላዊግዳያትጥፍኣትጻውዒት
ስርዓት ህግደፍ፡ ከም መቐጸልታ ናይ ጥፍኣት ኣዋጁ ኣብ ሓማሴን ንብምሉኡ ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ዘሎ ማይ-ክዖ ሰብ ይኹን ጥሪት ከም ዘይሰፍሮ ገይሩ። January 15, 2011 10:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት ህዝቢ ኣብዚ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ መሰክሕ ግፍዕታት ስርዓት ኢሰያስ ተጸሚዱሉ ዘሎ ግዜ፣ እቲ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ብሕርሻን መጓሰን ዝነብር ህዝቢ ንጥፍኣቱ ዝሃቀነ ሓድሽ መርድእ ካብ መንግስቲ ህግደፍ ተነጊሩዎ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡ሓማሴንመቐጸልታማይምብራቓዊሰብስርዓትናይንብምሉኡኣብኣዋጁከምክዖዘሎዘይሰፍሮይኹንገማግምገይሩ።ጥሪትጥፍኣት
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ዝነበሩ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ድሒኖም ከምዘለዉ ገና ምርግጋጽ ዘድልዮ ኣፈናዊ ሓበሬታ የረድእ። October 6, 2009 11:27 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዕዞ ዝቐነየት ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ኣህጉራዊ መስመር ምስ በጽሐት ነዳዲ ወዲኣ ጠጠው ኢላ ከምዘላ ‘ሞ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ከምዝነበሩ ተሳፈርታ ተደጋጋሚ ናይ ረዲኤት ጻውዒት ይገብሩ ከምዘለዉ ብመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ነጊርናሎም ዝነበርና ግዳያት፡ ድሒኖም ከምዘለዉ ትማሊ ምሸት ዝረኸብናዮ ገና ምርግጋጽ ዘድልዮ ኣፈናዊ ሓበሬታ የረድእ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታሓደጋማእከላይምርግጋጽስደተኛታትባሕሪናይኣብኣፈናዊኤርትራውያንከምዘለዉዘድልዮዝነበሩ፡የረድእ።ድሒኖምገናጥፍኣት
ኣብ ማእከል ባሕሪ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ተንጠልጢሎም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ረዲኤትን ድሕነትን ህጹጽ ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ። ርድኡ ! October 6, 2009 6:50 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓንቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ዝተበገሰት፡ ዝነቐለትሉ ዕለት ዘይተፈልጠ ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ኣህጉራዊ መስመር ምስ በጽሐት ነዳዲ ወዲኣ ጠጠው ኢላ ከምዘላ ‘ሞ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ከምዝርከቡ ተሳፈርታ ተደጋጋሚ ናይ ረዲኤት ጻውዒት ይገብሩ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ህጹጽሓደጋማእከልረዲኤትንርድኡስደተኛታትባሕሪተንጠልጢሎምናይኣለዉ።ኣብኤርትራውያንዝርከቡይገብሩድሕነትንጥፍኣትጻውዒት
ሞሳ ዓወት ኩርዓት፡ ዕዳ ውድቀት ጥፍኣት October 21, 2007 3:32 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ‘ክምብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን’ ዝብል ምስላ ኣሎ። ሕጂ ግን እቲ ነገር ድሮ ተኻዕዩ ስለዘሎ ምዕራዩ ቐሊል ኣይኮነን። ከበደ ፈኾሰ እቲ ዕማም ብዘይካኻ ዋና ስለዘይብሉ ግን ኣብ ሑጻ ከይተሰትየ ኸሎ ዝርካቡ ክትሓፍስ ልቦናኻ ሓዊስካ ኢደይ ኢድካ በል። Continue reading POST TAGS: ሞሳኩርዓት፡ውድቀትዓወትዕዳጥፍኣት