ዘገርምዩ ድምጺ ሓፋሽ እቲ ስምኪ ዘይቃዶ ምስ ግብርኺ – ብ: ሓኪር ባራ March 1, 2011 2:26 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ድምጺ ሓፋሽ ነይሩ ስማ ሓፋሽ ከተገልግል ከም ቀደማ ብዓጽመ ደም ሓፋሽ እያ ቆይማ Continue reading POST TAGS: ሓኪርሓፋሽምስስምኪባራብእቲዘይቃዶዘገርምዩድምጺግብርኺ
ሑሉፍ ጥልመት ምስ ንዕቀት: ብ ዋጋ ስውኣት ብዋጋ ስንኩላት: ብዋጋ 30 ዓመት ሃላኽ ጻዕሪ ሓፋሽ November 10, 2009 3:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ዎ ኩብርህዝቢ ኤርትራ ብሉጻት ደቅካን የሕዋትካን ኣቦታትካን ኣዴታትካን ንራህዋ ፍትሕን ሰላምን ንሓርነትን ናጽነትን ዝኸፈልናዮ ኩቡር መስዋእትን ስንክልናን ሃልኽ ጻዕርን ንኸተዘንትወሉ ንሰማዒኡ ዘደንጹ ጅግንነት ህዝብና፤ሎሚ በዞም ህዝብና ዘይ መረጾም መሪቁ ቆጽሊ ኣውዲቁ ዘይ ባረከሎም ባዕሎም ብምልኪ ኣብ ስልታን ጥልመት ተወጢሖም ንብሕታዊ ተአቅሞም ክብሉ ንሃገርን ህዝብን ኣብ ሕሰመ መከራ ዘሳጥሑ ጃንዳ ህግደፍ 2 (ክልተ) ግዜ ትሃሲናን ተጨፍሊቕናን፡ እቲ ቀዳማይ ብ ባዕዳውያን ገዛእቲ እቲ ካልኣይ ግዜ ኻኣ ኢዚ ሕጂ ዘሎ መግዛእቲ ህግደፍ እቲ ቀደምሲ ዝኮነ ምኾነ ናይ ሕጂ ገሪሙኒ ኣነ እቲ ኣምሪርካ ዘሕዝንነካ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ደቅናዮም ኢሉ ኣሚኑ ኣብ ሞንጎኦም ኮይኑ ተቃልሱ ከይ ጠምዩ እና ኣብለዔን እና ኣስተየን ከስንቆም ኮሎ ደቅናን የሕዋትናን ኢሉ እምነት ስለ ዘንበረሎም ጥራሕ እዩ ዎዮ እምነት ድኣ ኣበይ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሃላኽሑሉፍሓፋሽምስስንኩላትስውኣትብብዋጋንዕቀትዋጋዓመትጥልመትጻዕሪ
ጋዜጠኛ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኢዮብ ከሰተ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ከምዝተኣስረ፡ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሓቢሩ። June 6, 2007 10:39 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎት ቋንቋ ኣምሓርኛ ክዓዪ ዝጸንሐ ጋዜጠኛ ኢዮብ ከሰተ ብወገን ኢትዮጵያ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤትማእሰርቲ ማይ ሱርዋ ተኣሲሩ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ንሃለዋቱ ብዝምልከት ከቢድ ስግኣት ከምዝስምዖ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ 6 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓቢሩ።ሓፋሽሬድዮብመንግስቲቦርደርስ’ተታሒዙኢዮብኣውትኤርትራከምዝተኣስረ፡ከሰተክሰግርክብልዊዝድምጺዶብጋዜጠኛ