መበል 19 መዓልቲ ናትጽነት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተባዒሉ June 11, 2010 11:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብዕለት 22 ጉንቦት መበል 19 መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተባዒሉ። እዛ ፍልይቲ ዕለት ኣብ ኣባላት ማሕበረሰብ ከለንን ከባቢኣን ዘለዋ ፍሉይ ሚዛን ካብቲ ዘአርእይዎ ናይ ብሃንቀውታ ምጽብባይ፡ ምሽብሻብ ኣብ ምድላዋት፡ ኣብ ገጽ ነፍሲ ወከፍ ኣባል ዝርኤ ናይ ፍሽኽታን ባህታን ሓጎስን ፡ ዘለዎ ፍቕሪ ኣብዛ ህያው ዕለት ብቀሊሉ ይንበብ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: መበልመዓልቲብኽብተባዒሉናትጽነትኣብኤርትራከለንከተማዝበለድምቀት
ደድሕሪ ”ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ!” ዝበለ ኣድጊ ህላ April 16, 2010 7:25 amፖለቲካassenna00 SHARE ንዕለት 13 ሚያዝያ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፣ ኖርወይ ሰዓት 3:00 ድ.ቀ. ብኤርትራውያን ዝካየድ፣ ንእገዳ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ገለ መራሕቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኹንን፣ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ምዃኑ፣ ኣብ መርበባት ኣንቢበ ነይረ:: ኣብዚ ዝተጠቅሰ ዕለትን ሰዓትን ድማ ነቲ ክዓዮ ንዝነበረኒ ናይ ውልቂ ስርሐይ ንግዝዪኡ ኣወንዚፈ፣ ነቲ ሰልፊ ክዕዘቦ ተንቀሳቀስኩ:: ውልቀ ዋኒነይ ገዲፈ፣ ሰላማዊ ሰልፊ ንኽከታተል ዝገደዱኒ ክልተ ውሽጣውያን ድርኺታት ነይሮምኒ:: Continue reading POST TAGS: ””ድሕረይህላሳዕሪኣይትብቆላኣድጊዝበለደድሕሪ
መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ከተማ ከለን ብኽብ ዝበለ ድምቀት ተዘኪሩ። June 22, 2009 5:01 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፍሉያት ዜማታት ንኽብሪ መስዋእቲ ጀጋኑ ዘሞግሱን ሕድሮም አብ ሽቱኡ ንምብጻሕ ፍናን ዝህቡን ዘበራትዑን ደርፍታት ተሰሚዑ፡ አቦ መነብር ሲቪካውያን ማሕበራት ኤርትራ አብ ጀርመን አቶ ተስፉ ብወገኑ፡ ነዚ ሰፍ ዘይብል ሕድሪ፡ እጃምና ከነሐይል ተላቢዩ፡፡ ብድሕሪኡ ትርጉም መስዋእትን፡ ህሉዊ ተበግሶታት ንምትግባር ሕድሪ ጀጋኑ ብስፍሕ ዝብለ ካብ አባላትት ቀሪቡ። Continue reading POST TAGS: መዓልቲሰማእታትብኽብተዘኪሩ።ኣብኤርትራከለንከተማዝበለድምቀት
ተቐማጦ ከተማ ኮቨንትሪ ዓዲ እንግሊዝ ን መበል 18 ዓመት በዓል ናጽነት ብክብ ዝበለ ድምቕት ከምዝጸንበሉዎ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። June 15, 2009 12:49 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE አብቲ ብዓል መብዛሕትኦም ካብታ መዳሕንቶም ዝተቐብረትላ ሃገሮም ኤርትራ ህዝቦምን ገዲፎም ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ዝተሰደዱ መንእሰያት ተረኺቦም ነጺ ጽምብል ብባህላዊን ዘመናዊን ደርፊታት ሓባራዊ ናይ ድራር ግብጃን ግብጃን ከምዝጸንበሉዎ ተሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መበልበዓልብክብቦታተቐማጦናጽነትንኣፍሊጡ።እንግሊዝከምዝጸንበሉዎከተማካብቲኮቨንትሪዓመትዓዲዜናዝበለዝበጽሓናድምቕት
ክብ ዝበለ ምስጋና ንዶክተር ዘይነብ ብርሃኑ October 25, 2008 6:58 pmፖለቲካassenna00 SHARE ልዕሊ ኩሉ ብመጀመርያ ነቲ ዕቱብ ግብራዊ መልስኺ ካብ መዓሙቕ ልበይ ዝነቐለ ምስጋና ተቐበሊ። ማሕሙድ ሸሪፎ ጥራይ ዘይኮነስ ኣነ’ውን ከም ገዲም ተጋዳላይ ሓወቦኺ ኢየ። ስለዚ ካብቲ መልስኺ ብዙሕ ተማሂረ። ካልኦት ኣንበብቲ እውን ተማሂሮም ኣለዉ። ንስለ ናእዳን ምስጋናን ዘይኮነስ፣ ዝኣምነሉን ኣረጋጊጸ ዝህቦን መልሲ ከም ዝኾነ ከረጋግጸልኪ እፈቱ። ቀጺለ እውን ንትምህርቲ ክኾነና ገለ ካብ ተመክክሮታተይ ከንብር እፈቱ። Continue reading POST TAGS: ምስጋናብርሃኑንዶክተርክብዘይነብዝበለ