ኤርትራውያን ቆልዑ ሓገዝና ይጽበዩ – ብ ረድኤት ንኤርትርውያን ስደተኛታት (ህረኤስ) May 8, 2011 4:27 pmMessageassenna00 SHARE ልዕሊ1300 ኤርትርውያን ዕሸላት ቆልዑ ወለዶም ኣብ ዘይብሉ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ (ኢትዮጵያ) ተዓቒቦም ከም ዘለዉ ትፈልጡ ‘ዶ? Continue reading POST TAGS: ሓገዝናቆልዑኤርትራውያንይጽበዩ
ካብ ዓድታቶም ተዘናቢሎም ኣብ ዞባ ጋሽ ናይ ዝሰፈሩ ስድራቤታት ቆልዑ ብብዝሒ ይሞቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። November 8, 2009 8:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ዓድታቶም ብግዴታ ተመዛቢሎም ኣብ ዞባ ጋሽ ናይ ዝሰፈሩ ስድራቤታት ቆልዑ፡ ምቅይያር ክሊማ ብዘስዓቦ ዝተፈላለየ ሕማማት፡ ዓሶን ጥምየትን ተጠቒዖም ብብዝሒ ይሞቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቢሮም።ምንጭታትስድራቤታትቆልዑብብዝሒተዘናቢሎምናይኣብከምዘለዉካብዓድታቶምዝሰፈሩዞባይሞቱጋሽ
ፖሊስ ግብጺ ኣብ ዶብ እስራኤል ኣደ ክልተ ቆልዑ ኤርትራዊት ስደተኛ ቀቲሎም። February 19, 2008 1:28 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፖሊስ ግብጺ፡ ሓንቲ ጓል 37 ኤርትራዊት ኣደ ጓል 8ን 10 ኣዋልድ ደኣ ሒዛ ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል ክትሰግር ከላ ኣብ ዶብ ብጥይት ቶኪሶም ከምዝቐተሉዋ ብቐዳም 16 ለካቲት ሮይተርስ ካብ እሽማዒልያ፡ ግብጺ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ስደተኛቀቲሎም።ቆልዑኣብኣደኤርትራዊትእስራኤልክልተዶብግብጺፖሊስ