ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጋዜጣዊ ናይ ደገፍ መገለጺ ነቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ናብ ኩሉ ክፋላት ኤርትራ ዝልሕም ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ ትማሊ 31 ጥትምቲ፡ 2017 ብዕምጠራ ህግደፍ ንዝተዓጽወ ናይ እምነታት ቤት ትምህርታት ሓደ ካብኡ ቤት ትምህርቲ ድያ፣ከምኡ’ውን ምእሳር መማህራንን ወለድን እቲ ቤት ትምህርቲ፣ ብፍላይ ከኣ፣ ብማእሰርቲ
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ጋዜጣዊ ናይ ደገፍ መገለጺ ነቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ናብ ኩሉ ክፋላት ኤርትራ ዝልሕም ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ ትማሊ 31 ጥትምቲ፡ 2017 ብዕምጠራ ህግደፍ ንዝተዓጽወ ናይ እምነታት ቤት ትምህርታት ሓደ ካብኡ ቤት ትምህርቲ ድያ፣ከምኡ’ውን ምእሳር መማህራንን ወለድን እቲ ቤት ትምህርቲ፣ ብፍላይ ከኣ፣ ብማእሰርቲ
ብ31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ንምቅዋም ዝተኻየደ ህዝባዊ ናዕቢ፡ ዘይንቡር’ኳ እንተኾነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ሓሲምዎ ከምዘሎን ህግደፍ ፉንፉንን ጽሉእን ስርዓት ምዃኑ ዳግማይ ዘነጽር ፍጻመዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ከም ኣመሉ፡ ነቲ መሰሉን ክብሩን ንምርግጋጽ ብዓውታን ድፍረትን ድምጹ ዘስምዐ ሰላማዊ ህዝቢ፡ ብዓረር፡ ብማእሰርቲ፡
ንልዕሊ 26 ዓመታት ዝኣክል፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዳርጋ ኩሉ ዝገበሮ ጭኮናታት፥ ኣብ ባዓቲ ሃይማኖታት ተሰዊሩ ክገብሮ ከምዝጸነሓ ካብቲ ልቦና ዘለዎ ህዝቢ ዝተሰወረ ኣይነበረን። ኣብ ሞንጎ ሃይማኖታት ኢዱ ብምእታው፥ ንገሊእን ፈጺሙ ኣዕኒወን ንገሊእን ጨፍሊቅውን ድማ ይርከብ። ንክርስትና ሃይማኖት ይኹን ንእስልምና፥ ብናጽነት ከምልኹን ከማሓድሩን ዕድል ዘይህብ
ሎሚ 31 ለካቲት ተባዓት ኤርትራውያን ተመሃሮ መንእሰያት ኣል ዲያእን ወለዶምን ዝርከቡዎም ኣሽሓት ኤርትራውያን ማሕበረሰብ ምስልምና፡ ነቲ ጨፍላቒ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ቤትምህርቶም ንምዕጻው ዝወሰዶ ስጉምቲ፡ ከምኡ `ውን፡ ኣብ ልዕሊ `ቲ ነዚ ውዲት ኣብ ምቅላዕን ምምካትን መሪሕ ተራ ዝተጻወተ ተባዕ ኣቦ ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ንዝወሰዶ ናይ
ኩቡራት ኤርትራዉያን ኣሓትን፡ ኣሕዋትን ተቀማጦ ዓባይ ብርጣንያ፡ ኣብ ሃገርና ብፍላይ ድማ ከተማ ኣስመራ ብሰላማዊ ህዝቢ ዝተበገሰ ሰላማዊ ተቃዉሞ፡ ስርዓት ህግደፍ ብሓይሊ ብረት ንምጎዕጻጹ ኣብ ህዝቢ ሃስያ የዉርድ ከምዘሎ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ግይለጽ ኣሎ. ነዚ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ዝወርድ ዘሎ ዓመጽ ንምቅዋምን፡ ኣብ ጎኒ ህዝብና ከምዘለናን
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ መድረሳ ኣል ዲያእ (ብልማድ ድማ እንዳ ስታዝ በሽር) ተባሂላ ንእትፍለጥ ኣብ ኣስመራ (ኣኽርያ) ንእትርከብ ቤት ትምህርቲ እስላም ንምዕጻው ንዝወሰዶ ዓማጺ ስጉምቲ ብምቅዋም መንእሰያትን ህዝብን ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ 31 ጥቅምቲ ኣብ ማእከል ኣስመራ ንዘካየዱዎ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ንምብታን ብርቱዕ ቶኽሲ ከምዝኸፈተ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ
ኣብ እዋን ቁልዕነተይ፡ “መዋቲ ብህይውቱ እንከሉ ሓጥያት እንተድኣ ገይሩ መቃብሩ ይተፍኦ፡ ኣብ ከውታ ለይቲ ኣብ መቃብሩ ኣውያት ይስማዕ” ዝብሉ ኣዝዮም ዘገርሙን ዘርዕዱን ቃላት እሰምዕ ነይረ። ኣብቲ እዋን’ቲ ሓጥያትን ጽድቅን ንመን ከምዝምልከታን ትርጉመንን ከምዚ ሕጂ ዘለኒ ኣይኹን እምበር ምስ መትኩ ሓጥያተኛ ከይከውን ግን ይጥንቀቅ ነይረ። ሕብረተሰብና
ጸሎተ-ፍትሓት ነፍስሔር ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ንሰሉስ ዕለት 31/10/2017 ኣብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ-ቀትሪ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚኪኤል (ኣድራሻ፡- 78 Edmund Street, London SE5 7NR ) ክካየድ እዩ። ፍትሓት ምስ ተዛዘመ፡ ኩልና ናብ’ቲ ንሳልስቲ ሓዘን ዝተኻየደሉ ኣዳራሽ ማለት፡- ናብ Fenwick Hall, 28 Wellington Road, London SW9 9NN
ጋዜጣዊ መግለጺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ ብዛዕባ ህጹጽ መጸዋዕታ `ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ።` ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ “ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ” ዜውጽእዎ፥ ናብ ኩሉ ኤርትራዊ ዘተኮረ ህጹጽ መጸዋዕታ ኩላትና ርኢናዮ ኣለና። ንኹላትና ኤርትራውያን ወኪሉ ብዓለምለኻዊ ደረጃ ዝነጥፍ ኣካል ንኽፍጠር እጃምና
ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተቓወሙ ላዕለዎት ሰበስልጣን ናይ ተኣሰሩሉ ጽኑዕ ማሕዩር ዒራዒሮ ቀንዲ ሓላፊ ኮይኑ ንነዊሕ ዓመታት ንምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብተኣማንነት ዘገልገለ ለተናል ኮለኔል ኢሳቕ ኣርኣያ (ወዲ ሓኪም) ናብ ትማሊ 26 ጥቅምቲ 2017 ዘውግሐ ለይቲ ብሕማም ከምዝዓረፈ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዕሉል መጋበርያ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኮይኑ ነቶም ብደረጃ
እቲ ጸረ ትምህርትን ምዕባለን ዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣስመራ ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ንእትምሓደር፡ `ሰሚናርዮ` ተባሂላ እትፍለጥ ቤትምህርቲ ዘካይዱ ዝነበሩ፡ ዓጀኑ ዝዓዶም ኣባ ጳውሎስ ሃይለ፡ ከምኡ `ውን ዓደብዑር ዝዓደን ሲስተር ትንሳኤ ኣሲሩዎም ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። ብመሰረት `ቲ ሓበሬታ፡ እቶም ግዳይ ማእሰርቲ ኮይኖም ዘለዉ ክልተ ኣካየድቲ ቤትምህርቲ `ሰሚናርዮ`፡
ኣቶ ሰመረ ብላታ ገብረሚካኤል ብዕለት 21-10-2017 ብድንገት ኣብ መበል 64 ዓመቶም ስለ ዝዓረፉ፡ [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/10/semere.pdf"]
