[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/04/assenna-Dan-Connel-2018.pdf"] Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/04/assenna-Dan-Connel-2018.pdf"] Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:
ሓዘንናን ጓሂናን ባዕልና ንደብሶ ዓለምለኻዊ ማዓልቲ ደቀንስትዮ ሸሞንተ መጋቢት (International Women's Day (March 8) ካብ 1900ታት ኢንዱስትራዊ ለውጢ ነጥቢ መቐይሮ ንቁጠባዊ፣ ባህላዊ፣ ፕለቲካዊ ተባሂሉ ዝፍለጥ እዩ ኔሩ። በቲ ሓደ ወገን ድማ ምግላል ደቀንስትዮ ካብ ኩሉ ጽላታት ዝዓብለሉ እዋን ብምንባሩ ፡ ኣብ 1908 ኣብ ኒውርክ ደቀንስትዮ ሰለማዊ
መስዋእቲ ድሩዕ ብሳክቲዝም ድሕሪ ምቅልሑ ብርክት ዝበሉ ሰባት፡ “ድሩዕ ሎሚ መዓስ ኮይኑ ተሰዊኡ፡” ክብሉ ከለዉ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ደለይቲ ፍትሒ ድማ ንድሩዕ መንግስተ ሰማይ ከዋርሶ ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ክህብ ሰናይ ድሌቶም ገሊጾም። የግዳስ ነቲ ቅኑዕ መንገዲ ዝጻረር ጸረ ሓቂ ወይ ሰይጣናዊ ዘረባታት ዝነበረን ዘሎን’ዩ። ስለዝኾነ፡ ገለ
ካልኣይ ክፋል ተንኮላትን ኣዕናዊ ሜላታትን የማነ ገብረኣብ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ውልቀመላኺ ኢሳያስን የማነ ገብረኣብ (ማንኪ)፡ ብዘይካ’ቲ ስርዓት ህግደፍ ትልኽ እናበለ ክቅጽል ዝዋስኦ ወሳኒ ተራ፡ ኢሳያስ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ስልጣኑ እንተዘይቀጺሉን ወይ’ውን ህዝቢ ኤርትራ ንምትላልን ንኸምስልን፡ “ካብ ስልጣነይ ተኣልየ” ኢሉ ንየማነ ገብረኣብ ኣብ ቦታኡ ኣቀሚጡ ብድሕሪ መጋረጃ
ስርዓት ህግደፍ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ ብርሰት ኣብ ሃገራውነትን ሓርበኝነትን 3ይ ክፋል ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 10/02/2017 ኤርትራዊ ሃገራውነት ከም ኣምር፡ ምስ ምቛም ኤርትራ ከም ሃገር ኣብ መበል 19 ክ/ዘመን ዝጀመረ እመስለኒ። ሓርበኝነት ግን ቅድሚ ምቋም ሃገራትን መግዛእትን ዝነበረ ተርእዮ ኢዩ። ዝኾነ ሕ/ሰብ ኣብቲ ብደረጃ ቀቢላ፡ ብሀር፡ ከባቢ ወይ ዓሌት ኣብ
ድሕሪ 25 ዓመት መሪሕነት ናይ'ቲ ከይተመረጸ ዝገዝእ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ኤርትራውያን ዜጋታት ገና ኣብ ትሕቲ ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለምና ጨቆንቲ ዝዀኑ መንግስታት ይግዛእ ኣሎ። ኣብ ግንቦት 2016፡ እቲ ብቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝቖመ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮምሽን ኣብቲ ዘቕረቦ ናይ መጨረሽታ ጸብጻቡ፡ እቲ
