ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣለና February 1, 2011 9:02 pmNewsassenna00 SHARE ሰላም ክቡራንን ክቡራትን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ‘ኣለና’። ንስርዓት ገበነኛ ኢሳይያስን ሰልፉ ህግደፍን ዘቃልዕ፣ ካብ ቀዳማይ ክሳብ መበል 16 ክፋል ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝቐረበ ተኸታታሊ ስኑድ ጽሑፋት፤ ኣስታት 95 ገጻት ኮይኑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: 2011ለካቲትሓበሬታኣለናኣገዳሲ

”እሞ ሓቅ’ዶ ክንዛረብ” – ጋዜጣ ብርሃን – ብኣቋጻጽራ ግእዝ ለካቲት 1984 ኣስመራ June 21, 2010 9:40 pmናጽነት ፕረስassenna00 SHARE እዚ ጽሑፍ ብዘይካ መእተውን ኣብ መደምደምታ ዘሎ ጽሑፍ ብሙሉእ ቅዳሕ ጋዜጣ ብርሃን ምዃኑ ክሕብር እፈቱ። Continue reading POST TAGS: ”እሞ1984ለካቲትሓቅብርሃንብኣቋጻጽራኣስመራክንዛረብ”ዶጋዜጣግእዝ
ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ዓ.ም 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም March 15, 2010 9:49 pmNewsassenna00 SHARE ካብ 23 ለካቲት ክሳብ 10 መጋቢት 2010 ኣብ ዘሎ ግዜ ጥራሕ 1523 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ኣትዮም። ዝርዝር ናይ’ዞም ናብ ሱዳን ዝኣተው 1523 ስደተኛታት ድማ፡ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: 15232010ለካቲትመጋቢትምሱዳንስደተኛታትናብኣትዮምኤርትራውያንካብክሳብዓ

ሰላማዊ ሰልፊ ለካቲት 22 ጸግዒ ህዝቢ ድዩ ዕዉር ሻርነት። February 13, 2010 12:41 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ሰበ ስልጣን ህግደፍ፡ብሰንኪ ዝኽተሉዎ ዓንዳሪ ፖሊሲ ብዕለት 23 ነሓሰ 2009 ማሕብረሰብ ዓለም ማዕቐብ ካብ ዝበየነሉ ግዜ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣዛራቢ ኮይኑ ዘሎ ኣርእስቲ’ዩ።እዚ ማዕቐብ’ዚ፡ካብ ጽባሕ ነጻነት ጀሚሩ ዝተፈ ፈላለ ማዕቐብ ውሽጢ ወሪዱዎ፡ሎሚ ኣብዝለዓለ ጠርዙ በጺሑ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብን፡ንሰዓት ናህሩ እናወሰኸ ዝኸይድ ዕንወት ሃገር ኣብዝረኣየሉ ክፉእ እዋን ስለዝተበየነ፡ክትቅበሎስ ይትረፍ ክትሰምዖ ስግድግድ ዘብል’ዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢለካቲትሰላማዊሰልፊሻርነት።ዕዉርድዩጸግዒ