ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን ፡ ንዋዕላን ኣንፈቱን ዝምልከት ናይ ህዝቢ ኣኼባ፡ April 10, 2011 9:20 amMessageassenna00 SHARE ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዳርጋ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪክ ማሕበራት ውልቀ ዜጋታትን ዝተሳተፍዎ፣ሰፊሕ ዋዕላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ከምዝነበረ ኩሉ ዝዝክሮ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ፡ህዝቢሚላኖንናይንኩሎምንዋዕላንኣብኣንፈቱንኣኼባ፡ኤርትራውያንከባቢኣንዕድመዝምልከት
ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ – ብ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ November 2, 2010 4:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብፈጻሚት ሽማግለ ሰ.ደ.ህ.ኤ ዝተወስደ ናይ “ኤ.ህ.ም” ምስጓግ ስጉምቲ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብ መስከረምነት ኣብ ዓንሰባ ኮምን ኣብ ሓርነት ኦርግን ተዘርጊሑ ኣንቢብና።ትሕዝቶ ውሳኔን ባህሪ ናይቲ ዝወሰኖ ኣካልን ንግንዛበ ኣንባቢ ንገድፎ። Continue reading POST TAGS: “ኤህመግለጺም”ምስጓግሰስጉምቲሽማግለብፈጻሚትናይኤዝምልከትዝተወስደደጋዜጣዊ
ኣገዳሲ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ዝምልከት ሓበሬታ ንኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ (ኣባል መ. ፈ/ሽ ሰ.ደ.ህ.ኤ) September 2, 2010 11:39 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብቀዳምነት ክቡር ኣቶ ኢሳያስ ኣስፍሃ ብወገን ጥዕናኻ ጽቡቕ ክትህሉን ኣብ መነባብሮኻን ኣብ እተካይዶ ዘይሕለል ህዝባዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልካ። Continue reading POST TAGS: ህሓበሬታሕጋዊመሰንኣቶኢሳያስኣሰራርሓኣስፍሃኣባልኣገዳሲኤዝምልከትደፈ/ሽ