ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 8ይ ክፋል ጭዉያ ኣቓልቦ ህዝቢ ብጉልባብ “ግዳማዊ ተጻብኦ” ሓደ ካብ ቀንዲ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና፤ ኣቓልቦ ህዝቢ ንግዳም ከም ዝግዕዝ ምግባር እዩ። "ሕቘን ከብድን ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢን ስርዓትን ምቅርራብ" ብዝብል ብሉይ ሜላ “ማሕበረሰብ ዓለም እናዘረየና’ሞ እንታይ ዘይገበርና!?” ዘስምዕ ቃና ዘለዎ ትሕዝቶታት
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 8ይ ክፋል ጭዉያ ኣቓልቦ ህዝቢ ብጉልባብ “ግዳማዊ ተጻብኦ” ሓደ ካብ ቀንዲ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና፤ ኣቓልቦ ህዝቢ ንግዳም ከም ዝግዕዝ ምግባር እዩ። "ሕቘን ከብድን ኮይኑ ንዘሎ ህዝቢን ስርዓትን ምቅርራብ" ብዝብል ብሉይ ሜላ “ማሕበረሰብ ዓለም እናዘረየና’ሞ እንታይ ዘይገበርና!?” ዘስምዕ ቃና ዘለዎ ትሕዝቶታት
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 7ይ ክፋል ኣምልኾ መላኺ ኢሳያስ ሓደ ካብ ተልእኾታት ሚኒስትሪ ዜና ንኢሳያስ ልዕለ ሰብ (Super Human) ወይ ኩለንትናዊ ሰብ ኣምሲልካ ምቕራብ እዩ። ኢሳያስ ኣብ ዓውድታት ፖለቲካ፣ ሕርሻ፣ ምህንድስና፣ ቁጠባ፤ ኮታ ኣብ ኩሉ ዝተማልአ ፍልጠት ዘለዎ ሊቕ ኮይኑ ንዝቐርበለን መደባት ኤሪ ቲቪ
ኣብዚ ቀረባ እዋን ደረጀ ደምሴ ወዱ ንጀነራል ደምሴ ቡልቶ ምስ ኣብ ደገ እትርከብ ብእሳት እትፍለጥ ናይ ‘ኢትዮጵያውያን’ ተለቪዥን ቃለ-መሕትት ከካይድ ተከታቲለዮ ኔረ። (ደምሴ ቡልቶ ሓደ ካብ ንስርዓት መንግስቱ ክሳብ ግዜ ሞቶም ዝገልገልዎ ዓበይቲ ጀነራላት ኮይኑ፣ ኣብቲ ኣብ ጉንቦት 1988 ኣንጻር መንግስቱ ሃይለማርያም ዝተፈተነ ዕልዋ መንግስቲ
ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖለቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 8ይ ክፋል 09/02/2013 ኣብ ዝሓለፈ
ሌላ ምስ ከፊላዊ ምስሊ ሚኒስትሪ ዜና "ህግደፍ" 6ይ ክፋል ሓበሬታ ምዕፋንን ዝንቡዕ ሓበሬታ ምዝርጋሕን ህዝብና ፖለቲካዊን ማሕበረ ቁጠባዊን መሰላቱ ጥራይ ዘይኮነ ሓበሬታ ናይ ምርካብ መሰሉ'ዉን ተጋሂሱ እዩ። ገለ ኣብነታት ክጠቅስ፦ ሀ) ኩባንያ ዕደና ወርቂ ቢሻ ኣብ 2010 መፍረ ምስ ጀመረ፡ ሱር በተኻዊ ዕብየት ክመጽእ እዩ ዝብል
ኣፍሪቃ ከም ኣህጉር ብእትውንኖ ባህርያዊ ጸጋትታት ኣዝያ ሃብታም ምዃና ጸብጻባት የመልክቱ። እቲ ባህርያዊ ጸጋታት፡ ወርቅን ኣልማዝን ዝኣመሰሉ ማዕድናት ጥራሕ ዘጠቓልል ኣይኮነን። ኣዝዩ ሰፊሕ ተሓሪሱ ክፈሪ ዝኽእል ድንግል መሬት’ውን ትውንን ኢያ። ብዙሓት ተንተንቲ ስነ-ቑጠባ ይኹኑ ዝተፈለለዩ ካልኦት ምሁራት ከኣ፡ ኣፍሪቃ እዚ ብኣጸዋውዓ ፕሮፈሰር ዓሊ ማዙሩይ “ናይ
ህዝቢ ኤርትራ ን 30 ዓመታት ብረታዊ ቃልሲ ከካይድ ከሎ ንሽሙ ናጽነት ጥራይ ኣይኰነን። ነታ ሕጂ እተንበልብል ዘላ ባንደራ ጥራይ እውን ኣይኮነን። እንታይ ድኣ ንኽብሩን መሰሉን ኢዩ ነይሩ። ቀጻልነት ምዕባሌን ራህዋን ዘይብሉ ነጻነት ትርጉም የብሉን። ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ሓፍ ዘይብል መስዋእቲ ዝኸፈለ ንመሰላቱን ክብሩን ኢዩ ነይሩ።እንተ
21ጥሪ ወተሃደራት ኤርትራ ብታንክታትን ረሻሻትን ተሰንዮም ንሚኒስትሪ ዜና ካብ ሰዓት10 ቅድሚ ቀትሪ ክሳብ ምሸት ሰዓት ዓሰርተ ብምቁጽጻር ቅዋም ክትግበርን እሱራት ፖለቲካ ክፍትሑን ዝብል ጠለቦም ኣስሚዖም፡፡ነቲ ንርእሰከተማ ኤርትራ ቁልቁል ዝርኢ ስትራተጅያዊ ፎርቶ 12 ሰዓት ሒዞም ብቐሊል ዕንቅፋት ብሰላም(ምስ ኣባላት ሚኒስትሪ ዜና ኣኼባ ብምክያድ) መልእኽቶም ምብጽሖም፡ጠለቦም
ተራን ምጥርናፍ መንእሰያትን መድረኻት ፖሊቲካዊ ተቓውሞን ታደሰ ኪዳነ 7ይ ክፋል 02/02/2013 ኣብ 6ይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፣ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ’ቶም ዶባት ኤርትራ ሰጊሮም፣ ብሰሃራን ባሕሪ መዲተራንያንን ሓሊፎም፣ ገለ’ውን ዝተሰንዐ ወረቓቕቲ ተጠቒሞም፣ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ ዝተኸተሎ ኣዕናዊ
ወዳጄ “ልምዓታዊ ሚድያ”! ሚኒስትሪ ዜና ከም ዝኾነ ናይ ፕሮፖጋንዳ ትካል ንተልእኾኡን ዕላማታቱን ዝዉክል ስትራተጂ ኣለዎ። ንሱ ድማ ብጉልባብ ስትራተጂ “ልምዓታዊ ሚድያ” ህዝቢ ምድንጋር እዩ። ንምዃኑ ኣብዛ ኢሳያስ ዝነገሰላ ኤርትራ ፖሊሲ ልምዓት ኣሎ ድዩ!? እቲ ሚኒስትሪ ዜና እኽተሎ’የ ዝብሎ ስትራተጂ ‘ልምዓታዊ ሚድያ’ኸ መጎታዊ ባይታ
እቲ ብውሽጢ ውሽጢ ኣብ ሓለፍቲ ሰራዊት ክባላልላዕ ዝጸንሐ ስዉር ተቓውሞ፡ ከም ምፍላሕ ዘይወድአ ብርቱዕ ስዋ ብዕለት 21/01/13 ነቲጕ። ኣብ ፈረንሳ ዝመደበራ ሬድዮ ኤረና ድማ፡ “ፎርቶ ንመንግስቲ ኤርትራ ብዝቃወሙ ወተሃደራት ተታሒዙ..” ዝብል ረባጺ ዜና ፈነወት። እዚ ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ጥራይ ክወዳደሮ ዝኽእል ታሪኻዊ ፍጻሜ’ዚ፡ ካብ 200
