Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መግለጺ ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ – ነቲ ኪዳን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይዶ ወጢኑዎ ዘሎ ኣኼባ ብዘርኢ

ስቅያት ህዝቢ ኤርትራ ከብቅዕ እንተኾይኑ እቲ ንልኡላውነት ሃገሩን ሰብኣዊ መሰላቱን ዘኽብርን ዝሕሉን፡ ወጽኢት መሪር ቃልሱ ዝኾነ፡ ሃገራዊ ቅዋሙ ኣብ ግብሪ ክውዕል ኣለዎ።
ነዚ ንምትግባር ከኣ ብዘይካ በቲ ብዓል ቤት ናይዚ ሕቶ`ዚ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ብካልእ ዝኾነ ይኹን ኣካል ከም ዘይፍጸም ካብ ሕሉፍ ታሪኽ ዓለም ተማሂርና ኣሎና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT