12 ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ከምዝኣተዉ ኣብ ዝተዘናበሉ ኤርትራውያን ዝግደስ ኤርትራዊ ማሕበር ሓቢሩ። September 13, 2010 12:54 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም 3 ደቅንስትዮ ዝርከባኦም 12 ኤርትራውያን ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ ‘ዮም ብ 3 መስከረም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም 7 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ከምዝነበሩ ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።ማሕበርማእሰርቲስደተኛታትኣበባኣብኣብያተኣዲስኤርትራዊኤርትራውያንከምዝኣተዉክሳቐዩዝተዘናበሉዝግደስዝጸንሑ
ኣገዳሲ ሓበሬታ ንዅሉ ብህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ May 12, 2010 6:01 pmMessageassenna00 SHARE ብላዕለዎት መሪሕነት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ Continue reading POST TAGS: ሃገሩንሓበሬታብህዝቡንንዅሉኣገዳሲኤርትራዊዜጋዝግደስ
አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ ንኹሉ ብህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ April 11, 2010 7:38 amMessageassenna00 SHARE ንቐዳም ዕለት 17 ሚያዝያ 2010 አብ ከተማ ሮተርዳም ሆላንድ ህዝባዊ አኼባ ብአባላት ኪዳንን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንዘተ ህልው ኩነታት ሀገርና መሰረት ብምግባር አዳሊና ስለዘለና ኩሉ ኤርትራዊ/ት አብ ዝተባህለ ዕለትን ሰዓትን ምሳና ሐቢሩ ብጉዳይ ሀገሩ ክዝቲ ብኽብሪ ነዕድም አለና Continue reading POST TAGS: ህዝባዊሆላንድሐበሬታብህዝቢንኹሉአብአኼባአገዳሲኤርትራኤርትራዊዝግደስ