ከመይ ትቕንዩ ክቡራት ኤርትራውያን! ሎሚ ሃገርና ኣብ ሓደ ወሳኒ መሰጋገሪ መድረኽ ትርከብ ኣላ። ኢሳያስ እቲ ንሃገርናን ህዝብናን ከም ሕሱም ዘድመየ፡ ንመንእሰያትና ባዕሉ ኣብ ዝጻሕተሮ ኵናት ዝጠበሰ፡ ናብ ሳሃራን መዓምቝ ባሕርን ዘጥሓለ፡ ንዓበይቲ ዓዲ ዝመቝሐ፡ ንኤርትራውያን ኣዴታት ዝዘለፈ ገበነኛ መራሒ ስለምንታይ ከምኡ ክገብር ክኢሉ ዝብል ሕቶ ክነልዕል
ኣምላኽ ድኣ ባዕሉ ኢዱ የምብረሉ እምበር፡ ዓርከይ ሰመረ ከምዚ ሕጂ ከይሃጠመ እንከሎ ነዛ ዘይትተርፍ ናይ ቀውጢ ግዜ ክጓንያ ክብል „“ኣንታ’ዞም ቆልዑ ነገር ከምጽኡልና ኢዮም“ ብማለት ኣብ ልዕሊ ንጥፈታት መንእሰያት ስኽፍታኡ ደረት ኣይነበሮን። ካልእ ኣይኮነን፡ ናይ ፖለቲካ ባዶነት ከይፍጠር ብማለት ጥራይ ኢዩ። እንተኾነ ብኽፍኣት ዝተበገሰ እዃ
ብቑዕን ተወዳዳሪን ኣገልግሎት ትምህርቲ ብምቕራብ ፍልጠት ዝደለቡን ብትምህርቲ ዝበሰሉን ዜጋታት ብምፍራይ ሓንቲ ሃገር ኣብ ቁኑዕ ጎደና ምዕባለን ልምዓትን ንክትምርሽ ካብ ዝሕግዝዎ ወሰንቲ ረቋሒታት ሓደ እዩ፡፡ ምኽንያቱ ዝኾነ ሕብረተሰብ ማይ ፍልጠት ብዝሰተዩ ዜጋታት እዩ ካብ ድሕረትን ድንቁርናን ተላቒቑ ምስ ዘመናዊት ዓለም ብማዕረ ክስጉምን ስልጥንቲ ዓለም ኣብ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/04/Dagmay_Mahber_Shewaate-PDF.pdf[/embed]
ንልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣዋሳ ኢትዮጲያ ዝተመስረተ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ክንዛረብ ኣይደለናን፡፡ሕማቕ ናትካስ ኦሆይ ይብለካ ስለ ዝኾነ ሕመቕና ተሰኪምና ክንጓዓዝ ሰለይ ክንብል ኣብ መስርሕ ጌጋታቱ እናኣለየ ክኸይድ መሪጽናን ሓሲብናን፡፡ እንተኾነ ሓባእ ቁስሉ ሓባእ ፈውሱ ከም ዝበሃል፡ዝሓባእናዮ ቁሰሊ ገና ካብ መፈለምትኡ ሓሳኹ
ሓውሲ ደሴት ሲናይ እንክልዓል ኣብ ኣእምሮኻ ቅጅል ካብ ዝብሉኻ ነገራት ሓደ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝትረኽ ዛንታ ስደት ሙሴ ኣብ በረኻታት ሲናይ እዩ፡፡ ሙሴ ሕነ ናይቲ ብጎይትኡ ተቐጥቂጡ ተወላዲ ሂብሩ ዝኾነ ጊላ ፈድዩ፡ ካብ ምድረ ግብጺ ናብ በራኻ ሲናይ ከምዘተሰደ ዛንታ ስደቱ ይገልጽ፡፡ ብዝኾነ ዕላማን መበገስን ናይዚ
