[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Haile_Salih.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Haile_Salih.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/H.Abraha-article-17.11.2014.pdf"]
ሃማደኤ ድስቲ ኵስኵስቲ ኢሰያስ ጭፍራ ህግደፍ ጽብብ ክብሎ ከሎ፡ መሳርሒኡ ካብ ዘቘመን ማሕበራት ንሃማደኤ እዩ ዝዓበየ መደብ ዝህበን። ሃማደኤ ድማ ከም ድስቱ ኵስኵስቱ መጠን ብዕሙት ዓይነን፡ “እሺ ሕራይ” ዝቕበልኦ። ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኣባላት ሃማደኤ ን22 ሕዳር 2014፡ ኣብ ጐፒንገን (Göppingen) ሓንቲ ከተማ ናይ ጀርመን መበል 35 ዓመት
ሃገር በ ቡ ቢ ባ ቤ ብ ቦ ኮይና ኣላ:: ሚካኣኤል ኣጎስቲኖ 1) በ- በንዚን የሎን 2) ቡ- ቡን የለን 3) ቢ- ቢራ የሎን 4) ባ- ባኒ የለን 5) ቤ- ቤት የለን 6) ብ- ብርሃን የለን 7) ቦ- ቦታኻ ኺድ ኢሳያስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዝብልዎ መንእስያት እዮም::
ሓጺር መግለጺ ውጽኢት ቀዳማይ ኣኼባ ምስ ፖሊቲካውን በርገሳውን ውድባት ኤርትራ ጥቅምቲ 23-25፡ 2014፥ ቪየና፡ ቨርጂንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእንግዶት ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) ኣብ ተቓውሞ ንዝርከባ ሃገራውያን ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ንምሕባር ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 23-25 ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ርዝነትን ምክብባርን ብዝዓሰሎ መንፈስ ተዛዚሙ። እዚ ነቲ ሓደገኛ
ተጋ/ የማነ ተ/ገርግሽ "ኣብ ዘይመዓልትኻ ኣይምወትን`ዩ" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋ/ የማነ፤ ከመዮ ዝበልካዮ ንሓደ መዓልቲ ዘዋግእ ብረት ተጸሚዱልካ፤ብለይትን ቀትርን፤ብሰብኡትን ኣንስትን ተሰሊኻ፤ብዘየድምጽ ብረት ኣልግብ ኣቢሎም ከቃብጹኻ`ሞ ንዘልኣለም ምስ ምስጢራትካ ተቀቢርካ ንኽተርፍ ዝተጻውደ ኮንቱ ዕጥቂ መኺኑስ፤ ሃንዳሲ ቅትለትካ ብተመሳሳሊ ናይ ይቀተል ብይን ቀዲሙካ ክቅተል ምርኣይ ወዲ ሰብ ኣብ ዘይማዓልቱ ከምዘይመውት ዘረጋግጽ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/REVISED-DIALOGUE-11-8-2014.pdf"] ን ብ ስ ራ ት! ምጅማር ምኣዲ ዘተ! ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን - እቲ ንነዊሕ ግዜ ተቛሪጹ ዚጸንሐ ምኣዲ ዘተ - ወርሓዊ ኣኼባ ኪጅምር ምዃኑ ብትሕትና ከበስረኩም እፈቱ።ስለዚ፡ ተሳተፍቲ፡ ዘተ ንምህብታም ክዝረበሉ ይግባእ እትብሉዎ ጉዳያት ሓሲብኩሙሉ ክትመጹ ብትሕትና አተሓሳስብ። ዕለት፡- ቀዳም፡ ሕዳር (November) 22፡ 2014 ቦታ፡- ECC - 590 SHAWMUT
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Dr-Tewolde-Rememberance-day-final14.pdf"]
ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ:: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ 12/11/20 ጀርመን:: ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ ሜላ ምስ ዝፈላለዩ መኻልፍ ይፈጥሩ:: እዞም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/staufer-demo1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/PFDJS-Legacy.pdf"]
ሓለፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስጢራዊ ስራሓቶም ኣብ ቤተ ክርስትያን ተዋህዶ ቀስ ብቀስ ይጋለጽ ኣሎ፡። ድሕሪ ምእላይ እቶም ክልተ ካድራት ህግደፍ ዮፍታሄን ጸሓፊኡ ሃብቶም ርእሶምን፥ ንብረት ቤተ ክርስቲያን ዝተረከቡ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ጴጥሮስን ኣባ ባስልዮስን፥ብስም ቤተ ክርስትያን ዘሎ፥ ሕሳብ ናብኣቶም ከመሓላልፉ ምስ ሓተቱ፥ ባንኪ ኤርትራ ዘይተጸበይዎ ድቡላ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Haki_Do.pdf"]
ማሕጸን ኣደ ፍሥሓየ መብራህቱ ማሕጸን ኣደ - ዝጸገየት ዝፈረየት ዝወለደት ዝዘመደት ዘውሰበት ዝተዋሰበት ሓሪሳ ዝዓለለት ወሊዳ ዝሰዓመት ኣዕብያ ዝልኣኸት ብሂጋ ዝተኸልአት ሓዚና ዝበኸየት ብዙሕ ርእያ ብዙሕ ዝጸረት መን ይንገሮ ናትኪ ተረት? ኣደ ብዙሓት እኖይ ኤርትራ እታ ማሕጸንኪ ጕራምራ ኣወዳትኪ - “ነዋሕትን ሓጸርትን ከም መሽላ ቀያሕትን ጸለምትን ከምሽምብራ” ሐደ ደጋ ሐደ ቆላ ሐደ ዓሰብ ሐደ ቃሮራ ሐደ ባጽዕ ሐደ ኣሥመራ ሐደ ‘ቅርደት ሐደ መንደፈራ ሐደ ባረንቱ ሐደ ዙላ ሐደ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Public-Anouncement-Dr-Towelde-Rememberance.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Vacaro_poem_Genet.pdf"]
ብእስትራተጂ ዓዲ ዝቐረበ ጽሑፍ ኣብ ጉባኤ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን 24 ጥቅምቲ 2014 ኣቐድም ኣቢለ ንኹሉኹም ደላይ ፍትሒ፡ እንኳዕ ብሰላም ናኣብዚ ኣገዳስን፡ ህጹጽን፡ ዝኾነ ሃገራዊ ጻዋዒት ንኽንእከብ ብሰላም ኣኻኸበና። ኩነታት ህዝብናን፡ ሃገርና ወዲቓቶ ዘላ ቅልውላው፡ ንክንፈልጥ፡ መፍትሒ ንምድላይን ዝግበር ጻዋዒት፡ ዝምስገንን ታሪኻውን እዩ። ኣስዕብ ኣቢለ፡ ነዚ ጉባኤ ንኽግበር ዝሓለኑን፡ ዝሓሰቡን፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/ዞባዊ-ምምሕዳራትን-ጽገናዊ-ለውጥን-5ይ-ክፋል-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Letter-DFEU_USA-_1_.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Bergen_Ressolution.pdf"]
ሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ ኣሰኪሙና'ዩ ሓሊፉ! ብጴጥሮስ ተስፋጊዮርጊስ ሓሙስ 23/10/2014 ኣብ ከተማ ኖርሳምፕቶን ኣብ ስራሕ ዊዒለ፡ ኣማስያይ ብባቡር ናብ ለንደን እናተመለስኩ፡ ብሞባይል፡ ሞት ወዲ ቫካሮ ኣርዲኦሙኒ። ነቲ ዝሰማዕኩዎ ነገር ክኣምኖ ኣይከኣልኩን። ክኣምኖ እውን ኣይደለኹን። ኣንታ ንሕና ኤሪትራውያን ዘይንፈልጦ መርገም ኣለና ዲዩ
ካርታ-ጕዕዞ ናብ ደምክራስያዊት ኤርትራ ንህልዊ ኩነታት ሃገርና ብምትንታን ካብዚ ዘሎናዮ መዋጥር መዋጽኦ ክኸውን ዝኽእል መጽናዕታዊ ጽሑፍ ብሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ዋዕላ ዋሽንግተን ብዕለት 2014-10-20 ቀሪቡ ነበረ። ምሉእ ትሕዝቱኡ ድማ እንሆ ይቐርብ መቐድም ካርታ-ጒዕዞ ናብ ደሞክራውያዊት ኤርትራ ዕላማ እዚ ካርታ-ጒዕዞ ንስርዓት ውልቃዊ ምልኪ ኤርትራ ዘውድቑ ኣገባባትን ኣብ ቅዋምን ብዝሐ ሰልፍታትን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ዞባዊ-ምምሕዳር-ብመንጽር-ጽገና-4ይ-ክፋል.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/EYSCN-NA-message-on-DC-confe.pdf"]
ብ ናይዝጊ ሃይለ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Filfil_eraeiro_1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን3ይ-ክፋል.pdf"]
ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ሕጂኸ ናበይ-?! ብሊቀ-ካህናት ተክለማርያም ምርካጽዮን እወ! እዛ ዓባይን ጥንታዊትን ቤተ-ክርስቲያን፥ ሕጂኸ ናበይ ኣቢላ’ያ ክትጐዝ ትደሊ ዘላ-? ዝብል ሕቶ ብምልዓል እቲ ጉዳይ ምርኣዩ ከድልየና እዩ። ከም-ዝፍለጥ እዛ ብቕድስናዝፍለጥ ታሪኽ ዘለዋ ቤተ-ክርስቲያን’ዚኣ፥ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ብተጽዕኖ ፖለቲካ ደኣ’ያ፥ ክትድፋእን ክትሰሓብን ዝጸንሐት እምበር፥ ባዕላ መደብ ሓንጺጻ ክትገብሮ ይግብኣዝነበረ
ካብ ክዉንነት ዝረሓቐ ምስክርነት ካህናት ኦርቶዶክስ ኣብተን ካልኦት ናይ ኣመንቲ ኣምላኽ ኣብያተ ጸሎታት ዝውቱር ይኹን ኣይኹን ርግጸኛ ኣይኮንኩን፣ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣብያተ ክርስትያናት ግን ኣብ ግዜ ቅዳሴ፣ኣብታ ሰንበት መጸ ኣማኒ ብሃረርታ ዝጽበያ ጸሎተ ቅዳሴ እቲ መሪሕ ካህን“ንመፍቀሪ እግዚኣብሔር መራሒ ሃገርና ጾሩን ጸላእቱን ቀልጢፍካኣህዳኣሉ” ዝብል ጸሎት የዘውትሩ። ዝኸበርኩም ኩልኹም
መግለጺ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን እዚ፥ ስምረት ገዳማት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ዮፍታሄ ድሜጥሮስን ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ዝኣወጅዎ ውግዘት ምኽንያት ብምግባር ዝወጽአ ዘሎ መግለጺ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕ እዩ። ቅዱስ እንጦንዮስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ወፓትርያርክ ዘሃገረ ኤርትራ፥ ብ13 ጥሪ. 2006፥ "ሕጊ እንተ ረገጽካዮ ተመሊሱ እዩ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Godefa_4.pdf"]
ፍሉይን ህጹጽን መልእኽቲ ናብ መራሕቲ ሃይማኖትን ጳጳሳትን ኣባላት ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ብካህን ራእዩ ይሄሉ መንፈሳዊ ስላምታይ እናኣቐደምኩ ህጹጽን ኣዝዩ ኣገዳስን ዝኾነ እዋናዊ መልእኽተይ አቕርበልኩም። እዚ ድማ ብዛዕባ’ቲ ቀዳማይ ግህሰትኩም ማለት ኣብ ልዕሊ ሳልሳይ ፓትርያርክ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝወሰድኩሞ ዘይሃይማኖታዊ ግህሰት ኮይኑ፡ ንካልኣይ ግዜ
ቃልሲ ሓርነት፡ ብጽልኢ መላኽን ሰዓብቱን ዘይኮነስ፡ ብፍቕርን ክብርን ደለይቲ ፍትሒ'ዩ ዚዕወት! መበገሲ ጽሑፈይ፡ ነቲ ኣብ ዝተፈላለያ ውድባትን መርበብ ሓበሬታታትን ዘሎ ንሓድሕድካ ዘይምስናይን ብሓባር ኴንካ ዘይምስራሕን፡ ከምኡውን ነቶም ብጋህዲ ይኹን ብሕቡእ፡ 'ኣንጻር ምልኪ ንቃለስ ኣለና' ንብል፡ ውልቀ ሰባትን'ዩ ዚምልከት። እቲ ቀዳማይ ጸገምና ከኣ እንታይ ንደልን ንምንታይ ንቃለስን ከም
03 ጥቅምቲ፡ ንዝኽሪ ግዳያት ስደት ኣብ’ዛ እንነብረላ ዓለም ብዙሓት ህዝባውያን፡ ሃገራውያንን ዓለምለኻውያንን ባዓላት ክባዓሉ ንዕዘብ። እቶም ባዓላት ናይ ገዛእ ርእሶም መንቀሊ ታሪኽ ዘለዎም ኮይኖም፡ ገሊኦም መሰልን ክብርን ናይ ገለ ኣካላት ናይ ሕብረተሰብ (መሰል ደቂ-ኣንስትዮን ቆልዑን) ንኽረጋገጽ መጸዋዕታ ዝቐረበሎም ክኾኑ እንከለው፡ ገለ ድማ ኣብ ልዕሊ ደቂ-ሰባት ኣሰቃቒ
ሓቛፊት ደርሆ'ኳ ! 'ኣታ ሓዞ! ሓዞ'ንዶታ!' 'ኣልግስ ፈንወኒ ኣይትሓዘኒ!' 'ኣንታ ቀስ'ንዶ በል! ደሓንዲኻ!?' 'ከሊየኒ ያኣኸ! ከሪአካ'የ ስራሕካ ኣታ ሓሳዊ! ኣሕዋትና ብሰንክኹም ይጠፍኡ ኣለዉ!' ብምባል፡ ዋዕዋዕ ክብሉ ምስ ሰማዕናዮም ኢና ኣነን ናስር ዓርከይን ብስንባደ ካብቲ ተቐሚጥናሉ ዝነበርና ሰድያ ተንሲእና፡ ብጉያ ተጸንቢርናዮም። ሓደ ወዲ ሓዝሓዝ ዝብሉዎ መንእሰይ፡ ንሓደ ኣቦ መንበር ሽማግለ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Godefa_legacy_2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ርኢቶ-ኣብ-ኣተሓሳባ-ገብሩ-ኣስራት.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/Lampedusa_Mesfun.pdf"]
ንዝኽሪ ግዳያት ጃምላዊ ህልቂት ደሴት ላምፐዱሳ ብናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ዝወጸ መግለጺ ። ሓደ ህዝቢ ናይ ሓንቲ ሃገር፡ ውሽጣዊ ዓቕምታቱ ብምውህሃድ ንተፈጥሮኣዊ ጸጋታት ናይ ሃገሩ ብዝግባእ ናብ ረብሕኡ ብምቕያር፡ ናብ ጎደና ዕብየትን ምዕባለን ንኸምርሕ ኣገደስቲ ካብ ዝኾኑ ረቛሒታት ሓደ