ስርዓት ህግደፍ፡ ጥፍኣትን ብርሰትን ኢዩ ታደሰ ኪዳነ (በርሚንግሃም) 08/01/2017 ተደጋጊሙ ከም ዝተገልጸ፡ ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ስኑ ነኺሱ ክቃለስን ልዕሊ ዓቕሙ መስዋእቲ ክኸፍልን ከሎ፡ ሓንቲ መዓልቲ ንመግዛእታዊ ሰራዊትን ኩሉ ናይ ጭቆናን ዓፈናን መሓውራቱ በታቲኹ፡ ደቃ እትጥርንፍ፡ ስደተኛ ዝምለሰላ፡ ፋሕ - ፋሕ ዝበሉ ዜጋታታ ተመሊሶም ዝተኣኻኸቡላ፡ ውሉድ
ኣብ ጽባሕ ሓድሽ ዓመት 2014 ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ምዃኑ እዩ፣ ሓደ ካሕሳይ መኮነን ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣብ ‘ቡርገር ፓርክ ‘ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ቦታ ኣብ ብረመን (ጀርመን) ዝርከብ ብኣግራብ ዝተሸፈነ ጫካ ተሓኒቑ ተረኽበ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/01/kahsay-mekonen-1.pdf"] Oneworld.NL. YouTube Video: https://www.youtube.com/watch?v=8Rh2Stx4OlE
ሕጂ’ውን “ሕሳብና ንግበር!” 2ይ ክፋል 22,10,16፡ መብርሂ፦ ከምቲ ኣቐዲመ ዝሓበርኩዎ ጽሑፋተይ ብ”ዎርድን ፒዲኤፍን (Word and PDF) ስለዝሰዶ ኣብ Assenna . com ምንባቡ እንተጸጊምኩም ኣብ Togoruba.org ብፒዲኤፍ ምንባቡ ከምዝቐለልኩም ክሕብር እፈቱ። ንኣብነቱ ቀዳማይቲ ክፋል ናይዛ ኣርእስቲ ተመሊስኩም ኣንብቡዋ። ስለ’ቲ ሓበበሬታኹም ድማ ኣዝየ አመስግን። ንቐጽል በሉ። ክቡር ጀነራል፡ መቸም
ብዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.) ጥቅምቲ (October) 1: 2016 እዚ ትርእዩዎ ባህሪያዊ ስእሊ ምድሪ መሬት ኤርትራ ኣይኮነን! ግዳይ ውዲት ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስን ባህሪያዊ ጸጋታት ሃገራት ሳልሳይ ዓለም ግሒጡ ምስ ወድኤ፡ ብዘይ ሓላፍነት የዕኒዩ ዝሃድም ባዕዳዊ ኩባንያን ዘስዕቦ ናይ ዘሎ ዕንወት ስእሊ`ዩ። መሬት ኩሉ ኢያ! ህዝባ ምስ ዝሕልዋን ዝከናኸናን፡
ኤርትራ ኣብ ገዛእ ርእሳን ኣብ ከባቢኣን ዘሎ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላው፡ ከምኡ’ውን ዘለዋ እስትራተጂካዊ ኣገዳስነትን ተጠማትነትን፡ ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣብ ተኣፋፊ መድረኽ ትርከብ። ኣብ ዝኾነ እዋን ንህዝቢ ኤርትራ ዝያዳ ዘገድሶን ዘሻቅሎን ጉዳይ፡ ውሽጣዊ ሰላሙን ብልጽግናታቱን፡ ናይ ከባቢኡ ርግኣትን ምስ ጎረባብቱ ሃገራት ብስኒትን ምክብባርን ምንባር’ዩ።