ሬሳ ነፍስሄር ናይዝጊ ክፍሉ ሓመድ ኤርትራ ንከይለብስ ምኽልካል ኣዛራቢ ጉዳይ ኮይኑ ወሪሑ። ርእሰ ኣጋንንቲ ኢሳያስ መልሲ ካብ ምሃብ ትም ዝመረጸሉ ምኽንያት ስዒቡ ዝመጾ ሕቶ ዝኸፍእ ምዃኑ ፈሊጡ ካልእ ነዚ ዘረስዕ ሓድሽ ኣርእስቲ ኣብ ምህንዳስ ይርከብ። ልዕሊ ዝኾነ ወገን እዚ ጉዳይ ንደገፍቲ ህ.ግ.ደ.ፍ እዩ ዓቕሎም ኣጽቢብሎም። ምኽንያቱ
ክልቲኦም ውልቀ-መለኽቲ’ኳ እንተኾኑ፣ግፍዒ ኢሳይያስ ካብ ናይ መንግስቱ ጭቆና ይኸፍእ። 1. ውልቃዊ ባህሪኦም ሓደ ኮይኑ ናይ ጨካን ኣራዊት ዘገዳም ጠባይ ዘለዎም፣ከም ሰብ መጠን ኣብ ደቂ ሰባት ርህራሄ ዘይብሎም’ዮም።ፍልልዮም ግን መንግስቱ ሃይለማርያም ዓገብ ብህዝቢ የንቅፈና’ዩ ንዝብሎ ናይ ብጻዩ ምኽሪ ኪሰምዕ ከሎ፣ንኢሳይያስ ዓገብ ዝበለ ግን ናብ ማእሰርቱ ስለ
ጉዕዞ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኣጀማምርኡን ኣበጋግስኡን ብጽጹይ መጽናዕትን ምርድዳእን ስለ ዘይተጀመረ ነቲ ምእንቲ ናጽነት ክኽፈል ዝግብኦ ዋጋ ዝያዳ ኣኽቢርዎ፡፡ ካብ ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ናይ መጀመርያ ሓምሳታት ብማሕበር ሸውዓተ ዝፍለጥ ብብሸውዓተ ተወዲብካ ዝተጀመረ ናይ ውሽጢ ከተማታትን ጎደናታትን ቃልሲ በጋባቡ እቲ ዝሓሸ ኣጀማምራ ኔሩ ክብሃል
ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ንዲሞክራሲን ለውጥን ሓጺር መግልጺ ዳግማይ ኣደቡሓ፡ ኣቐዲመ ነቲ ዝተገብረና ክብርን ልግስን፡ ብህዝቢን ብመንግስትን ኢትዮጵያ ከመስግን ይፈቱ፡ ዝተገብረ ኣገባብ ጭዉነትን፡ ስነ ስርዓትን፡ ምቕሉልነትን፡ ትሕትናን፡ ፍቅርን፡ ፍሽኽታን፡ ንኸተመስገን ቃላታት ዘይርከቦ ሕውነት ዝመልኦ ብምንባሩን መሰታ ዘይብሉ ከበሬታ ንኣንበብቲ ክገልጽ ይፈቱ፡ ናይ ሕዝቢ ሃዋሳ ጉባኤ ተፈጺሙ
ተኽለዝጊ ሓጎሰ (በርሜንግሃም) አብ ዓለም መሰል ደቂ አንስትዮ ከይተኸበረ ንብዙሕ ዘመናት ደቂ አንስትዮ ማዕርነተን ከየተረጋገጽ አብ ትሕቲ ጽላል ደቂ ተብዓትዮ ጥራሕ ክነብራ ክምዝኽእላ ተጊሩ ክርኣይ ጸኒሑ። ደቂ አንስትዮ አብ ከቢድ ዕዮ ገዛን ምውላድን ምእላይ ስድራ ከምኡ ድማ አዝዩ አህላኺ ብዙኸነ ስርሓት እናተጸምዳ ማዕርነተን አብ ፖለቲካውን ባህላውን
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/02/Knanan.Mnanan.pdf[/embed]
