አብዚ እዋን እዚ ራዕድን ሽበራን ቅንጸላን ከም ቀንዲ መሳርሒ ስልጣኑ ገይሩ ዝጥቀም ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ኣብ ወጻኢ ወይጦታቱን ሃሱሳቱን እንዳኣዋፈረ መነባብሮ ህዝቢ ርፉታ ከሊኡ ይነብር ኣሎ።
አብዚ እዋን እዚ ራዕድን ሽበራን ቅንጸላን ከም ቀንዲ መሳርሒ ስልጣኑ ገይሩ ዝጥቀም ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ኣብ ወጻኢ ወይጦታቱን ሃሱሳቱን እንዳኣዋፈረ መነባብሮ ህዝቢ ርፉታ ከሊኡ ይነብር ኣሎ።
ዝኸበርካ ሓው ወልደየሱስ፡
ውድብኩም፡ ብዘይቅቡል ምኽንያታትን ምስምስን ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ንምስታፍ ብዝምልከት ዝወሰዶ ነጻጊ መርገጽ ምስ ረኣኹ፡ እዛ ሎሚ ዝልእካ ዘለኹ ደብዳቤ ክጽሕፈልካ ዶ ኣይጽሕፈልካን ኣብ ዝብል ሓሳባት ኣቲየ።
ሓጺርን ሓፈሻውን ለበዋ 9ይ ዓመት ናብ ኩሎም መቓልስትናን መሳርሕትናን ነበር ኣባላት ህ.ግ.ሓ.ኤን ካልኦት ተቓለስትን፡
ዝኸበርካ በሺር ኢሳቕ ዓብደላ ዎ ዝኸበርካ ኣምሃ ደመኒኮ፡ ምስ ኣሰና ዝገበኩሞ ቃለ-መሕትት ሰሚኤዮ።ኣቐዲመ ነቲ ክትገብርዎ ትሓስብዎ ዘለኹም ዋዕላ ረቢ የቃንዓልኩም ኣምላኽ ከኣ የሳልጠልኩም ክብል ኣፍቅዱለይ።
እንታይ’ዩ ወሪዱኩም ጳጳሳት ኤርትራ፡
ቅዱሳት ተባሂልኩም ተቐቢእኩም፡ተዋሂብኩም ሓደራ፡
እንታይ ኣስፈረኩም ኣብ ድሕሪት ከም ጭራ?
መንፈስኩምን ስጋኹምን ተቓሊሰን፡ስጋኹም ንመንፈስኩም ምስ ሰዓራ፡
ሰላም ድምጺ ኣመሪካ መደብ ክፍሊ ትግርኛ፡ ንሕና ኣባላት መርበብ ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ መደባትኩም መዓልታዊ ንከታተሎ ኢና። ገለ ካብቲ ጽቡቕ መደባትኩም ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዝብል ጽቡቕ ኣተሓሳስባታት ዘለዎም ኣሕዋትን ጎረባብትን ንዝኾኑ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ጽቡቕ መንፈስ ንምምጻእ እትገብርዎ መደባት ዝነኣድን ዝምጎስን ኢዩ።
ንሕና ከም ሰብ መጠን በቲ ኣብታ ጥንታዊት እምነትና እትፍጽሞ ዘሎኻ እከይ ተግባራት ኤህህ!! ኢልና ምረገምናካ፣ኢየሱስ ግን ንዝበደሉና ክንረግም ዘይኮነ፣ንዝረግምኹም መርቑ ኢሉ ኢዩ ምሂሩና፣ካብኡ ሓሊፉ ነቶም ኣብ ግዜ ስቕለቱ ብዅናት ዝወግእዎ፣ሓሞት ዝተሓወሶ መጺጽ ነገር ዘስተይዎ፣እሾኽ ኣኽሊል ዝደፍእሉ፣ብመሳምር ምስቲ መስቀሊኡ ዓንዲ ዝሸንከርዎ ዘላገጹሉን ንሱ ዝበሎ ነገር እንተድኣ ነይሩ፣
ቅሉዕ ደብዳቤ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን – ካብ ሕብረት ኢርትራውያን ስያትል
ብሓቂ ዕድለኛያ ኤርትራ ክበሃል ይከኣል፣ ሕፉራት ሰባት ንዕኦም ኮሪዕም ንዓዶም ዘኹርዑ ደቂ ከተፍሪ ብምኽኣላ። ሰብ ወዲ ሰብ ዘኹርዖ እንታይ እንተ ኢልና፣ ብዙሕ ክበሃል ይከኣል ኢዩ። ብዓቢኡ ግን ብወገን
ዓድና ኣብ ክንዲ ዓዲ ምትሑቑቛፍን ምትሕልላይን፣ ዓዲ ማእሰርትን፣ ቁጽያን ምትህልላኻትን ኮይና። ቅድሚ ሕጂ ንደገ ወጺኡ ዘይፈልጥ ናይ መራሕቲ ፍልልያት ብዕሊ ተጋሂዱ። ህዝቢ ምስ መን ከምዝኸውን ማእዝኑ ጠፊእዎ። መፍቶት ከም ሃገር ክንህሉ ዘይደልዩና ባእታት ኮይና። እቲ ሕቡኑን ሕፉሩን ኤርትራዊ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ርእሱ ብምድናን ክመሻኸን ጀሚሩ። ዛጊት ‘ውን 7 ዓመታት ኮይኑ ንድሕሪቲ ክንምለሰሉ ኣብ ዘይንክእለሉ በጺሕና ክበሃል ዝከኣል ኢዩ።