ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ኣብ ስግኣት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣብ ኣስመራ ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። March 7, 2011 10:29 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE በቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ደረጃ በጺሑ ዘሎ ውዱቕ ውሽጣዊ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኩነታቱን ሙሽሙሽ ስርዓቱን፡ ከምኡ ‘ውን ኣብ ሰሜን ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብዝቕጽል ዘሎ ውዕዉዕ ህዝባዊ ተቓውሞታት ተጨኒቑ፡ ኣብ ኤርትራ ‘ውን ህዝባዊ ተቓውሞ ከይለዓል ክቱር ስግኣት ሓዲሩዎ ዘሎ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኣስመራ ኣርባዕተ ክፍላተ ሰራዊት ኣኪቡ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊህግደፍ፡ሓቢሮም።ምንጭታትሰራዊትስርዓትስግኣትተቓውሞኣርባዕተኣስመራኣብኣኪቡእሙናትከምዘሎከይለዓልክቱርክፍላተዝርከብ
19 ዓመታት ኣብ ስግኣት ! ቃል ኣሰና May 24, 2010 4:31 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ድሌት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቃልስን ናጽነትን ርጉጽን ዘየወላውልን እዩ። ህዝብና ብቓልሲ ናጽነት ንምጭባጥ፡ ብናጽነት ከኣ ግዝኣተ ሕጊ ዝነገሳ ፍትሓዊትን ዲሞክራስያዊትን ሃገር ንምህናጽ ንጹር ራእይ ነይሩዎ። Continue reading POST TAGS: ስግኣትቃልኣሰናኣብዓመታት
ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት የንጸላሉ። 5 ካብኣቶም ግን ከምዝደሓኑ ተረጋጊጹ። August 21, 2009 1:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዝተፈላለያ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና እንተላይ ቢቢሲን ድምጺ ኣመሪካን ከምዝተቐሳኦ፡ ማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ካብ ዝፈተኑ 80 ኤርትራውያን እቶም 75 ‘ሞይቶም’ ዝብል ከቢድ ስግኣት ከንጸላሉ ኸሎ፡ ሓደ ህጻንን ሓንቲ ሰበይትን ዝርከቦም 5 ካብኣቶም ግን ድሒኖም ኣብ ደቡባዊ ጥልያን ኣብ ትሕቲ ሕክምናዊ ክንክን ይርከቡ ኣለዉ። Continue reading POST TAGS: ማእከላይሞይቶምስግኣትባሕሪተረጋጊጹ።ኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑከቢድካብካብኣቶምክሰግሩዝብልዝፈተኑየንጸላሉ።ግን
ስርዓት ህግደፍ ብዝሓደሮ ጸጥታዊ ስግኣት ንጽምብል ስርሒት ፈንቅል ኣሕለምሊምዎ:: February 13, 2009 12:42 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ህግደፍስርሒትስርዓትስግኣትብዝሓደሮንጽምብልኣሕለምሊምዎጸጥታዊፈንቅል