ከምቲ ኣብ ናይ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ማዕከናት ዜና ዝግለጽ ዘሎ ኣነውን ንናይ ሞት ዕረፍቲ ናይዝጊ ክፍሉ እታ ዝዓረፈላ ምዓልቲ ብሰኑይ 6 ለካቲት ሰሚዔ። ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ናይ ሓላፊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቅን ኣቶ የማነ ገብረኣብን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ንክራኸቡ ኢሎም
ወየ፡ ንመዋቲ ዘይንፈግ መግነዚኡ ህያብ ኢዩ። ወናኒ ሓቒቕ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ገለ ካብቲ ወረጃ ስነ-ምግባ ራቱ ንሞት’ውን ንጹር ወግዒ ገይርሉ ኢዩ። ሞት ብውዕዩ ሬሳ ኣብቃሬዛኡ ኣብ ቅድሚ ቀባሮ ኣብዝተጋደመሉ ግ ዜ፡ ብኩሉ መለክዒ “’ወየ “ይበሃል። መዋቲ ከኣ ብከይብሉንን ካልእ ብዝወርዶ ሳዕቤናትን ከይተሰከፈ፡ ከምቲ ኩሉ
እዚ ጽሑፍ እዚ ንኩሎም ተጋደልቲ ብሓፈሻ፣ ኣብ ጽፍሒ ሓላፍነት ንትርከቡ ድማ ብፍላይ ዘተኮረ እዩ። ኩሉ ከምዝሳማማዓሉ መብዛሕትኡ ብሓቂ ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ሒዝዎ፣ ኩሉ ናብራን ሂወትን መኒኑ ናብ መስዋእቲ ክብጆ ኢሉ ናብ በረኻ ዝወጽእ፣ ልዑል ሕልናን ትብዓትን ዝተዓደሎ ጥራይ እዩ። ክንዲ ዝኾነ መስገደል ሰጊሩ ዕላማ ፈጺሙ
ብናይ ኤውሮጳውያን ኣቆጻጽራ እዚ ዘሎናዮ እዋን ልደት ኣሕሊፍና ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢና ንርከብ ዘሎና ናይ ሰላምን ቅሳነትን ሓዲሽ ዓመት ክኾነልና ይምነ፡፡ ኣብ ኩለን ሃገራት መራሕቲ ሃገራት ንህዝቦም መደረን ትንቢት ሓዲሽ ዓመትን ገምጋም ናይ ዝሓለፈ ኣረጊት ዓመት ገምጋምን ኣሕጺሮም ይገብሩ፡። እቲ ካልእ ዝነውሐ ገምጋማት ንናጻ መድያ
ከምኡ ዝኣመሰለት ተባሃጊት ሃገር ኮይናትሉስ፡ ንኢዱ ዝጸግባ ከይመሰሎ ኢዩ ንዕዳጋ ዝወረደ። ንሱ ስድራኡ ከይረኣየ ሓያለይ ግዜ ስለዝሓለፈ ዝነበሮ ምስሊ’ውን ከይሃሰሰ ኣይተረፈን።ነቶም ክፋእ ሃገር ዝዛረቡ ክፉኣት ሰባት እናተ ማዓቶም ሓንቲ ምኢቲ ኦይሮ ብብላክ ኣሽሪፉ፡ ምስንእሽቶ ሓብቱ ዕዳጋ ወረደ። ሸመታ ናይ ጸብሐመብሒ ኣይሸፈ ነትን ኦይሮኡ። ደጊሙ ከሽርፍ ብላክ
ህግደፍ በቲ መደናገርን ልዑል ናይ ስልጣን ህርፋን ዘለዎን ኢሳያስ እናተመርሐ፡ ካብ ሓደ ሓርነታዊ ምንቅስቓስ ናብ ሓደ ማፊያዊ ጕጅለ ካብ ዝቕየር ንነጀው፡ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ዝከኣል ኣይኮነን። ምናልባሽ ክሳብ 1997 ናብ መንግስቲ ገጹ ክሰጋገር ዝኽእል ውድብ ነይሩ ክንብሎ የምሕረልና ይኸውን። ኢሳያስን ጕጅለኡን ግን
ምስ’ዛ ናጽነት ትመጽእ ዘላ ናጽነት ኣብ ዓለም ተራእያ ዘይትፈልጥ’ያ ትብልትምህርቲ መሰል ትምክሕቲ ናይ እንዳ ዝናን ዘሕደረቶ ጽልዋመቸም ንሓዋሩ’ውን መለክዒ ዝርከቦ ኣይመስልን’ዩ። እወ እታ ብቐሊሉ ትጥመትመልክዕ ናይ ናጽነት፡ንኤርትራ ካብ ኢድ ጸላኢ መንጢልካ ዶባት ምሕንጻጽን ባንዴራ ምስቃልን ትመስል ኮይና፡ ካብኡ ዝተወልዱ ዘበሉ ጸላኢ ንኸይምለስ ኣብ ዶብ ንኽውዕሉ
ክቡራት ተኸታተልትና ድሕሪ 3ይ ክፋል ጽሑፍና http://demo.archive.assenna.com መን'ዩ ፈላላዪ? ንንውሕ ዝበለ ጊዜ ኣብ ካልእ እዋናዊ ጉዳያት ተጸሚድና ብምድንጓይና ይቕሬታ እንዳሓተትና 2012 ዓመተ ስኒትን ሓድነትን ክትኮነልና ምምናይ ጥራይ ዘይኮነ ብግብሪ ክንሰርሕ ዓቕምን ጽሮትን ይሃበና ብምባል ኣብ ምህለላ ከይተደረትና ንፈላለይትና “በርቂ ይፍለዮም” ኢልና’ውን ኣብ ምርጋም ከይተወሰና ነቲ
ብ ተወልደ ኪዳነማርያም ኣብ ኤውሮፓ ዝርከቡ ብዙሓት መራሕቲ ሃይማኖት ብዝያዳ ከኣ መራህቲ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢና ዝብሉ ኣቐሽቲ መሳርሒ ህግደፍ ኮይኖም፡ ንቤተ ክርስትያን መሳልል ውልቃዊ ናብርኦም ገቢሮም ዝነብሩ ከም ዘለው ይፍለጥ፡፡ ሎሚ እዞም ሰባት እዚኦም ስለምንታይ ነዚ ጸይቅታት እዚ የኻይዱ? ኣንጻር ሕልኖኦምን ታቦቶምን ደው ዝበሉሉ ምኽንያት እንታይ
አቲ ኩነት ቀዳም 29 ጥሪ 2012 ዓ.ም አብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ እዩ ተኸሲቱ። ብድርኡ ዝሰማዕካዮም ሰባት ጽባሕ ማርያም እዩ ቤትክርስትያን ክንከይድ ኢናሞ፡ ትመጽእ ዲኻ ኢሎም ዕድመ የቕርቡልካ። እወ ወይ አይፋለይ ኢልካ ከይመለስካሎም አበየናይ ቤተ ክርስትያን ኢኻ ትኸይድ ኢሎም ሕቶ ዘስዕቡልካ’ውን ኔሮም። እዋእ እታ ማርያም አስተርእዮ
ዘተ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ካብ 09-12 ጥሪ 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሴ ከም ዝተኻየደ ዝዝከር ኢዩ፡፡እዚ እዋናውን ኣገዳስን ዘተ መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጲያ ብምሉእ ዓወት ከም ዝተዛዘመ ውን፡ ኣብ ግዚኡ ብመራኸቢ ብዙሓን ተገሊጹ ኢዩ፡፡ዘተ ኤርትርውያን መናእሰያት ስደተኛታት ዝወደበ ወይ ዝጸወዐ ኣካል ግን መን’ዩ?ስለምንታይ’ከ
ኩሉ ውልድ ክብል ከሎ (ደቂ ሰባት ማለተይ’ዩ) ዳርጋ ሐደ ዓይነት ኣመል ኢዩ ዘለዎ። እዚ ከአ ካብ ማሕጸን ኣድኦም ውጽእ ክብሉን ክበኽዩን ዳርጋ ሐደ’ዩ። ውሑዳት ናይ ተፈጥሮን ኩነታትን ውጹዓት ናይ ጥዕና ሽግር ዘለዎም ብዘይ ድምጺ ምስማዕ ክወጽኡ ዝግደዱ’ውን አለዉ። ገሊኦም ከአ ገና ከይተወልዱ ኣብ ማሕጸን አደኦም
መቸም ቀጣፊ ሰብ ኣይሓንኽን’ዩ። ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ ቃለመሕትት ናይቲ ቀጣፊ ኢሳያስ ክሰምዕ ቀንዩ። ከም ሓቂ ንሰብ ምጽራፍ ጌጋ’ዩ፡ ንኢሳያስ ግን ጸርፊ ዘይኮነ ካልእ’ውን ይግብኦ። ኣቱም ሰባት! ኣብ ኣብ ህይወተይ ከም ኢሳያስ ዘይሓንኽ ሰብ ርእየ ኣይፈልጥን። እቲ ኣብ ሜዳ ከለና እዞም ሕጂ ኣብ
እዚ’ውን ይሓልፍ! እታ ቃል ስንብታ፡ እታ ኣብ ዝኾነ ቀውጢ ግዜ’ውን እንተኮነ ኒሕ ተቐኒታ ዝበድሀት ዘይተሳዕረት፡ ንትንግርቲ ከኣ ዘልኣለም ክትዛረብ ኣብ ኣኻውሕ ተወቒራ ብደም መንእሰያት ዝተቐለመት“ እዚ’ውን ያሓልፍ’’ ዝበለት ቃል ኤርት ራውያን ተረሲዓ ዶ? እቲ ዘይተሰምዐ ዝህልህል ዘሎ ቃል ጽንዓት ናይቶም ኣብ ፈቐዶ ቤትማእሰርትቲ ህግደፍን ቅ ድሚኡን፡
ብያንሲ ዑመር ኣብቲ "ሕጋውነት መንግስቲ ኤርትራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ዝቐረበ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ኣንቀጽ'ዚ፡ መንግስቲ ኤርትራ ደሞክራሲያዊ መንግስቲ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብምትንታን ዳህሲስናዮ። ብመሰረት'ቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ኣንቀጽ'ዚ ዝቐረበ ትንተና ኸኣ፡ መንግስቲ ኤርትራ ብኹሉ መለክዕታት ሕጋውነት፡ ሕጋዊ መንግስቲ ከም ዘይኰነ ኣረጋጊጽና። ኣብዚ ካልኣይ ክፋል
ክቡራት ተኸታተልቲ፡ ይህውኸኩም ይህሉ ኢየ። ዘረባ እንተበዚሑ መዓስ ጽቡቕ! ግን መታን ክትከታተሉ ምስቲ ስቕለት ናይ ፈነውቲ ስለዝጓየ ዘለኹ ኢዩ። ከምቲ መደብና እምበኣር ሎሚ መወዳእታ ክፋል ሳልሳይ ምዕራፍ ቅዋ ም ኢዩ። እዚ ማለት ንኩሉ ምዕራፋት ክንዛረበሉ ስለዘይመረጽኩ ብዛዕባ ሓንቲ ምዕራፍ ጥራይ ብምጽሓፈይ ኢዩ። ከምሓሳብ ግና ከምቲ
ደሃይ ዋዕላ ናይ ኣዋሳ መቸም፣ ናይ ውድባት ወረ ገዲፍካስ ይበል’ዩ። እንተ’ዚ ብዛዕባ ናይ ውድባት ብዝሒ ዝስማዕ ስሓቦ-ጉተቶ ግን ኣዝዩ ዘፍርሕ’ዩ። ነዛ ንእሽቶን ዉልዶን ኤርትራስ ክሳብ 20-30 ዝኾና ውድባት ‘ኣለና’ ክብላ ይፍትና’ለዋ እንተኾይኑ ክበሃል ዝድለ ዘሎ ምእማኑ’ውን ከጸግም’ዩ። ምናልባት እዚ ዝምባሌ’ዚ ክቕጽል ዝድለ እንተኾይኑ ድማ ንታሪኽ