ህጹጽ መጸዋዕታን ለበዋ ንግዝያዊት ሃገራዊት ኮምሽንን ፖለቲካያን ውድባትን ማሕበራትን September 28, 2010 10:38 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE እዚ ሒዝናዮ ዘለና መዋእል፡ ኤርትራ ግዳይ ናይ ዝፈሸለ መንግስቲ ኮይና ኣብ ተኣፋፍን ኣሰካፍን ኩነታት ብምህላዋ፡ ተወሃሂድና ብልዙብ ምርድዳእ ሰሚርና፡ ህዝብና ካብቲ ዘንጸላልዎ ዘሎ ሓደጋ ውድቀት ከነድሕኖ፡ ካብን ናብን ክንጓየየሉ ዝግባእና ዘበን’ዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊትህጹጽለበዋመጸዋዕታንማሕበራትንንግዝያዊትኮምሽንንውድባትንፖለቲካያን
ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብዓይነቱ ዝተፈልየ ዕዉት ፈስቲቫል ኣካይዶም። August 24, 2008 2:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ሓርነታዊ ቓልሲ ኤርትራ (ባሕቲ መስከረም) ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ዝወደቡዎ “ፈስቲቫል ሰላም”፡ ንሃገራዊ ናይ ቃልስን ሓርነትን መንፈስ ብዘለዓዕል ፍሉይን ምዕሩግን ኣገባብ ትማሊ 23 ነሓሰ ኣብ ለንደን ብዓወት ተኻይዱ። Continue reading POST TAGS: ማሕበራትንሲቪካውያንብሪጣንያብዓይነቱተቓወምቲኣብኣካይዶም።ውድባትንዓባይዕዉትዝመደበሮምዝተፈልየፈስቲቫል
ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ዓዲ እንግሊዝ ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብድሙቕ ኣገባብ ጸምቢሎማ። May 25, 2008 5:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም፡ 13 ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራትን ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምቕያር ዝኣምኑን ዝቃለሱን ግዱሳት ኤርትራውያንን ን24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ንፈለማ ግዜ ኩሎም ብሓባር ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ብምርኻብ ብፍልይ ዝበለ ድምቀት ጸምቢሎማ። Continue reading POST TAGS: መዓልቲማሕበራትንሲቪካውያንብድሙቕተቓወምቲናጽነትን24ኣገባብኤርትራእንግሊዝውድባትንዓዲግንቦትጸምቢሎማ።
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምምካት ተወሃሂዶም ክሰርሑ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። December 2, 2007 11:44 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሮም ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ውድባት፡ ሲቪካውያን ማሕበራት፡ መደበራት ዜናን ግዱሳት ውልቀሰባትን፡ ሎሚ 2 ሕዳር ኣብ ለንደን ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፡ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምምካትን ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእን ኣብ ሓደ ጽላል ሰሚሮም ዝተወሃሃደ ሓባራዊ ዕማም ከካይዱ ብምሉእ ድምጺ ተሰማሚዖም። ነቲ ብስምረት ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ናይ መኸተ ዕማማቶም እተወሃህድ ሓባራዊ ሽማግለ ‘ውን ኣቝሞም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍማሕበራትንምምካትሲቪካውያንስርዓትብምሉእተሰማሚዖም።ተቓወምቲተወሃሂዶምኣብእንግሊዝክሰርሑውልቀምልካዊውድባትንዓዲዝመደበሮምድምጺ