ኣብ ምስጢራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ክሳቐዩ ካብ ዝጸንሑ ኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ብሰነድ ተረጋጊጹ። September 8, 2009 8:55 amጋዜጠኛታትassenna00 SHARE ካብቶም ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብምጽዋዕ ንስርዓት ህግደፍ ንዝተቓወሙ ኣባላት ጉጅለ 15 ኣብ ብሕታዊ ጋዜጣታት ብምእንጋዶም ብ23 መስከረም 2001 ተኣሲሮም ኣብ ምስጣራዊ ኣብያተ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ካብ ዘለዉ ጋዜጠኛታት ኣርባዕተ ከምዝተሰውኡ ካብ ኤርትራ ብዝተረኽበ ሰነድ ተረጋጊጹ። (ሰነዳት ቀሪቡ ‘ሎ) Continue reading POST TAGS: ህግደፍማእሰርቲምስጢራዊብሰነድተረጋጊጹ።ኣርባዕተኣብኣብያተከምዝተሰውኡካብክሳቐዩዝጸንሑጋዜጠኛታት
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ካብ ዝርከብ ብስሙን ብስም ወዱን ዝንቀሳቐስ ናይ ባንክ ሕሳብ፡ 276 ሚልዮን ዶላር ከምዘመሓላለፈ ብሰነድ ተረጋጊጹ፡፡ April 21, 2009 11:33 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ብሕሱም ጥሜትን ድኽነትን ኣብ ዝሕለበሉ ዘሎ እዋን፡ ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ በቲ እሙን ኣገልጋሊኡ ሓጎስ ገብሪሂወት (ክሻ) ኣቢሉ፡ ካብ ንግድን እንዳስትሪን ቻይና ናብ ፉቦን ባንክ ሆንግ ኮንግ፡ 276,468,220.07 ዶላር ብምትሕልላፍ፡ መሐወሊ ናይ ባንክ 149,292.84 ዶላር ከምዝኸፈለ፡ ነቲ ናይ ምትሕልላፍ ሰነድ ምርኩስ ብምግባር ካብ ከርሲ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ምንጭታትና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: $276ሕሳብ፡ሚልዮንባንክብሰነድብስሙንብስምተረጋጊጹ፡፡ቻይናናይኢሳይያስኣብኣፈወርቂከምዘመሓላለፈካብወዱንዝርከብዝንቀሳቐስዶላር