ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ስዩም ጸሃየ “ጋዜጠኛ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ 2007” ተባሂሉ ብሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ተረቝሑ። December 5, 2007 8:09 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ካብ እዋን ሓርነታዊ ቓልስና ኣትሒዙ ጋዜጠኛ ዝነበረ፡ ካብ መስከረም 2001 ክሳብ ሕጂ ድማ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ተሓይሩ ዝሳቐ ዘሎ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ተጋዳላይ ስዩም ጸሃየ “ጋዜጠኛ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ – 2007 ” ተባሂሉ ብሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ተረቝሑ። Continue reading POST TAGS: “ጋዜጠኛ2007”ስዩምብሪፖርተርስቦርደርስተረቝሑ።ተባሂሉተጋዳላይናይ’ዚኣውትኤርትራዊዊዝዓመት’ዚጋዜጠኛጸሃየ
‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ። July 6, 2007 11:31 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስለ ናጽነት ፕረስን ምግላጽ ሓሳብን ዝጣበቕ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ንዘውርዶ ዘሎ ሕሱም ግፍዕታት ኮኒኑ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓዘንብምግላጽብሞትቦርደርስ’ንመንግስቲኣውትኤርትራኪዳነኮኒኑ።ዊዝዓሚቝዝተሰመዖጋዜጠኛጳውሎስ
‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ ንመንግስቲ ኤርትራ ኮኒኑ። July 6, 2007 11:30 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስለ ናጽነት ፕረስን ምግላጽ ሓሳብን ዝጣበቕ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ንዘውርዶ ዘሎ ሕሱም ግፍዕታት ኮኒኑ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓዘንብምግላጽብሞትቦርደርስ’ንመንግስቲኣውትኤርትራኪዳነኮኒኑ።ዊዝዓሚቝዝተሰመዖጋዜጠኛጳውሎስ
ጋዜጠኛ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኢዮብ ከሰተ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ከምዝተኣስረ፡ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሓቢሩ። June 6, 2007 10:39 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎት ቋንቋ ኣምሓርኛ ክዓዪ ዝጸንሐ ጋዜጠኛ ኢዮብ ከሰተ ብወገን ኢትዮጵያ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤትማእሰርቲ ማይ ሱርዋ ተኣሲሩ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ንሃለዋቱ ብዝምልከት ከቢድ ስግኣት ከምዝስምዖ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ 6 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓቢሩ።ሓፋሽሬድዮብመንግስቲቦርደርስ’ተታሒዙኢዮብኣውትኤርትራከምዝተኣስረ፡ከሰተክሰግርክብልዊዝድምጺዶብጋዜጠኛ