ኣብ ምስጢራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ክሳቐዩ ካብ ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ብሰነድ ተረጋጊጹ። September 8, 2009 8:55 amጋዜጠኛታትassenna00 SHARE ካብቶም ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምጽዋዕ ንስርዓት ህግደፍ ንዝተቓወሙ ኣባላት ጉጅለ 15 ኣብ ብሕታዊ ጋዜጣታት ብምእንጋዶም ብ23 መስከረም 2001 ተኣሲሮም ኣብ ምስጣራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ካብ ዘለዉ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ካብ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሰነድ ተረጋጊጹ። (ሰነዳት ቀሪቡ ‘ሎ) Continue reading POST TAGS: ህግደፍማእሰርቲምስጢራዊብሰነድተረጋጊጹ።ኣርባዕተኣብኣብያተከምዝተሰውኡካብክሳቐዩዝጸንሑጋዜጠኛታት
ዜናታት ድምጺ ኣሰና – ረቡዕ 2 መስከረም 2009 – ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ – ቅትለት ስደተኛታት ኣብ ምስሪ – ምጥፋእ ሃለዋት ጋዜጠኛታት September 2, 2009 11:08 pmጋዜጠኛታትassenna00 SHARE – ፍሉይ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ንዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ልዑል ቀዳምነት ሂቡ ዘትዩሉ። – ሓይልታት ጸጥታ ምስሪ ኣብ ዶብ ምስርን እስራኤልን ሓደ መንነቱ ዘይተፈልጠ ተጓዓዛይ ስደተኛ ክቐትሉ ኸለዉ ንሓንቲ ኤርትራዊት ጓለንስተይቲ ከቢድ መውጋእቲ ከምዘውረዱላ ሮይተርስ ሓቢሩ። – ሪፖርትተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ “ብጸላእቲ ነጻ ፕረስ ዝኾኑ መንግስታት ሓያለ ጋዜጠኛታት ዓለም ሃለዋቶም ጠፊኡ ኣሎ” ይብል። Continue reading POST TAGS: 2009ሃለዋትመራሕቲመስከረምምስሪምጥፋእረቡዕስደተኛታትቅትለትኣሰናኣብኣፍሪቃዋዕላዜናታትድምጺጋዜጠኛታት
ንልዕሊ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ብስርዓት ህግደፍ ተሰዊሮም። June 11, 2009 11:59 pmጋዜጠኛታትassenna00 SHARE ካብ ቅድሚ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዞም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕኖም ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት መንግስቲ፡ ስርዓት ህግደፍ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝሰወሮም ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመንግስቲ፡ሰለስተቤትማእሰርቲብስርዓትተሰዊሮም።ተዳጕኖምንልዕሊኣርባዕተኣቤቶኣብኣዋርሕዓዲዝጸንሑጋዜጠኛታት
ዕላል ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) March 15, 2008 12:46 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE "ካብዛ ኣካይዳ ጎብየ ትበሃል ተመዛዚት ሓረግ ክንናገፍ ከድሊ እዩ።" Friday, March 14, 2001 Friday, March 14, 2001 ዕላል ብሕታውያን ጋዜጠኛታት ምስ ሚኒስተር ነበር ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ) "ፕረዚደንት ካብ ሕጊ ወጺኡ፡ ነዚ ዘሎ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይንሰላማዊ ተቓውሞን ብጎነጽ READ MORE POST TAGS: ሃይለሚኒስተርምስብሕታውያንነበርወልደትንሳኤዕላልድሩዕጋዜጠኛታት
ፕረዚደንት በሺር ንሕቶታት ተጠባቕቲ መሰል ጋዜጠኛታት መሊሱ። May 27, 2007 11:19 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሺር ተጣባቒ መሰል ናጽነት ጋዜጠኛታት ዝኾነ ኣህጉራዊ ማሕበር፡ ‘ርፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’፡ ንናጽነት ሃገራውን ኣህጉራውን ጋዜጠኛታት ኣብ ሱዳን ብዝምልከት ንዘቕረበሉ ሰለስተ ሕቶታት፡ “ እንሓብኦ ነገር የልቦን” ብምባል፡ ከምዝመለሰ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: መሊሱ።መሰልበሺርተጠባቕቲንሕቶታትጋዜጠኛታትፕረዚደንት