ስርዓት ህግደፍ ነቲ ተሓሲሙዎ ዝጸንሐ ውክልና ሕብረት ኣፍሪቃ ብምቕባል ልኡኹ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሰዲዱ። January 21, 2011 2:52 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ኣይ ካብ ባይቶ ኣይ ካብ ጋዜጣ ኣይ ካብ ህዝቢ ሓታቲ ዘይብሉ፡ ከከም ኣተሳስኡ ባህ ዝበሎ ዝገብር ቀይዲ-ኣልቦ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ ባዕሉ ተሓሲሙዎ ዝጸንሐ ውክልና ሕብረት ኣፍሪቃ ብምቕባል ከም ወኪሉ ከገልግሎ ንግርማ ኣስመሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኹዎ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከናት ዜና ዓለም ገሊጸን። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልኡኹሕብረትሰዲዱ።ስርዓትብምቕባልተሓሲሙዎነቲናብኣበባኣዲስኣፍሪቃውክልናዝጸንሐ
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ሎሚ ዘበን 100 ኤርትራውያን መንእሰያት ስደተኛታት ከስተምህር ምዃኑ ተፈሊጡ። September 30, 2010 10:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ፡ ሎሚ ዘበን፡ ካብቶም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት ተዓቝቦም ዝጸንሑ 100 ኤርትራውያን መንእሰያትከስተምህር ፍቓደኛ ኮይኑ፡ ድሮ ዳርጋ 90 ካብ ሚእቲ ናይቶም ሕጹያት ንምህርቲ ኣብ ምቅርራብ ከምዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 100ሎሚመንእሰያትምዃኑስደተኛታትተፈሊጡ።ኣበባኣዲስኤርትራውያንከስተምህርዘበንዩኒቨርሲቲ
12 ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዲስ-ኣበባ ከምዝኣተዉ ኣብ ዝተዘናበሉ ኤርትራውያን ዝግደስ ኤርትራዊ ማሕበር ሓቢሩ። September 13, 2010 12:54 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመሰረት’ቲ ሓበሬታ፡ እቶም 3 ደቅንስትዮ ዝርከባኦም 12 ኤርትራውያን ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ ‘ዮም ብ 3 መስከረም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ እቶም 7 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ከምዝነበሩ ‘ውን እቲ ሓበሬታ የመልክት። Continue reading POST TAGS: ሓቢሩ።ማሕበርማእሰርቲስደተኛታትኣበባኣብኣብያተኣዲስኤርትራዊኤርትራውያንከምዝኣተዉክሳቐዩዝተዘናበሉዝግደስዝጸንሑ
መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ – ነቲ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይዶ ወጢኑዎ ዘሎ ኣኼባ ብዘርኢ April 4, 2008 2:37 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስቅያት ህዝቢ ኤርትራ ከብቅዕ እንተኾይኑ እቲ ንልኡላውነት ሃገሩን ሰብኣዊ መሰላቱን ዘኽብርን ዝሕሉን፡ ወጽኢት መሪር ቃልሱ ዝኾነ፡ ሃገራዊ ቅዋሙ ኣብ ግብሪ ክውዕል ኣለዎ።ነዚ ንምትግባር ከኣ ብዘይካ በቲ ብዓል ቤት ናይዚ ሕቶ`ዚ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ብካልእ ዝኾነ ይኹን ኣካል ከም ዘይፍጸም ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ዓለም ተማሂርና ኣሎና። Continue reading POST TAGS: መግለጺሰልፊብዘርኢነቲኣበባኣብኣኼባኣዲስኤርትራከካይዶኪዳንወጢኑዎዘሎደሞክራሲ