ዓውዲ ትምህርቲ ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት March 14, 2011 3:07 amሓባራዊ ዘተassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ብዝተኸተሎ ግጉይ ፖሊስን ምሕደራን ትምህርቲ፡ ዓውዲ ትምህርቲ ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ናጽነት ፍረ-ኣልቦ ከምዝነበረ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምምዕባል ካሪክለምን ምስትምሃርን ዝነጥፉ ዝነበሩ ክኢላታት፡ መማህራን ዩኒቨርሲትን ተሳተፍትን ትማሊ 13 መጋቢት ኣብ ለንደን፡ ዓባይ ብሪጣያን ምስ ድምጺ ኣሰና ኣብ ዘካየዱዎ ሓባራዊ ዘተ ገሊጾም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓባራዊምሕደራንብዝተኸተሎትምህርቲ፡ናጽነትኣልቦኣሰናኣብከምዝነበረክኢላታትዓመታትዓውዲዘተዝሓለፈዝተሳተፉገሊጾም።ግጉይፍረፖሊስን
ናጽነት ብዘይ ፍትሒ ትርጉም ኣልቦ እዩ! September 19, 2009 10:40 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብ18ን 19ን መስከረም 2001፡ ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም፡ ኣባላት ማእከላይን ሃገራውን ባይቶ ዝነበሩ፡ ገዳይምን ህቡባትን ተጋደልቲ (G15)፡ ፕረዚደንት ብሕጊ ኪቕየድ፡ ቅዋም ኪትግበር፡ ስልጣን ናብ ህዝቢ ኪርከብ፡ ናጻ ፖለቲካውያን ማሕበራትን ሰልፍታትን ኪቆማ፡ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ኪፈርስ፡ ሃገራዊ ገምጋም ስራሕ ኪግበር፡ ብምሕታት ናብ ህዝብን ተጋደልትን ቅሉዕ ደብዳቤ ዝጸሓፉ መራሕቲ፡ ብንግሁኡ ተሃዲኖም ተወሲዶም ደሃዮም ጠፍኤ። Continue reading POST TAGS: ብዘይትርጉምናጽነትኣልቦእዩፍትሒ
“ ዓስቢ ኣልቦ “ July 18, 2008 1:01 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ኣእጋር ተተመልዒሱ እንተኾነ ጸዋሪ ዓንዲ ስጋ ተተመጅሪጡ… እንተኾነ ርዖ መራጎዲ… Continue reading POST TAGS: “ኣልቦዓስቢ