ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም።
ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም።
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ቆንስል ኤርትራ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኣመሪካ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ እሙናት ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም።

ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ኤርትራ ኣቶ ሳልሕ መኪ ትማሊ ምሸት 2 ጥቅምቲ 2009 ከምዝዓረፈ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ዋላ ‘ኳ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኾይኑ ብርዒ ስም ተጠቒመ ክጽሕፎ እንተተገደድኩ፡ ነዚ ናይ ዝፈትዎ ዓርከይ መዘከር ምጽሓፍ
ትንፋስ ማዕረ ‘ኳ እንተኾነት፡ ሞት ርጡብን ሞት ማንምን ኣብ ስምዒት ሰባት ዝገድፎ ስንብራት በበይኑ እዩ።
ዋና ፋብሪካ ሳምናን ኦሞን መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ “ብድንገት” ከምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ የፍልጥ።