Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ህዝቢ ኣብ ዝተኣከበሉ መስመር ኣስመራ -ማይነፍሒ መነቓቕሒ ወረቓቕቲ ከምዝተዘርግሐ ምንጭታትና ሓቢሮም

ኣብ ቤት ትምህርቲ ማይ ነፍሒ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ኣብ መስመር ማይነፍሒ ብ25 ታሕሳስ 2008 ኣብ ዝተዘርግሑሉ መስመር ንመንእሰያት ዘለዓዕል ጽሑፋት ተዘርጊሑ ከምዝሓደረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም::

ኣብ ቤት ትምህርቲ ማይ ነፍሒ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ቅድድም ብሽግለታ ክሮኖሜተር ንምዕዛብ ኣብ መስመር ማይነፍሒ ብ25 ታሕሳስ 2008 ኣብ ዝተዘርግሑሉ መስመር ንመንእሰያት ዘለዓዕል ጽሑፋት ተዘርጊሑ ከምዝሓደረ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT