Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መደበር ሐበሬታ ፈስቲባል ካስል 2009

ከምቲ ልሙድ አብ ከተማ ካስል ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ዓመጸኛ ስርዓት ህግደፍ አብ ትሕቲ ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ንኸብቅዕ ኩልና ዓቅምና ነበርክት ዝብል ጭርሖ ሎሚ ውን ከምዓሚ አብ ታሪካዊት ከተማ ካስል ክንምርሽ ምኻ'ና ነፍልጥ። ኹሉ ደላይ

ከምቲ ልሙድ አብ ከተማ ካስል ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ አንጻር ዓመጸኛ ስርዓት ህግደፍ አብ ትሕቲ ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ንኸብቅዕ ኩልና ዓቅምና ነበርክት ዝብል ጭርሖ ሎሚ ውን ከምዓሚ አብ ታሪካዊት ከተማ ካስል ክንምርሽ ምኻ’ና ነፍልጥ። ኹሉ ደላይ ፍትሕን ሰላም ዲሞክራያዊ ለውጥን አብዚ ታሪካዊ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ተሐዊሱ ንድምጺ ፍትሒ ከድምቅ ንዕድም።

 

Link: Information center Kassel 2009

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT