ወዱ ንሚኒስተር ተስፋይ ገብረስላሰ ብካራ ተወቒዑ ሞይቱ ተባሂሉ ብ’ድምጺ ወጋሕታ’ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። November 17, 2009 12:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ድምጺ ወጋሕታ’ “ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታት ..ወዱ ንሚኒስተር መዓድን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰ ኣብ ኣስመራ እንዳ ኮርያ ኣብ ዝርከብ ቤትምህርቱ፡ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ሰባት ብኻራ ተቀቒዑ ንሞት ተቓሊዑ ‘ሎ” ክትብል ዘመሓላለፈቶ ሓበሬታ ቅኑዕ ከምዘይኮነ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታምንጭታትናሞይቱቅኑዕብ’ድምጺብካራተስፋይተባሂሉተወቒዑንሚኒስተርኣረጋጊጾም።ኣስመራከምዘይኮነካብወዱወጋሕታ’ዝተዘርግሐገብረስላሰ
‘ናስ ኣየር’ ዝተባህለት ነፋሪት ኢሳይያስ ኣብ ዘይሕጋዊ ዕዳጋ ተዋፊራ ከምዘላ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡፡ May 14, 2009 5:56 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እታ ንብረት ውልቀ መላኺ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝኾነት፡ ኣብ ምጽዋዕ ዝመደበራ ‘ናስ ኣየር’ ተባሂላ እትፍለጥ ነፋሪት፡ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ተዋፊራ ከምዘላ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ናስሓቢሮም፡፡ምንጭታትናተዋፊራነፋሪትኢሳይያስኣስመራኣብኣየር’ከምዘላካብዕዳጋዘይሕጋዊዝተባህለት
ፕረዚደንት ኢሳይያስ 16 ኣምባሳዶራት ክድስክሉ ትእዛዝ ከም ዘመሓላለፈ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። February 23, 2009 3:57 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፕረዚደንት ኢሳይያስ 16 ኣምባሳዶራት ካብ ስርሖም ክድስክሉ ትእዛዝ ከም ዘመሓላለፈን እቲ ጉዳይ ኣብ ውሽጢ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዓቢ ምፍሕፋሕ ፈጢሩ ከምዘሎን ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣስመራ ድሕሪ ምጽውዖም ብ20 ለካቲት ኢሳይያስ ናይ መዛዘሚ ኣኼባ ዘካየደሎም ኣምባሳደራት፡ ኣብቲ ኣኼባ በዳህቲ ሕቶታት ከምዘቕረቡሉ ኣብቲ ዘተ ዝተሳተፉ ምንጭታት ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።ምንጭታትናትእዛዝኢሳይያስኣምባሳዶራትኣስመራከምካብክድስክሉዘመሓላለፈፕረዚደንት
ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱም ሓለንጊ ጥምየት እናተገርፈ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምዝርከብ ምንጭታትና ብምስክሕካሕ ገሊጾም። February 17, 2009 5:58 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓለንጊሓደጋምንጭታትናብሕሱምብምስክሕካሕኣብኤርትራእናተገርፈከምዝርከብከቢድገሊጾም።ጥምየት
ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ህዝቢ ኣብ ዝተኣከበሉ መስመር ኣስመራ -ማይነፍሒ መነቓቕሒ ወረቓቕቲ ከምዝተዘርግሐ ምንጭታትና ሓቢሮም December 27, 2008 1:14 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ቤት ትምህርቲ ማይ ነፍሒ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ኣብ መስመር ማይነፍሒ ብ25 ታሕሳስ 2008 ኣብ ዝተዘርግሑሉ መስመር ንመንእሰያት ዘለዓዕል ጽሑፋት ተዘርጊሑ ከምዝሓደረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም:: Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓቢሮምመስመርመነቓቕሒማይነፍሒምንጭታትናቅድድምብሽግለታንምዕዛብኣስመራኣብከምዝተዘርግሐክሮኖሜተርወረቓቕቲዝተኣከበሉ
መንግስቲ ሱዳን ኣብ ካርቱም መጠነ ሰፊሕ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት የካይድ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። July 15, 2007 8:37 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ሱዳን፡ ካብ ሓሙስ 12/07 ኣትሒዙ ኣብ ካርቱም መጠነ ሰፊሕ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት የካይድ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።መንግስቲመጠነምንጭታትናሰፊሕሱዳንስደተኛታትኣብኤርትራውያንከምዘሎካርቱምካብየካይድግፋ