ዝርዝር ኣስማት ናይቶም ካብ ኢራን ዝተበገሰ ኣጽዋር ናብ ሓማስ ከሰጋግሩ ኣብ ዶብ ሱዳንን ምስርን ብደብዳብ ኣየር ዝተቐትሉ መኮንናት ኤርትራ March 30, 2009 4:58 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝርዝር ኣስማት ናይቶም ካብ ኢራን ዝተበገሰ ኣጽዋር ናብ ሓማስ ከሰጋግሩ ኣብ ዶብ ሱዳንን ምስርን ብደብዳብ ኣየር ዝተቐትሉ ሓደ ኮለኔል ዝርከቦም ህግደፍ ናብ ጥፍኣት ዝለኣኾም መኮንናት ኤርትራ። (ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ዝለኣኹዎ) Continue reading POST TAGS: ሓማስመኮንናትምስርንሱዳንንብደብዳብናብናይቶምኢራንኣስማትኣብኣየርኣጽዋርኤርትራከሰጋግሩካብዝርዝርዝተቐትሉዝተበገሰዶብ
ሓደ ኮለኔል፡ 6 ሜጀራትን 2 ካፒተናትን ዝርከቦም ልኡኻት መንግስቲ ኤርትራ ካብ ኢራን ዝተበገሰ ኣጽዋር ናብ ሓማስ ከሰጋግሩ ኸለዉ ብመጥቃዕቲ ኣየር ተቐቲሎም። March 27, 2009 1:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብቲ ብዕለት 12 ጥሪ 2009 01፡36 ወጋሕታ ኣብ ጥቓ ዶብ ሱዳንን ግብጽን ዝተኻየደ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ ጸይቀ ዕሉል ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ምኽትል ብሪጋደር ጀነራል ጠዓመ ጎይትኦም (መቐለ) ዝኾነ ኮሎኔል ኣፎወርቂ ሞሳዝጊ ዝርከቦም 6 ሜጀራትን 2 ካፒተናትን ከም ዝተቐትሉ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ልኡኻትሓማስሓደመንግስቲሜጀራትንብመጥቃዕቲተቐቲሎም።ናብኢራንኣየርኣጽዋርኤርትራከሰጋግሩካብካፒተናትንኮለኔል፡ኸለዉዝርከቦምዝተበገሰ