ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ማሕበረኮማት ኤርትራውውያን May 8, 2011 10:58 pmሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ብዝተፈላለየ መንገዲ ኢዱ ብምእታው፡ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ማሕበረኮማት ኤርትራውውያን ዓምቢበን ንኤርትራዊ ማሕበረሰብ ግቡእ ኣገልግሎት ክይህባ ቀንዲ ዕንቅፋት ኮይኑ ከምዘሎ ኣብ ቶሮንቶ (ካናዳ) ዝነብሩ ኤርትራውያን ትማሊ 7 ግንቦት ‘ኤርትራ ብዓይኒ ህዝባ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መደብ ገምጋም 20 ዓመታት ናጽነት ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዘካየዱዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓባራዊማሕበረኮማትምስቶሮንቶኣሰናኣብኤርትራውውያንኤርትራውያንከምዘሎክይህባኮይኑወጻኢዓምቢበንዕንቅፋትዘተዝርከባዝነብሩዝገበሩዎገሊጾም።
ዓውዲ ትምህርቲ ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት March 14, 2011 3:07 amሓባራዊ ዘተassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ብዝተኸተሎ ግጉይ ፖሊስን ምሕደራን ትምህርቲ፡ ዓውዲ ትምህርቲ ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ናጽነት ፍረ-ኣልቦ ከምዝነበረ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምምዕባል ካሪክለምን ምስትምሃርን ዝነጥፉ ዝነበሩ ክኢላታት፡ መማህራን ዩኒቨርሲትን ተሳተፍትን ትማሊ 13 መጋቢት ኣብ ለንደን፡ ዓባይ ብሪጣያን ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዘካየዱዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓባራዊምሕደራንብዝተኸተሎትምህርቲ፡ናጽነትኣልቦኣሰናኣብከምዝነበረክኢላታትዓመታትዓውዲዘተዝሓለፈዝተሳተፉገሊጾም።ግጉይፍረፖሊስን
ሓባራዊ ሓላፍነት ንሓባራዊ ዕላማ February 22, 2011 11:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ኣብ ዝሓለፈ መደብና ብዜና ከምዝጠቐስናዮ፡ ዝሓለፈ 16 ለካቲት መበል 2ይ ዓመት ምምስራት ድምጺ ኣሰና እዩ ነይሩ። Continue reading POST TAGS: ሓላፍነትሓባራዊንሓባራዊዕላማ
ናብ ሓባራዊ ራኢን ሓባራዊ ናይ ስራሕን ፍጻሜን 2010 January 17, 2010 12:42 pmፖለቲካassenna00 SHARE መእተዊ: ብዘይ ምጥርጣር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኢሳያስ ይሳቀ ከምዘሎ ኲሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራን ተቓወምቲ ዉድባቱን ቃልሶም ጠጠዉ ኣየበሉን ይኩን፡ እምበር እቲ ቃልሲ ኣብ ገለ ምድረኽ ይደክም ኣብ ገለ መድረኽ ከኣ ይብርትዕ ምንባሩን ምህላዉን’ዉን ንኩልና ብሩህ እዩ። ብፍላይ ከኣ እተን ተቓወምቲ ዉድባት/ተስፍታት ኣብ ገለ መድረኻት ይሰማምዓ ኣብ ገለ መድረኻት ከኣ ሰለዝበኣሳ ኢቲ ቃልስቲ ከምቲ ዝድለ ኣይደንፈዐን ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 2010ሓባራዊራኢንስራሕንናብናይፍጻሜን
ሓባራዊ ኣኼባ መሪሕነታት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን April 12, 2009 4:08 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መሪሕነታት ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ሓባራዊ ኣኼባኡ ብዕለት 11 ሚያዝያ 2009 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ጀሚሩ። ኣብ’ዚ ብብጾት መስፍን ሓጐስን ወልደሱስ ዓማር፡ ኣቦ መንበራት ላዕለዋይ ሓባራዊ ኣውሃሃዲ ኣካል ዝተመርሐ፡ 16 ኣባላት መሪሕነት ናይ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝተሳተፍዎ ኣኼባ’ዚ፡ ሓፈሻዊ መእተዊ ብዛዕባ ክልቲኡ ሰልፍታት ዝሓለፎ መስርሕ ናይ ሓድነትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን መግለጺ ቀሪቡ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓባራዊመሪሕነታትሰልፊኣኼባኤርትራንዲሞክራሲ
ባይቶ ጸጥታ ው.ሕ.ሃ. ናይ ሕ.ሃ ን. ሕብረት ኣፍሪቃን ሓባራዊ ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ናብ ዳርፉር ክለኣኽ ወሲኑ። July 31, 2007 11:16 pmእዋናዊ ዜናassenna10 SHARE ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ናይ ሎሚ 31 ሓምለ መጋብኣያኡ፡ 26 ሽሕ ወተሃደራትን ፖሊስን ዝሓቍፍ ሓባራዊ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኣፍሪቃን ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ናብ ዳርፉር ክለኣኽ ብምሉእ ድምጺ ወሲኑ። Continue reading POST TAGS: ሃልኡኽሓባራዊሕሕብረትሰላምባይቶናብናይንኣፍሪቃንክለኣኽወሲኑ።ውዓቃብዳርፉርጸጥታ