መንእሰይ ካብ ተረካቢ ህዝብን ሃገርን ምዃን ሓሊፉ ኣብ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ወሳኒ ተራ ዝጻወት ምዃኑ፡ ናይ ሕብረተ-ሰብ ሕግታትን ታሪኽን ዘረጋገጾ ኣድማሳዊ ሓቂ እዩ። ይኹን’ምበር ሓደ መንእሰይ ወለዶ ኣብ ሓደ ሕብረተ-ሰብ ልዑል ተራ እናተጻወተ፡ ህዝብን ሃገርን ብብቕዓት ተረኪቡ ክመርሕ ንክበቅዕ፡ በቲ ሕብረተ-ሰብ ይኹን ኣብ ገግዚኡ ዝውደቡ መንግስታት፡
ማሕሙድ ሳልሕ ኣብዘን ዝሓለፋ ሳምንታት፡ ሓደ ሓደ ብጾትን ኣዕሩኽን ንሓደ ኣብ ዩ-ትዩብ ብሓደ ዜጋ ዝፍኖ ዘሎ ኣዝዩ ኣጸያፊ ቪድዮታት ኣመልኪቶም ክርእዮ ከተባብዑኒ ጸኒሖም። ዝበዝሑ ኣዕሩኽተይ ካብ ብሄረ ትግርኛ ዝውለዱ እዮም (ፈትየ ዝገበርክዎ ኣይኮነን)። እቲ ቪድዮታት ናይዚ ውልቀሰብ ዝረአን ዝብላዕን የብሉን። ብሕጽር ዝበለ፡ እዚ ሓውና ንሓደ “ኣግኣዝያን”
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/FOR-POSTING-UNIVERSAL-DECLARATION-OF-HUMAN-RIGHTS-TIGRIGNA-TRANSLATION-EDITED-ON-MAY-30-2016.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/05/SUPPORT-FOR-GIEEGM.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ ክንደይ ሰብ ድዩ ኪቕተል ዘለዎ፡ ህዝቢ ብሓባር ንኺለዓል? ክንደይ ገዛውቲ ድዩ ኪፈርስ ክንጽበ ዘሎና ግቡእ ስጉምቲ ንኽንወስድ? ክንደይ መንእሰያት ድዮም ኪስደዱን ኣብ መዓስከራት ጎረቤት ሃገር ድማ ኪሰፍሩን ዘድሊ ህዝብና ካብ ድቃሱ መታን ኪበራበር? ክንደይ ኤርትራውያን ድዮም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኪጥሕሉ ዚግባኦም እቲ የዋህ ክፍሊ
ኣማኑኤል ሳህለ ዝኾነ መንግስቲ ብባህርይቱ ጨቋኒ እዩ። ፍልልዩ ኣብ መጠንን ኣገባብን እዩ። ገሊኡ ገዚፍ በሰላታት ዚገድፍ ጭቆና ኣርእዩ ኪጠፍእ ከሎ፡ ገሊኡ ድማ ወድሰብ ኪስከሞ ዚኽእል ዓይነት ጭቆና ኣካዪዱ ይሓልፍ። ሓድሓደ እምባገነናት ነቲ ኣብ ህዝቦም ዘካይዱዎ ግፍዒ ብናይ ልምዓትን ቁጠባዊ ትልምታትን ገይሮም ኪሽፍኑዎ ይረኣዩ። ገሊኣቶም ድማ ንህዝቦም
ቀዳማይ ክፋል ኤርትራ ኣብ ቅልውላው - ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና! መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ንስራሕ ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ
ዝሓለፈ ሰኑይ፣ ኣብቲ “ህዝቢ ኤርትራ ናይ ስርዓት ለውጢ እምበር ናይ ምስሌነታት ለውጢ ኣይኮነን ዘደልዮ ዘሎ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘቕረብናዮ ናይ መእተዊ ትሕዝቶ 1ይ ክፋል፣ መሰረትን ተሳታፍነትን ህዝቢ ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጎሲኻ፡ ኣብቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር፡ ባህግን ተስፋን ህዝቢ ኤርትራ ንቅዋማዊ ሕጋዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ዝጠለሙ፣ ኣብ ወጻኢ
ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 19/12/2015 4ይ ክፋል ኖኣም ቾምስኪ ዝተባህለ ኣይሁዳዊ ኣመሪካዊ፡ ኣብተን ‘IMPERIAL AMBITIONS’ (2005) ከምኡ`ውን ‘POWER SYSTEMS’ (2013) ዝብላ ብመልክዕ ቃለ-መጠይቅ ዘዳለወን ክልተ መጻሕፍቱ፡ ነዘን ዝስዕባ ምስ ኩነታትና ዝኸዳ ጥቕስታት ንረክብ። “ነቲ ህዝቢ ብሓይሊ ክትቆጻጸሮ እንተ ኪኢልካ፡ ብዛዕባ ዝህልዎ ስምዒታትን
ተጋዳላይ ግዳይ ድዩ ወይስ ጠንቂ ናይቲ ጉዕዙይ ህግደፋዊ ፖሊሲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም ሕዳር 24 2015 ብዙሓት ሰባት “እዚ ሕቶ`ዚ ክለዓል`ውን ኣይነበሮን” ከም ዝብሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን። እንተኾነ ብገለ ሰባት ንክብርን ተራን ተጋደልቲ ዘቛሽሽ ዘረባታት ይስማዕ ስለ ዘሎ፡ ብዛዕብኡ ቁሩብ ምዝራብ ጽቡቕ እመስለኒ። እዚ ዘረባታት`ዚ ካብ ነጻ ርእይቶ ናይ ውልቀ
ብንኣምን ተኪኤ ጀርመን፡ 17/11/2015 ሓደ ሓደ ጊዜ፡ ሓቂ ክትጉሰ ትርእያ'ሞ፡ በጨቕ ክኣ ይብለካ፡፡ ክሳብ መዓስ'የ ትም ክብል ኢልካ ውን ንነብስኻ ትገንሓ። ዝመስለካ ክትብል ወይ ክትጽሕፍ ውን ትውስን፡፡ “ ዝመኸርናዮ ንልቦና፡ ዝሓጎምናዮ ንጥዕና ይግበረልና “ ኢልካ ክኣ ነቲ ዝመሰለካ፡ ብዘይጎድእ መንገዲ ትድሕድሖ። እቲ ለለባሙ ይቕበሎ ወይ ይግምግሞ፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/11/ACTION-PROVES-UNITY.pdf"]
ጠንቂ ናይ’ዚ ሎሚ ኣብ ገለ ሃገራት ማእከላይ ምብራቅ፡ ኣፍሪቃን ኣስያን ተኸሲቱ ዘሎ ህልቂት፡ ምምዝባል ሰላማውያን ሰባት፡ ቁጠባዊ ዕንወትን ሕጊ ኣልቦን፡ ጣልቃ ካልኦት ሃገራት ብፍላይ ድማ ምዕራባውያን ሃገራት ንረብሓታተን ክብላ ስርዓታት ብሓይሊ ምቅያርን ከፋፊልካ ምግዛእን፡ ምግባት ስልጣንን ብልሹውናን፡ ውልቀ መለኽቲ ዝፈጥርዎ ጸገማት፡ ናዕቢ ሰብኣዊ ርህራሀ ዘይብሎም
ምልካዊ ስርዓትን ደሞክራስን ኣማኑኤል ሳህለ ብእግርኻ ወይ ብገለ መጎዓዝያ ክትገይሽ ከሎኻ፡ ኣብ ጸምጸም በረኻ ብዙሓት ሰባት ብሓደ ዝነብሩሉ ስፍራ ምስ እትረክብ፡ እሞ ምስ ዚቕበሉኻ፡ እቲ መጀመርያን ቀንድን ድሌትካ፡ መራሒኦም መን ምዃኑ ምፍላጥ እዩ። ሰባት ኣብ ሓደ ቦታ ሓሪሶምን ነጊዶምን ኪቕመጡ ኸለዉ፡ ግድን ዘመሓድሮም ኣካል ይደልዩ እዮም። ኩላቶም ኣመሓደርቲ፡
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ግዜ ነጻነት፡ ተጋደልቲ ኣብ ኣስመራ ኪኣትዉ ኸለዉ፡ ህዝቢ ነቲ ጎደና ብኽልተ ወገኑ ብምምዕራግ፡ ሰብኡት የጣቕዑ፡ ኣንስቲ ድማ እልል ይብላ ነበራ። ይኹንምበር፡ ገለ ሰባት ብድሕረና ኾይኖም "ሕጂ ትስሕቃ ኣሎኽን፡ ደሓር ግን ክትበኽያ ኢኽን" ብምባል ትንቢታዊ ምኽሪ ኪልግሱልና ከለዉ ይዝከረኒ። ጀብሃ ዝነበሩ እዮም ዝኾኑ ብምባል
ኣማኑኤል ሳህለ ብቱርኪ እዩ ጀሚሩ እቲ መግዛእቲ ኤርትራ። ጸኒሑ ናይ ዓረብ፡ ግብጺ፡ ጣልያን፡ እንግሊዝ፡ ናይ ኢትዮጵያ መግዛእትታት ተኸታቲሉ መጺኡ። ርግጽዩ እቲ መግዛእቲ ንኹላ እዛ ሎሚ ኤርትራ ኢልና እንጽውዓ ዘሎና ሃገር ዚጥርንፍ ኣይነበረን። ገሊኡ ኣብ ከባቢ ምጽዋዕ ተሓጺሩ ተሪፉ፡ ገሊኡ ድማ ናብ ከበሳ ደዪቡ ነይሩ። እቲ ጽልዋኡን
ሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ካብ ዝሓኩር፡ ብፍላይ ድማ ካብ 1970 ክሳብ ለይቲ ሎሚ፡ ብስም መንካዕ፡ የሚን፡ ጸረ ሰውራ፡ ከድዓት፡ ሃሱሳት፡ በላዕቲ ጉቦን ካልእ ሰበብን ብምጥቃን፡ ንተቃወምቱን ካብ ናቱ ኣተሓሳስባ ፍልይ ዝበለ ርእይቶ ንዘቅረቡን ዜጋትታ ብምቅታል፡ ብምእሳርን ብምርዓድን’ዩ ዝነብር ዘሎ። ኩሎም’ቶም ብሃጸይ ኢሳያስ ብዘይ ፍርዲ
ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ነገር ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ናብቲ ናይ ጥንቲ ባህርያቱ እዩ ኪምለስ ዚደሊ። ማለት ንሓደ ስፍራ-ኣታኽልቲ ትም ኢልካ ምስ እትርእዮ፡ ግዜ ወሲዱ ናብ እንዳ ኣትማንን ኣናጹን እዩ ዚልወጥ። እቲ ኣብኡ ቦቒሉ በነበረ ግሩም ፍረታት ድማ ብኣእሻዅን ካልእ ተሰማሚዑዎ ዝበቖለ ጻህያይን ቆጥቋጥን ይትካእ። ጻዕሪ ዝጎደሎ ኩሉ
መንእሰያትን ፖለቲካን ኣእምሮ መንእሰይ ንኹሉ ክፉት እዩ። ንጽቡቕ ይኹን ንሕማቕ። ኣብ ግዜ ደርጊ ትኩስ ሓይሊ ይብሉዎ ነይሮም። ቀልጢፉ ይቕበል፡ ቀልጢፉ ድማ ይድርቢ። ቀልጢፉ ይለዓል፡ ምስ ደኸመ ድማ የጽቅጥ። ኣብ ሜዳ ይዋጋእ፡ ኣብ ኤውሮጳን ኣመሪካን ከይዱ ድማ ውልቃዊ ዋኒኑ የካይድ። ኣብ ሜዳ ማርኪስት፡ ኣብ ግዜ ናጽነት ድማ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን-2ይ-ክፋል-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/10/ጽገናን-ዞባዊ-ምምሕዳርን-1ይ-ክፋል-1.pdf"]
ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ብመንገዲ ኢትዮጵያ ፖሊሲ’ዶ ብልሽውና ወይስ ልሙድ ኤርትራዊ ባህርይ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 02/09/2014 ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ገዛና ዝበቖለ እሾኽ መርገም፣ በብቑሩብ እናኣስፋሕፍሐ ምድሪቤትና ካብ ዝወርሶ ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ሎሚ ኣብ ገዛእ ውሻጠናን ምድሪ-ቤትናን፣ ማሚቑና ክንድቅስስ ይትረፍ፣ ድርኲኺት ሰገርና ንብረትናን መረበትናን ክንርኢ’ውን ዝፍቀድ ኣይኮነን። ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ናብ
ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧ ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧ ክበሃል ከሎ መልኽዕ ናይ ሃይማኖትናን ባህልናን እምነትናን እዩ። ሓደ እዋን ሓሙሽተ ኣጸቢቆም ዝፋተዉ መንእሰያት ከም ኣጋጣሚ እቶም ሰለስተ ተዋህዶ ክኾኑ እንከለዉ፣ እቶም ክልተ ከኣ ካቶሊክ ኮይኖም ሳላ ናይ ክሕደት ትምህርቲ ናይ ሻዕብያ ኣብቲ ሃይማኖት ብዙሕ ተገዳስነት ዘይብሎም ዕርክነቶም ግን ካብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/h.m.n..pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/06/SPARK-OF-HOPE.pdf"]
ምዕራፍ 11፡ ካብ ተኽሊጥ ክሳብ ጸጸራት ኣብ ግዜ ሰላም መንእሰያት ነቦታቶም ክቐብሩ ንቡር’ዩ። ውግእ ንሕግታት ናይ ባህሪ ብጐነጻዊ መልክዕ ስለ ዝቕይሮ ግን ኣቦታት
ምዕራፍ 11፡ ካብ ተኽሊጥ ክሳብ ጸጸራት ኣብ ግዜ ሰላም መንእሰያት ነቦታቶም ክቐብሩ ንቡር’ዩ። ውግእ ንሕግታት ናይ ባህሪ ብጐነጻዊ መልክዕ ስለ ዝቕይሮ ግን ኣቦታት
Fetsum: Light inside the Vaccaroian movement of unification; FINAL This is my last article on Vaccaro’s recent message and please enjoy it! Vaccaro: “ተበግሶ ኩሉ ህዝብና ብሓባር ኢድ ንኢድ ተተሓሒዙ ነዚ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ዘሎዲክተታራዊ ስርዓት ጉሒፍካ ኣብ መቓብሩ ድማ ዲሞክራሲያውን ፍትሓውን መንግስቲ ንምትካል ዝዓለመኢዩ። ኣብቲ ኩሉ ክሳብ ሕጂ ዘካየድኩዎ ሰሚናራትን ምደረታትን፣ ጻዋዒተይ ኩሉ ኤርትርዊ ነቲ ኣሎና ዝብልዎፍልልያት ኣወንዚፎም ሙሉእ ጠመተኦም ነዚ ዘሎ ስርዓት ምእላይ ቀዳምነት ክህብዎ ይግባእ ኢለ እየ ዝአምን።ስለዚ ኩሎም ፖለቲካውያን ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፣ ውልቀሰባትን ፖለቲካዊ ፍልልያቶምብዘየገድስ ናብቲ መሰረታዊ ሃገራዊ ድሕነት ከቕንዕ ይግባኦ።” Comment: This is exactly what we have been working on. To my understanding Vacarro wants to unconditionally unify Eritreans for democracy irrespective of their differences. He defined
ብዘይካ እዚ እቲ ብዙሕነት ዘለዎ ህዝቢ ሕጂ ዘለዎ ፖለቲካዊ ንቕሓት ካብቲ ኣብ 1990ታት ዝነበረ ኣዝዩ ዝሓሸ እዩ፡ ስለዝኾነ ኣብቲ ድሕሪ ምልጋስ ስርዓት ህግደፍ ኽመጽእ ዝኽእል ከም ናይ ቋንቋ ጸገማት፡ ዕብለላ ናይ ሓደ ብሄር ኣብ ርእሲ ካልኦት ብሄራት፡ ዕብለላ ሓደ ብሄር ፡ ሃይማኖት ወይ ኣውራጃ ኣብ