ኣማን ብኣማን ሕብሪ ዘይብሉ ሰብ – ብኢሳያስ ኣስፍሃ January 27, 2011 10:12 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ፈታውየይ ስልኪ ደዊሉ ኣብታ ንህግደፍን ኮራኹሮምን ጥራሕ እተተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ብዛዕባይ ብሓደ <ዶክቶር> ጸጋዝኣብ ገብረጊዮርጊስ ዝተባህለ ግለ-ሰብ ብቋንቋ እንግሊዘኛ ኣብ ዘስፈሮ ጽሑፉ ከምዝጠቐሰኒ ምስ ሓበረኒ ነቲ ጽሑፉ ብጽሞና ኣምቢበዮ ናይ ብሓቂ ክኣ ገሪሙኒ፣፣ Continue reading POST TAGS: ሕብሪሰብብኢሳያስብኣማንኣማንኣስፍሃዘይብሉ
ካብ ንህቢ ዘይብሉ ቆፎ ማዓር ክበልዑ ዝብርብሩ January 22, 2011 12:18 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ካብ ንህቢ ዘይብሉ ቆፎ ማዓር ክበልዑ ዝብርብሩ ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ Continue reading POST TAGS: ማዓርቆፎንህቢካብክበልዑዘይብሉዝብርብሩ
ራኢ ዘይብሉ መሪሕነት February 3, 2010 7:33 amፖለቲካassenna00 SHARE አብዚ ዝሓለፈ ቅንያት፡ድሕሪ’ቲ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕ/ሃ፡አብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሐድሽ ዓመት፡ ኢሳያስ አፈወርቂ ዝሃቦ ቃለመጠይቅን መደረን: አሰልካይን ራኢን ሐቅነትን ዝጎደሎ፡ ከምኡ’ውን ንእዋናዊ ሕሱም መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ፈጺሙ ዘየንጽባርቅ ኮይኑ ረኪበዮ። Continue reading POST TAGS: መሪሕነትራኢዘይብሉ
ህድግለነ ዘይብሉ ሰይጣናዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ሃገር ከይነቐለ ካብ ሱሩ ክንቀል ኣለዎ March 18, 2009 12:27 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዜና ኣሰና ከምዝተኸታተልኩሞ፡ እቲ ህድግለነ ዘይብሉ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ “ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ” ብምባል ኣንጻር ኤርትራን ህዝባን ድግዲጊቱ ዓጢቑ ተተሓሒዙዎ ዘሎ እከይ ተግባር፡ ን 22 ገዳማትን ኣብያተ ክርስትያንን ኦርቶዶክስ ንብረተን ራስዩን ኣብሪሱን ናብ ቤትማእሰርትን ወተሃደራዊ መዓስከርን ንምቕያር ውዲት ኣሊሙ ‘ሎ። Continue reading POST TAGS: ሃገርህድግለነህግደፍ፡ሰይጣናዊሱሩስርዓትኣለዎከይነቐለካብክንቀልዘይብሉ
መእሰሪ ዘይብሉ ዘረባ ንመእሰሪ ዘይብሉ ሽግር July 20, 2008 3:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትዕዝብቲ ኣብቲ ሎሚ ምሸት “ፕረዚደንት” ምስ ‘ቲቢ-ኤረ’ ዝገበሮ ቃለ-መጠየቕ Continue reading POST TAGS: መእሰሪሽግርንመእሰሪዘረባዘይብሉ
ሹም ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሽም ዘይብሉ መራሒ January 11, 2008 1:53 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንፖለቲካዊ ስልጣን ከም ናይ ህይወት ግድነት (necessity) ዝርኢ ‘መራሒ’፡ ድምጺ ናይቲ ክመርሖ ዝሕልን ህዝቢ ምስማዕ ክኣቢ፡ ንሕቶታት ህዝቢ ምምላስ ክስእን ኸሎ፡ ንህዝቢ ጥፍኣት ንነብሱ ኸኣ ዕዳ ታሪኽ ከምዝፈረደ የረጋግጽ። ስለዚ ኸኣ ‘ዩ ህዝቢ ኤርትራ ሹም፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ከኣ ሽም ስኢኑ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢ፡መራሒሹምሽምዘይብሉ