ኣብ መዋእል ስርዓት ህግደፍ፡ ሽመት ምዕዳል ወይ ምምንጣል፡ ሰባት ምእሳርን ምሽራብን ኣዝዩ ዝቀለለ’ዩ። እቶም ብስርዓት ህግደፍ ዝዳጎኑ ዜጋታት፡ ብሓለፍቲ ቤት ማእሰርቲ ወይ ስለያ፡ “ጉዳይካ ስለዝተጻርየ ተፈቲሕካ ኣለኻ” ዝብል ሓጺር መግለጺ ምስተዋህቦም፡ ስለምንታይ ከምዝተኣስሩ ክሓቱ ዝኾነ መሰል የብሎምን፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብቲ ማሕዩር ዘጋጠሞምን ዝረኣይዎን ከይዛረቡ’ውን መጠንቀቅታ’ዩ ዝወሃቦም።
መርድእ ክብርትን ፍትውትን ሓፍትና ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ብዝሓደራ ውሽጣዊ ሕማም ንነዊሕ እዋን ኣብ ሆስፒታል ክትሕከምን ክትእለን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብኹሎም ቤተሰባን ፈተውታን ተኸቢባ ትማሊ ዓርቢ ዕለት 20 ጥቅምቲ (ኣብ መበል 79 ዕድሜኣ) ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ብሰላም ዓሪፋ። በዚ ምኽንያት’ዚ ንሰለስተ መዓልታት ዝካየድ ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን መደባት
ምሕደራ ባጤራ ናቕፋን ማሕበረ-ቁጠባዊ ስምብራቱን[1] ገብረ ገብረማሪያም (ዶር.) መቸስ፡ ባጤራ እንታይ ኢዩ ኢለ እንተዝሓተኩም፡ “ምስራኣናዮ ንፈልጦ”፡ ኣርእየና’ሞ ክንነግረካ ከምትብሉን ኣይጠራጠርን ኢየ። ባጤራ ዳኣ፡ እዚ “ናቕፋ፣ ዶላር፣ ዩሮ፤ የን፣ ቅርሺ፣ ሪያል፣ ዲናር፣ ፐሶ፣ ራንዲ፣ ፓውንድ ኢስተርሊንግ፣ ክሮና፣ ወ.ዘ.ተ.” ዝባሃል ‘ወረቐት ወይ’ውን ሓጻውን’ ዶ ኸ ኣይኮነን’ውን ትብሉ ትኾኑ። እወ፡
29.04.1951 – 07.10.2017 መርድእ ብጻይ ሓደራ ተስፋይ ብ 29.04.1951 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላ ሞሰዳ/ እንዳዝማቲ ዑቕቢት፡ እንካብ ክቡራት ወለድቱ ኣቶ ተስፋይ ዘርኡን ወ/ሮ ኣማረሽ ኣበዶምን ተወልደ። ዕድመኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ከኣ ኣብ ዓዲ-ዃላን ከተማ መንደፈራን ተማሂሩ ቀጺሉ ናብ ኢትዮጵያ ብምኻድ ብፍላይ ናይ ናብራ ዕብየት
ብመጀመርያ ኣብ ኖርወይ: ብሓፈሻ ድማ ኣብ ኩሉ ኩንርንዓት ዓለም ንእትርከቡ ኹልኹም ደለይቲ ፍትሒ ናይ ቃልሲ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኣብ ዕለት 18.10.2017 ኣብ መርበብ ዜና ኣሰና «ኣገዳሲ ምልክታ ፡ ደለይቲ ፍትሒ ኖርወይ» ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ብዛዕባና: ብዛዕባ ጽላል ተጻሒፉ ርኢና። መግለጺ ክንህበሉ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝረኸብናዮ ድማ መሪሕነት
ERITREAN SNEET ASSOCIATION ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ جمعية سنيت الإريترية ውጽኢት ምይይጥ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎን፣ ኣምባሳደር ዓንደብርሃንን ኣቐዲምና ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ምስ ደለይቲ ፍትሒ ሳንድየጎ ንምርኻብ ዝወሰዶ ተበግሶ ኣዚና ነመስግን። ማሕበር ስኒት ኤርትራውያን ሳንድየጎ ንብድሕሪ ሕጂውን ንኹሎም ውድባትን ሲቪካውን ፖለቲካውን ጽላላትን፣ ህዝባዊ ባይቶታትን፣ ብዘይ ኣፈላላይ እናተቐበለ ክዛተ ድሉው ምዃኑ ንኹሉ
