ኩሎም መንእሰያት ኤርትራ ተቓወምቲ ምልኪ ኣብ ሓደ ክሰምሩ እዋናዊ ጠለብ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ። February 9, 2011 12:58 amህይወትassenna00 SHARE ጽቡቕ ዕድል ኮይኑ እምቢ ንምልኪ ዝብሉ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ይዕንብቡ ኣለዉ ። Continue reading POST TAGS: ።ህዝቢሓደመንእሰያትምልኪተቓወምቲኣብኤርትራእዋናዊእዩኩሎምክሰምሩጠለብ
ስለምንታይ 20 ዓመታት ዕድመ ምልኪ ኣብ ኤርትራ። January 2, 2011 9:18 amHave Your Sayassenna00 SHARE ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል። Continue reading POST TAGS: ምልኪስለምንታይኣብኤርትራ።ዓመታትዕድመ
ስለምንታይ 20 ዓመታት ዕድመ ምልኪ ኣብ ኤርትራ። January 2, 2011 9:18 amHave Your Sayassenna00 SHARE ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ብኣጉኡ ኣይተኻየደን ምባል ነቶም ተባዓት ስለ ህዝቦም ጠጠዉ ዝበሉ ጀጋኑ ክሳብ ሕጂ ኣብ መቑሕ ዘለዉ ገለዉን ዝተሰዉኡን ምዝንጋዕ ይመስል። Continue reading POST TAGS: ምልኪስለምንታይኣብኤርትራ።ዓመታትዕድመ
ይኣክል! ምልኪ ይፍረስ: ፍትሒ ይንገስ ! December 31, 2010 5:21 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE መልእኽቲ ኣሰና ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2011 ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ! ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትርከብ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ጽባሕ ሓዳስ ዓመት 2011፡ ከም ንቡር ሓደ ክልተ ኢላ ዕለታ ምድማር እትጅምረሉ ወቕቲ፡ ንስኻ ‘ውን ሓደ ክልተ ኢልካ መዓታትካ ምጕዳል እትጅምረሉ ዓመተ ቃልስን ተስፋን ዓወትን ክኾነልካ ዘለና ድሌትን ተስፋን ንገልጸልካ። Continue reading POST TAGS: ምልኪይንገስይኣክልይፍረስፍትሒ
መስዋእቲ ጀጋኑ ኤርትራ፡ ዋጋ ሓርነት እምበር: ህያብ ምልኪ ኣይኮነን ! June 20, 2010 2:41 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ሓርነት ንምርካብ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ብኣሃዝ ኣብ ወረቐት ተጻሒፉ ክትርእዮ ኸለኻ ጥራይ ኳ ዘሰንብድ እዩ። ድርኩኺት ህድሞን ኣግነትን መረባዕን ኤርትራውያን ስድራቤታት ሰጊርካ፡ ምስ ነፍሲ-ወከፍ ‘ቲ ኣብ መንደቕ ክብረት ዝነበር ዘሎ ኣሳእሎም ፊት ንፊት ክትጠማመት ከለኻ ግን እቲ ኣሃዝ ብኣሽሓት ተራቢሑ ዝያዳ ትርጉምን ርዝነትን ስለዝህበካ ካብ ስንባደ ሓሊፍካ ትርጉም ነብስኻ ክትሓትት ትግደድ፡ Continue reading POST TAGS: ህያብሓርነትመስዋእቲምልኪኣይኮነንኤርትራ፡እምበርዋጋጀጋኑ
ምልኪ ወዚሉ January 20, 2008 1:21 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ምልኪ ወዚሉሰንከልከል ኢሉምርኩስ ሓዙሉከይወድቀኩም ናሕ ኢሉመሬት መድምድሉ፡ ክረግጽ ደልዲሉውቃቤኡ ተተመልሶ ሽንፋእ ንጸጉሉንሱ’ኳ ኣሉ’ዩ ዝብሎ ንኹሉሓማዪ’ድኣ ከይትብሉኒ እምበር ሎምስ ኣዝዩ ወዚሉ Continue reading POST TAGS: ምልኪወዚሉ