መደበር ቴለቭዥን ኣጀዚራ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕቡእ-ካሜራ ዝተቐረጸ ምስክርነት ኣብ መደባታ ብምዝርጋሕ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ብራዕዲ ህግደፍ ተዋሒጡ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ መዓት ኣቃሊዓ። December 7, 2009 1:39 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መደበር ቴለቭዥን ኣጀዚራ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕቡእ-ቪድዮ ካሜራ ዝተቐረጸ ‘መንግስቲ ዘእንግዶ ራዕድን ፍርሕን’ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ምስክርነት ኣብ መደባታ ብምዝርጋሕ፡ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ብራዕዲ ተዋሂጡ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ዝወረድ ዘሎ ግፍዕን መከራን ኣቃሊዓ። Continue reading POST TAGS: ‘ቲህዝቢህግደፍመዓትመደበርብሕቡእብምዝርጋሕብራዕዲተዋሒጡቴለቭዥንኣቃሊዓ።ኣብኣጀዚራ፡ኤርትራካሜራወሪዱውሽጢውጹዕዘሎዝተቐረጸ
መደበር ሐበሬታ ፈስቲባል ካስል 2009 July 17, 2009 1:49 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ከምቲ ልሙድ አብ ከተማ ካስል ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ዓመጸኛ ስርዓት ህግደፍ አብ ትሕቲ ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ንኸብቅዕ ኩልና ዓቅምና ነበርክት ዝብል ጭርሖ ሎሚ ውን ከምዓሚ አብ ታሪካዊት ከተማ ካስል ክንምርሽ ምኻ'ና ነፍልጥ። ኹሉ ደላይ ፍትሕን ሰላም ዲሞክራያዊ ለውጥን አብዚ ታሪካዊ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ተሐዊሱ READ MORE POST TAGS: 2009ሐበሬታመደበርካስልፈስቲባል
ሽማግለ ኣቦታት ሓሰን ኬክያን ዓብዱ ዮኑስን ኣብ ኣስመራ፡ ሓሙሻይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ተፈሊጡ። June 20, 2009 6:00 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብቐዳም 13 ሰነ ብህግደፍ ካብ ኣባይቶም ተለቒሞም ዝተኣስሩ ሽማግለታት ኣቦታት ሓሰን ኬክያን ዓብዱ ዮኑስን ኣብ ኣስመራ፡ ሓሙሻይ መደበር ፖሊስ ተኣሲሮም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ኣፍሊጦም። Continue reading POST TAGS: ሓሙሻይሓሰንመደበርሽማግለተኣሲሮምተፈሊጡ።ኣስመራ፡ኣብኣቦታትከምዘለዉኬክያንዓብዱዮኑስንፖሊስ
ስልኳ ምስጢራዊ ጸብጻብ መደበር ታዕሊም ሳዋ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሜጀር ጀነራል ተኽላይን ምስሕሓብ ይፈጥር / ቀዛፊ ኤርትራ ይበጽሕ። February 7, 2009 9:31 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መንጎመደበርሜጀርምስሕሓብምስጢራዊሳዋስልኳቀዛፊተኽላይንታዕሊምኢሳይያስንኣብኤርትራይበጽሕ።ይፈጥርጀነራልጸብጻብፕረዚደንት