ኣብ ኖርወይ እንርከብ ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሓደ ጽላል ተጠርኒፍና ንኣስታት ኣርባዕተ ዓመታት ክንቃለስ ጸኒሕና። የግዳስ ዘራጊት ማይ ዘላተን ኣሓስ ጽሩይ ማይ ነይሰትያ ከም ዝብሃል፡ ኣብ ውሽጥና ተቓለስቲ ተመሲሎም ዝኣተዉ ጸየቕቲ ነቲ ብጽፈት ዝኸይድ ዝነበረ ቃልሲ ክዓናቕፉዎ ስለ ዝኸኣሉ፡ ሎሚ ጽላል ኖርወይ ከም ቀደሙ የሎን። ድሕር’ቲ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ንሓደ ካብቶም ኣምሳያ ናይቲ ዝዓጸዎ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ መተካእታ ምዃኑ ዝምክሓሉ ዝነበረ ኣብ ሓልሓለ ዝርከብ ኮለጅ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን፡ ብሃንደበት መናበዪ ስታላታት ገይሩ ስለዝዓጸዎ፡ እቶም ሎሚ ዘበን ኣብታ ኮለጅ ክጅምሩ ዝነበሮም ተማሃሮ መእተዊ ስኢኖም ከምዝተዘናበሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ስርዓት ንኮለጅ ቢዝነስን ኢኮኖሚክስን ሓልሓለ መናበዩ ስታላታት
መራሒ መንግስቲ ወይ ሃገር፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ወይ ኣብ መጋባእያ ህዝቢ፡ መግለጺ ክህብ’ዩ ክብሃል እንከሎ ህዝቢ፡ ንኩነታት መነባብርኡ፡ ጸገማቱን መጻኢ ህይወቱን ዝምልከቱ ውሳኔታትን ኣዋጃትን ክለዓል’ዮም ኢሉ ስለዝኣምን ኣእዛኑ ጸልዩን’ዩ ዝጽበ። ካብ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ግን፡ ብዘይካ’ቲ ዓመት መጸ፡ “ካብ ዝሓለፈ ተሞኩሮና ብዙሕ ተማሂርና ኢና፡ ግዳማዊ
ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስን ኤርትራዊ ፖሊቲካዊ ሰነ-ኣእምሮን The struggle against Dictatorship and the Psychology of the Eritrean Politics ብፍስሓ ናይር ዕላማ ናይዚ ሓተታዚ ኣብዚ እዋንዚ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክራስያ ሰለምንታይ ኢዩ ካብዚ ዘለዎ ምንጽጻግን ኣብ ሓድሕድ ምንእኣሰን ክወጽእ ዘይከኣለ፣ ኣብ ዝሓለፈ ናይ 15 ዓመታት ቃልስና ኣብ
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ሎሚ 8 ጥቅምቲ፡ ካብ ሰዓት 2:00 – 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኣርሊንግተን፡ Double Tree ኣብ ዝብሃል ሆቴል ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ደገፍቲ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ክሳተፍ መደብ ዝነበሮ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ኣብ ትሕቲ ፖሊስ ኣርሊንግተን ከምዝርከብ፡ ምንጭታት፡ ካብ
'ሕድሪ ስዉኣት ንልምዓት' ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዲዩ -- ናብ ሃገሮምን ህዝቦምን ወዲቚ ኣብ ልዕሊ ዘሎ ኩሉ ዓይነታዊ ጸገም ዝላገጹ ሰብ ሕመቕ መንእሰያት ህግደፍ (YPFDJ) ትማሊ ቀዳም 07/10/2017 ኣብ ከተማ ሸፊልድ ተኣኪቦም ዉዒሎም። እዚ ዋዕላ ብቐንዱ ነቲ ኣብ ሆላንድ ክካየድ-ዝተሓስበ ዋዕላ መንእሰያት-ህግደፍ 2017 እሞ ብድሕሪ
ኣብዚ እዋን’ዚ ዋላ’ኳ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ስቃይን ሓሳረ መከራን ህይወት የሕልፍ እንተሎ፡ ካብኡ ናብኡ ግን እቲ ንናጽነት ኤርትራ ዝሰንከለን ኣብ በረኻ ከርተት ዝበለን ተጋዳላይ፡ ኣብ ስደትን ኣብ ውሽጢ ሃገርን መዕቀኒ ዘይብሉ ሕሰም የሕልፍ ኣሎ። ሓቂ ንምዝራብ፡ እቲ “መጀመርታ እንተለዎ መወዳእታ’ውን ኣለዎ” ኢሉ፡ ነታ ሓንሳብ ዝዓጠቃ
