መብዛሕትኦም ኣብ ከረን ዝዓዩ ዝነበሩ ልዕሊ 20 መማህራን ንሱዳን ክትከዱ ሓሲብኩም ብዝብል ክሲ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። March 3, 2009 11:42 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መብዛሕትኦም ኣብ ከረን ዝዓዩ ዝነበሩ ልዕሊ 20 መማህራን ኣብ ባርካ ሂምቦል ኣብ ዝብሃል ቦታ ሓደ መሰጋገሪ ተመሲሉ ዝተዋስአ መጋበርያ ኣብ ኢድ ህግደፍ ከምዝውዕሉ ድሕሪ ምግባሩ፡ ንሱዳን ክትከዱ ሓሲብኩም ብዝብል ክሲ ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታት ይሕብሩ። Continue reading POST TAGS: ልዕሊሓሲብኩምሓቢሮም።መማህራንመብዛሕትኦምምንጭታትብዝብልተኣሲሮምንሱዳንኣቤቶኣብከምዘለዉከረንክሲክትከዱዓዲዝነበሩዝዓዩ
ናይ ተቓወምቲ መርበብ ሓበሬታ ከፊትኩም ብዝብል ክሲ ስለስተ መንእሰያት ተኣሲሮም፡ ኢንተርነት ካፈታት ‘ውን መጠንቀቕታ ተዋሂቡዎም። December 30, 2008 4:44 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ናይ ሲቭል ክዳን ዝለበሱ ኣባላት ሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ብ26 ታሕሳስ 2008፡ ኣብ ኣስመራ ‘ሆሊዉድ’ ኣብ ዝተባህለት ኢንተርነት ካፈ ተጠቀምቲ ኢንተርነት መሲሎም ብምእታው ናይ ተቓወምቲ መርበብ ሓበሬታ ከፊቶም ንዝረኸቡዎም ሰለስተ መንእሰያት ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ውንሓበሬታመርበብመንእሰያትመጠንቀቕታስለስተብዝብልተቓወምቲተኣሲሮም፡ተዋሂቡዎም።ናይኢንተርነትከፊትኩምካፈታትክሲ
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ው.ሕ. ሃ. ንዕጡቓት ሶማላውያን ኣጽዋር ምቕባል ትቕጽል ኣላ ክብል ዘቕረበሉ ክሲ ነጺጉዎ። July 28, 2007 1:40 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እገዳ ኣጽዋር ብምጥሓስ ጸረ መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ንዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ኣጽዋር ምቕባል ትቕጽል ኣላ ክብል ዘቕረቦ ክሲ ነጺጉዎ። Continue reading POST TAGS: ሃሕመንግስቲምቕባልሶማላውያንትቕጽልነቲነጺጉዎ።ንዕጡቓትኣላኣጽዋርኤርትራክሲክብልውዘቕረበሉ