Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምልኪ ወዚሉ

ምልኪ ወዚሉ
ሰንከልከል ኢሉ
ምርኩስ ሓዙሉ
ከይወድቀኩም ናሕ ኢሉ
መሬት መድምድሉ፡ ክረግጽ ደልዲሉ
ውቃቤኡ ተተመልሶ ሽንፋእ ንጸጉሉ
ንሱ’ኳ ኣሉ’ዩ ዝብሎ ንኹሉ
ሓማዪ’ድኣ ከይትብሉኒ እምበር
ሎምስ ኣዝዩ ወዚሉ

ምልኪ ወዚሉ
ሰንከልከል ኢሉ
ምርኩስ ሓዙሉ
ከይወድቀኩም ናሕ ኢሉ
መሬት መድምድሉ፡ ክረግጽ ደልዲሉ
ውቃቤኡ ተተመልሶ ሽንፋእ ንጸጉሉ
ንሱ’ኳ ኣሉ’ዩ ዝብሎ ንኹሉ
ሓማዪ’ድኣ ከይትብሉኒ እምበር
ሎምስ ኣዝዩ ወዚሉ

POST TAGS:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT