መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። February 10, 2011 6:41 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ27 ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣሰና ‘ውን ነቲ ኩነታት ኣረጋጊጻቶ ኣላ። Continue reading POST TAGS: ‘ፕረዚደንት’ህግደፍሎሚሓቢሮም።መወዳእታምስምንጭታትስርዓትቐጠርናብኢሳይያስኣስመራኣብኣፈወርቂ፡ከምዘይተመልሰከደካብክሳብወርሒጥሪ
ኣብ መልበርን፡ ኣውስትራልያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ሎሚ 8 ጥሪ ጸረ-ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። (ንምሉእ ትሕዝቶ ብ ድምጺ ኣሰና ብቐጥታ ዝተዳለወ ጸብጻብ ተኸታተሉ።) January 9, 2011 2:55 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመከራን ስቓይን ህዝቦም ዝግደሱ፡ ኣብ መልበርን፡ ኣውስትራልያ ዝርከቡ ውፉያት ኤርትራውያን፡ ሎሚ 8 ጥሪ ጸረ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍ፡ሎሚመልበርን፡ሰላማዊሰልፊብቐጥታተኸታተሉ።ትሕዝቶናይንምሉእኣሰናኣካይዶም።ኣውስትራልያኤርትራውያንዕዉትዝርከቡዝተዳለወድምጺጥሪጸብጻብ
ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ንቀዳም ጥሪ 8, 2011 ጕስጓሱ ናብ (3) ከተማታት ክቕጽል’ዩ January 6, 2011 11:53 pmMessageassenna00 SHARE ኮምሽን ንዝተዋህቦ ናይ ጊዜ ሕጽረትን ሰሌዳን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብዕቱብ ስርሑ እናሰላሰለ፡ እንሆ ኣብ ሰላሳ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ዑደታት፡ 30 ህዝባዊ ሽማግለታት ብምቛም ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: 2011ሰሜንናብንቀዳምኣሜሪካከተማታትክቕጽል’ዩኮምሽንጕስጓሱጥሪ
ድምጺ-መሰልና-ደሊና ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ፈነዋኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር እያ። December 29, 2008 11:34 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ መሰልና-ደሊና ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝገበሩላ ናይ ገንዘብ ወፈያ፡ ካብ ሓደ ጥሪ 2009 ኣትሒዛ ብ 9610 kHz 31 ሜተር ባንድ ፈነወኣ ናብ ኤርትራ ዳግማይ ክትጅምር ምዃና ኣፍሊጣ። Continue reading POST TAGS: 2009ሓደመሰልናናብኣትሒዛኤርትራእያ።ካብክትጅምርደሊናዳግማይድምጺጥሪፈነዋኣ
ቅልዕቲ መዘክር ንተካፈልቲ ኣኼባ መራሕቲ ውድባት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ጥሪ 15, 2008 January 11, 2008 10:52 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ዝኸበርኩም መራሕቲ ዉድባት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ተካፈልቲ ኣኼባ ጥሪ 15, 2008፡ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፡፡ ከም’ዉን ነዚ ኣጋጣሚ’ዚ ብምጥቃም እንቋዕ ናብ 2008 ዓ.ም.ፈ. ንክትሰጋገሩ ኣብቕዓኩም ንብል፡ ዓመት ሰላምን ፍቅርን፡ ዓመት ራህዋን ፍትሕን ክዀነልና ዘሎና ሰናይ ትምኒት ድማ ንገልጽ። Continue reading POST TAGS: 2008መራሕቲመዘክርቅልዕቲንተካፈልቲኣኼባኤርትራዊኪዳንውድባትዲሞክራሳዊጥሪ