ኣንታ ጅግና ቢተወደድ ኣቦ ዶ ተሳኢኑ ዘርእኻ ዘዋድድ ኣደ ዶ ተሳኢና ተምሳልካ ትወልድ ምቑሕካ ፈቲሑ ብሕጊ ዝፈርድ ኣምሳያኻ መላኺ ዝቕፍድ፡ ሳይንስ ከ `ታይ ኮይኑ ከም ማህጸን ዝሕንግድ ኣይተወርየሉን ዶ ደቂ 60 ከእንግድ፡ ዓባጢትካ ናይ ጋኔናት ጉድጓድ ሰልሚ ኮይና ምስ ኣበየት ምስዳድ ብልሓት ተሳኢኑ ታኼላ ዝስግድ ተኻሊ መሳልል ሓርቢቱዋ ውላድ እንሆ`ዛ ሃገር ከም ሕሱም ትዓብድ፡ ማይ እናሃረማ እኽሊ
ምስጢር ግዳይ በዓል ጽሩራ ህግደፍ ዝኾነት ጓል ስውአትን፡ አውያት ዓሳታት ማእከላይ ባሕሪ ዝተቛደስዋ "ሳሊናን"፥ ስለምንታይን? ስርዓት ህግደፍ ንሕድሪ ስውአት ጎስዩ፡ ንህዝብን ንዋጋ ዝኸፈሉ ጀጋኑን፡ ብዘይ መስርሕ ሕጊ ኸርዲኑ ምስቃይ ከይአኽሎ፡ ስድርኦም ሲኢኖም፡ አብ ትሕቲ ባሩድን ሃድን ነፈርትን፡ አብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዝዓበዩ፡ ዘኽታማት ደቂ ስውአት'ውን ከይተረፉ፡
ህጹጽ መጸዋዕታ ንኩሎም ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን 15 ሕዳር 2017 - ምልካዊ ስርዓት ንምውጋድ መናሃርያ ንግበራ ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፦ ከም ደለይቲን ተቓለስትን ንፍትሒ መጠን፣ በቲ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዝርከብ ኣሰቃቒ ኩነታት ከም ትሳቐዩን ትጉህዩን ጥርጥር የብልናን። ክብርቲ ሃገርና ህዝባ ተጓሕጉሑ ፣ ኣፍረይቲ ደቃ ካብ ሃገር
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ንዕጡቕ ጉጅለ ሶማል፡ ኣሽባብ፡ ወተሃደራዊ ደገፍ ኣብ ዝገበረሉ እዋን እቲ ሶማላዊ ዕጡቕ ጉጅለ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ምስ ተደፍአ ኣብ ዶብ ሶማልን ኬንያን ተታሒዞም ኣብ ኢትዮጵያ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ክልተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ተስፋልደት ኪዳነን ሳልሕ እድሪስ ጋማን ነጻ ከምዝተለቁ ወኪል ኣሰና ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣረጋጊጹ። ጋዜጠኛ
ሱር በተኽ ዝኾኑ ቁኑዓት ሐሳባት ካብ ተራ ውልቀ ሰብ ክፍልፍል ይኽእል እዩ። ኣብ ግብሪ ክትርጎም ግን ብዙሕ ጻዕረን ተወፋይነትን ክእለትን ናይ መሳለጢ ገንዘብ የድልዮ። እቲ ናይ ሰላም ምንቅስቃስ ብኣብረሃም ገብረሊባኖስን ኣብ ኤሪትራ ዝዓበየ ብምብጋሱ ዝያዳ ኣገዳሲ ይገብሮ። ኩነታት ስደተኛታት ኤሪትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ተንኪፎዎ ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ
ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግረንፈል ህንጻ (Grenfell Tower) ዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ ህይወተን ዘሕለፋ ኣሕዋትናን ደቅናን፡ ድሕሪ ክቱር ሓዘንን ትጽቢትን ዘሰነየን ሰለስተ መረርቲ ኣዋርሕ፡ ሬሳታተን ተለልዩ ተዋሂቡና። ብቐዳምነት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን፡ ብኣካል ኣብ መንጎና ተረኺብኩም ኮነ ብመልእኽትታትኩም፡ ሕሰምናን ሓዘናን ንምፍዃስን ንምጽንናዕን
እቲ ካብ 9-11 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሲያትል ዝተኻየደ ናይ ህግደፍ ፌስቲቫል ፣ ብስቱር ውደባን ጎስጎስን ዝተኻየደ ዘይህዝባዊ ጉጁላዊ ፌስቲቫል እዩ ነይሩ። ከም ኣካል ናይቲ ፌስቲቫል ተሓሲቡ ናይ ኤርትራ ወከልቲ ኣካላት ባይቶ ኣብ ስሜን ኣሜርካ ሰሚናር ተኻይዱ ብዝብል ስም ኣብ መወዳእታ እቲ ናይ ሳልስቲ ሰሚናር ተሓቢሩ ። [gview
ቀዋሚ ቦታኣ ኣብ ሚላኖ ዓዲ ጥልያን ዝኾነ ክኢላ ሕክምና ኤርትራዊት ገባሪት ሰናይ ዶር ኣልጋነሽ ፍስሃ ጋንዲ መስራቲት ናይቲ `ጋንዲ` ዝብሃል ዘይመንግስታዊ ወለንታዊ ማሕበር እያ። ነቶም ዝተፈላለዩ ሓደጋታት እንተላይ ሽግራት ዘይሕጋዊ ኣሰጋገርትን ጨወይትን ሰጊሮም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ዝፍትኑ ስደተኛታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምድሓን ድማ ንሓያለ ዓመታት
እዚ ቃል እዚ እቲ ኣብ ዝኽሪ መስከረም 18, 2001 ኣብ ሲያትል ዝተዋህበ ቃል ዶር. በረኸት ሃብተስላሴ እዩ ። መስከረም ኣብ ህልው ታሪኽ ኤርትራ ብኽልተ ዓበይቲ ፍጻመታት እያ ትፍለጥ ። እቲ ሓደን ቀንድን መሰረት ናጽነትና ዝኾነ ምፍላም ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ክኸውን ከሎ ፣ እቲ ካልኣይ ድማ እቲ
ህዝቢ ኤርትራ፡ ቤቱ ዝሃንጸሉ’ምበር ቤቱ ዘፍርሰሉ ኣይደልን’ዩ ኣብዚ ዘለናዮ መዋእል፡ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም፡ ዘመናዊ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ናጻ ናይ ምዝራብን ምጽሓፍን መሰል ስለዘሎ፡ ሰባት ብስሉጥ መዓልታዊ ህይወቶም ክመርሑ፡ ሓድሕድ ርክባት ክምስርቱ፡ ማሕበራዊ፡ ፖለቲካውን ቁጠባውን ንጥፈታቶም ከሰላስሉን ክኢሎም ኣለዉ። ብዙሓት ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን ነዚ ዕድላት’ዚ ተጠቂሞም፡ ኣብ
ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ብሪጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ትማሊ ሓሙስ ንስምረት ገዳማትን ነቶም ዝርካቦም ጳጳሳትን አኪቡ ነዚ ብማሕበር ደብረ ቢዘን ተገይሩ ዘሎ ውገዛ ብቕልጡፍ መልሲ ሃብሉ ኢሉዎም። ይኹን `ምበር እቶም ኣብቲ ርከብ ዝተሳተፉ ምስ ማሕበር ቢዘን ኪንረዳዳእ ዝብል ሪኢቶ ኳ እንተሃቡ፡ ጳጳሳት ናይ ግድን ክትምልሱ ኣለኩም፡
መልእኽቲ ሓዘን ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ፡ ብዝሓደራ ሕማም፡ ንነዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም 2017 አብ ሃገረ ጀርመን፡ ካስል ዓሪፋ። ተጋዳሊት ጽገ መንገሻ ብንኡስ ዕድሚኣ ብ1977 ኣባል ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይና ዝጀመረቶ ቓልሲ ንናጽነት ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብ እዛ ዕለት ብሞት ዝተፈለየትና፡
ትዕግስቲ ድዩ ፍርሒ ከቢዱና ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘጋጥም ዘሎ ዕለታዊ ዜና ሕሰምን መከራን ግፍዕን ጭቆናን መግለጺ ዘይርከቦ ዓቀኑ ዝሓለፈ ምዝመዛ ደቂ ሰባት ተከሲቱ እነሆ፣ከም ሳዕቤኑ ከኣ ስደት መናእሰይ ኤርትራ ብሓፈሻ እግሪ ዝተኸለ ኩሉ ዜጋ ሃገሩ ራሕሪሑ ክስደት ዓለም ብዓለማ በጺሑዋ።እቶም መበገሲ ስደት ኤርትራውያን ቡዙሓት እኳ